Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቀጠር ኣብ ኢትዮጵያ ናይ 500 ሚልዮን ዶላር ወፍሪ ተፈራሪማ

ኣውፈርቲ ቀጠር ኣብ ኢትዮጵያ 500 ሚእቲ ሚልዮን ዶላር ዝውድእ ናይ ኣርባዕተ ፕሮጀክትታት ወፍሪ ከካይዱ ምዃኖም ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ገሊጸን። ብመሰረት 'ቲ ዝስምምዕ አብ ምብራቕ ኢትዮጵያ አብ ድሬዳዋ ናይ ስሚንቶ ፋብሪካ፤ ምድላብ ሃብቲ ሃብቲ እንሰሳ ከምኡ ድማ

ኣውፈርቲ ቀጠር ኣብ ኢትዮጵያ 500 ሚእቲ ሚልዮን ዶላር ዝውድእ ናይ ኣርባዕተ ፕሮጀክትታት ወፍሪ ከካይዱ ምዃኖም ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ገሊጸን።

ብመሰረት ‘ቲ ዝስምምዕ አብ ምብራቕ ኢትዮጵያ አብ ድሬዳዋ ናይ ስሚንቶ ፋብሪካ፤ ምድላብ ሃብቲ ሃብቲ እንሰሳ ከምኡ ድማ ናይ ዓሶ መድሃኒት መስርሒ ፋብሪካ ናይ ኮስሞቲክስ ፋብሪካ ንኸሰርሑ ተወዓዒሎም ኣለዉ።

ውልቀመላኺ ምልካዊ ኢስስርዓት ኢሳይያስ፣ ምስ ቀጠር ፍሉይ ዝምድና ኣለና እናበለ፣ ኢሳይያስ ንዝሓለፉ 23 ዓመታት ናብታ ክጅሃር፣ ንገለ የዋሃት ብተስፋ ምጽወታ እናኣታለለ ናብ ቀጠር ብምምልላስ ውራይ ውልቃዊ ሕክምናኡን ማእለማ ሽርሕታትን ክገብር ኳ እንተጸንሐ ኤርትራ ካብ ቀጠር ከም ሃገር ዝጠቅም ደገፍ ኣይረኸበትን።

እዚ ኸኣ፣ ሰበስልጣን ቐጠር አብ ቀርኒ አፍሪቃ ከረጋግጽዎ ንዝደልይዎ ረብሓታት ንውልቀ መላኺ ኢሳያስ ከም መሰጋገሪ ድልድል ክጥቀሙሉ ድሕሪ ምጽናሕ፤ ምስቲ ካብ ዓለም ተነጺሉ ዘሎ ስርዓት ምሽራኽ ክሳራ ምዃኑ ኣስተብሂሎም ብዘይፍረ ራሕሪሖሞ ይኸዱ ከምዘለለዉ ዘመልክት እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
17 COMMENTS
  • asmerom January 21, 2015

    ata hawna bzaba zena ethiopia ke itay yu zigdseka, wey loqmetsmets.

  • Asghedom Woldeghiorghis January 23, 2015

    Investment is stufy and calculation, where do you want Qatar , invest? In Eritrea because it is Isayas Afewerks Friend or they want to invest where they gain, Please Eritreans go to school of Economy.

POST A COMMENT