[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/Titanic_Mediterranean.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/Titanic_Mediterranean.pdf"]
ኣማኑኤል ሳህለ ኣብዚ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ብዘሰቅቕ መገዲ ኣብ ምድረበዳታትን ባሕርታትን ከም ቆጽሊ ዝረግፉሉ ዘለዉ እዋን፡ ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ብዚብል ኣርእስቲ ዓንቀጽ ምጽሓፍ፡ ነቲ ብጭብጢ ዝረአ ዘሎ ስቓይ ብዘይስምዒታዊ መገዲ ክትርእዮ ምድላይ ይመስል። ግን ከኣ ኩሉ ኣብ ወድሰብ ዝወርድ መከራ ናይቲ ካብ ኣእምሮ ሰብ ዚፍልፍል እሞ ኣብ
ኣብዚ ዘለናዮ እዋን፡ ብመራኸቢ ብዙሓን ብዛዕባ ኤርትራ ዝውረ ወይ ዝጸሓፍ ጽቡቅ ነገር የለን። ኩሉ ካብ ሓድሕዱ ዝኸፍአ ወረ ሞት፡ ስደት፡ ጥሜትን ማእሰርትን ዜጋታት ጥራሕ’ዩ። ካብቲ ብተደጋጋሚ ኣብ ማዕከናት ዜናን ብሰባትን ዝስማዕ፡ ዝጸሓፍን ዘዕለልን ድማ፡ ኣብ ኤርትራ፡ ናጽነት ሃይማኖት፡ ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽን መንግስቲ ምንቃፍን መሰል የለን፡
ንዝኽሪ ንጹሓት ኣብ ሊብያ ዝጠፍኡ፣ ኣብ ከተማ ጀኔቭ፣ ሰላማዊ ሰልፍን፣ ሸምዓ ምዉላዕን፣ ዕለት 25 ሚያዝያ ቀዳም፣ 2015ዓም ኣብ ሊብያ፣ ብየዘይ ሓደ በደል "ክርስትያን ጥራይ ብሙዃኖም" ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ብሓይሊ "ኢስላም በሃልቲ" ንዝተሓርዱን ዝተቐንጸሉን ከምኡ'ውን ኣብ ኣፋፈት ኤውሮጳ መርከብ ተሰራ ንሞት ዝተጸጥሑን፣ ንምዝካርን ምስ ስድራ ቤታቶም ናይ
Tens of thousands of Ethiopians have attended a rally in the capital, Addis Ababa, condemning the murders of Ethiopians by Islamic State militants. More than 20 migrant workers - most thought to be Ethiopian Christians - were killed by the Libyan branch of IS. It released videos
By: Tedros Abraham 21/04/2015 Some 350 Eritreans were among the 850 people who perished in the migrant boat that sank off the coast of Libya on Saturday night, a United Nations spokesperson said on Tuesday. Ethiopia declared three days of national mourning after it confirmed the people brutally
ናብ ትማሊ ትማሊ ሰንበት 19 ሚያዝያ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ ካብ ዝሞቱ 850 ስደተኛታት እቶም 350 ኤርትራውያን ምዃኖም ወሃቢ ቃል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ጀኔቫ ብዝዘርግሖ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣረጋጊጹ። ኣፈኛ ላዕለዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣድርያን አድዋርድስ፣ “ ገለ
Hotline for Refugees and Migrants ዝተባህለ ናይ እስራኤል ዘይመንግስታዊ ማሕበር ኣብ እስራኤል ዓቕሎም ጸቢቡዎም ናብ ሳልሳይ ሃገር ዝኸዱ 3 ኤርትራውያን ስደተኛታት ምስቶም ብጃምላ ኣብ ሊብያ ብISIS ዝተረሸኑን ዝተሓርዱን ኢትዮጵያውያን ኣመንቲ ክርስትና ከምዝተቐትሉ ሓቢሩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ምዃኖም ጠቒሱ ኳ እንተነበረ፣ ብመሰረት እቲ
The Hotline for Refugees and Migrants reported on Tuesday that three asylum seekers who left Israel for a third country over the past year have been executed by the Islamic State in Libya. According to the report, the victims were identified by family members and
https://www.youtube.com/watch?v=wag4RakV0xY&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=NSQSgau2k68
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ጃምላዊ ቅትለት ናይቶም ብዘይካ ክርስትያናዊ ሃይማኖታዊ እምነቶም ካልእ ገበን ዘይነበሮም ብጥሩፍ እስላማዊ ጉጅለ ISIS ኣብ ሊብያ ብዘስካሕክሕ ኣረሜናዊ ኣገባብ ብኻራሩ ተጎይሖም ብብረት ብትሕዞ ዝተረሸኑ 28 መሳኪን ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ሰለስተ መዓልቲ ዝጸንሕ ናይ ሓዘን ቅነ ኣዊጁ። መንግስቲ ኢትዮጵያ እቶም ግዳያት ኩሎም ኢትዮጵያውያን ምዃኖም ከምዘረጋገጸ
Abinet spent six years completing her national service in one of Eritrea’s ministries, but when she joined a banned Pentecostal church, she was arrested, interrogated, threatened, released and then shadowed in a clumsy attempt to identify other congregants. She arranged to be smuggled out of
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/Fund_r_sd.pdf"]
ሎሚ 19 ሚያዝያ ናይቲ ኣሸባሪ ጉጅለ ISIS ናይ ቪድዮ ፕሮፖጋንዳ ብምውካስ ዝተዘርግሐ ሰነድ ከምዘመልክቶ፣ ISIS ኣብ ሊብያ ንዝሓዝዎም 30 ከም ‘ኢትዮጵያውያን’ ዝግለጹ ዘለዉ ኣመንቲ ክርስትና ስደተኛታት፣ ነቶም 15 ብብረት ብኣልማማ ክርሽኑዎም ከለዉ፣ ነቶም 15 ብኻራሩ ከምዝጎይሑዎም የርኢ። እቶም ኢትዮጵያውያን ዝብሃሉ ዘለዉ ስደተኛታት ኩሎም ወይ ገሊኦም
Islamic State footage features rant against Christian crusaders, and shows 15 men beheaded on beach and another 15 shot in the head in scrubland Islamic State has released a video purporting to depict the massacre of 30 Ethiopians, the second incident of mass slaughter of Christians
ናብ ሎሚ ሰንበት 19 ሚያዝያ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ 700 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን እትጓዓዝ ዝነበረት ጃልባ ኣስታት 17 ማይልስ ድሕሪ ምጕዓዛ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብምጥሓላ ኣስታት 700 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ከምዝሃለቑ ላዕለዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ኣህገራት ኣፍሊጡ። ህጹጽ ናይ
By DEBORAH BALL Updated April 19, 2015 6:20 a.m. ET 6 COMMENTS ROME—As many as 700 migrants are believed to have died in a shipwreck about 70 miles from the Libyan coast, according to the United Nations High Commissioner for Refugees. According to statements from survivors given to the UNHCR,
1. “ምስ ኩሉ ፍልልያትና ተኸባቢርና” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ኣብ ኣትላንታ ጆርጅያ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ሓደ ማዓልቲ ሰሚናር፡ ብ ኣቦ ወንበር ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ (Grass roots movement) ዝቐረበ ቓል። ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡- ናብ’ዚ ብናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል
ስደት ድሕሪ ናጽነት ናይ መን መርገም’ዩ? ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፋተይ ብተደጋጋሚ ዘተምባህኩዎን ካልኦት ኤርትራውያን ’ውን ብተመሳሳሊ ዝሓበርዎን፡ ነዚ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ብህግደፍ ዝወርድ ዘሎ ሓሳረ መከራ፡ ፈወስቱን ፈታሕቱን ንሕና ባዕልና ኤርትራውያን ኢና። ዋላ’ኳ ኣካል ማሕበረ ሰብ ዓለም ስለዝኾና “ዓለም ዘርያትና፡ ጸማም እዝኒ ሂባትና” ኢልና ክንጠርዕ ወይ’ውን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/OROMAI-Oromay-II.pdf"]
ኣብ ሰላሳታት ዕድመ ዝርከብ መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን ዑደት ኣብ ዝፍጽመሉ መዛኑ ኣቦኡ ዝሸምገሉ ሰብ ጽሩራ የሰንይዎ:: እቶም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ነፍስወከፎም ወረቐትን ብርዕን ሒዞም ደድሕሪኡ ዞኽዞኽ እናበሉ ይምዝግቡ:: እንታይ ከም ዝምዝግቡ ዝግለጽ የልቦን:: ካብቲ ምንቅስቓስ ኣካላቶም ኣዒንቶም ዝሰዶ መልእኽቲ ግን ነቲ ነቦኡ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/Assenna_Rep_34.pdf"]
እቲ ቀዲ ምኽንያት ነዛ ጽሑፍ ክጽሕፍ ዝደፋፋኣኒ እታ ብዕለት 3/30/2015 ኣብ ኣሰና “ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣሜሪካ ዝርከባ ናይ ተዋህዶ ቤተክርስቲያናት ንምፍራስ ኣባላት ሃሱሳት ሰሪዑ ኣሎ” ብዝብል ኣርእስቲ ብምንባበይን ከምእውን ብዛዕባ እዛ ጽሑፍ ምስ ሓደ እሙን ዓርከይ (ኣባል ሰበኻ ጉባኤ ናይ ሓደ ቤተክርስቲያን) ብተሌፎን እንዳዕለልና
Italian police say they have arrested 15 Muslim migrants after they allegedly threw 12 Christians overboard following a row on a boat heading to Italy. The Christian migrants, said to be from Ghana and Nigeria, are all feared dead. In a separate incident, more than 40 people
South African President Jacob Zuma on Thursday appealed for calm as a wave of anti-immigrant violence spread to Johannesburg, raising fears the country's dire economic woes could spark widespread unrest. At least six people have been killed in the last two weeks in attacks in the
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)ንሰንበት ሚያዝያ 26 2015 ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ክገብር ኢዩ ። እዚ ኣኼባ’ዚ ኣብቲ ኣቐዲሙ ዝቐረበ መግለጽን ሓበሬታን መሰረት ብምግባር ንዝቐርቡ ሕቶን መብርህን ድሕሪ ምምላስ ቀጺሉ ብዛዕባ ምምስራት ዓንኬልን ምምራጽ መሪሕነት ዓንኬል ከተማ ቶሮንቶን ከባቢኣ ክዝቲ ኢዩ
ካብ ሊብያ ብጀላቡ ናብ ኢጣልያ ክሰግሩ ዝፈተኑ 400 ሰባት ኣብ ማኣከላይ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ካብቲ ሓደጋ ብሂወት ዝደሓኑ ንማሕበር ዘይመንግስታዊ ማሕበር ህጻናት ኣድሕን ሓቢሮም::ኣብዞም ሂወቶም ስኢኖም ዘለው ቆልዓ ሰበይቲ ዝርከብዎም ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ክህልው ከምዝኽእሉ ይግመት:: ኣብዚ ሳልስቲ ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ ሰባት እቶም
Boat had left Libya 24 hours before wreck, refugee-assistance groups say By GIADA ZAMPANO April 14, 2015 5:18 p.m. ET 8 COMMENTS ROME—Survivors of the wreck of a migrant boat headed to Italy from Libya said that as many as 400 people had died in the wreck, according to Save
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/ጋዜጣዊ-መግለጺ-ቊ.10.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/ብዛዕባ-ኤርትራዊያን-ተቓወምቲን-ብዛዕባ-ደቂ-አንስትዮ-ዝተብዓለ-ባዓልን-ኣብ-ኢትዮጵያትግራይ-ዘለዋ-ደቂ-ኣንስትዮ-ስደተኛታት-ኣዋልድ-ዝብሎ-አለኒ.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/Dr-Beyene-Tigringa-2.pdf"]
Oregon senior Tanguy Pepiot learned a hard lesson in the final few strides of a 3000m steeplechase Saturday. Pepiot had what he thought was an insurmountable lead with the finish in sight. So he began waving to pump up the home crowd at Oregon’s Hayward Field. Little
Patrick W. Ryan | SUSRIS A U.S. Navy carrier strike group passed through the Suez Canal on April 6th shifting from the Sixth Fleet, the Mediterranean Sea, to the Fifth Fleet, the Central Command maritime domain — 2.5 million square miles of area including the Arabian Gulf, Gulf
Former Prime Minister Lawrence Gonzi this morning urged all EU member states to show real solidarity on the issue of migration, helping countries like Malta and Italy, which are facing the brunt of this phenomenon. Speaking at a meeting of the European Parliament’s Civil Liberties, Justice
ምስጋና ገዲም ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ክፍሉ፡ ብ 27 መጋቢት (March 27) 2015 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ግዝኣት ጆርጅያ-ኣትላንታ ድሕሪ ምዕራፉ፡ ብ 08 ሚያዝያ (April 08) 2015 ኣብ ዓዲ-ኳላ፡ ስድራቤቱ፡ ቤተሰቡን ፈተውቱን ኣብ ዝተረኸብዎ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ። ስውእ ተስፋማርያም ወልደማርያም፡ ንዝሓደሮ ሕማም ሕክምናዊ ምክትታል ኣብ ዝገብረሉ ዝነበረ እዋን፡