ክቡር ህዝቢኤርትራ፣ ንሕና ኤርትራዊያን ብፍላይ ልዕሊ 40 ዓመት ዕድመ ዘሎና ነጻነትና ብኸመይ ከም ዝመጸት ኣጸቢቕና ንፈልጥ ኢና።ንመዛኻኸሪ ዝኣክል ኣሽሓት መንእሰያትና ተሰዊኦምን ሰንኪሎምን፣ኣሽሓት ሕጻናትን ቆልዓ-ሰበይትን ብናይ ጸላኢ ቦምብታት ተቀዚፎምን ሰንኪሎምን ገለ ስድራ-ቤታት ጸኒተን፣ ዓሰርታት ሚእቲታት ዓድታት ተቓጺለንን ተደምሲሰንን።
ክቡር ህዝቢኤርትራ፣ ንሕና ኤርትራዊያን ብፍላይ ልዕሊ 40 ዓመት ዕድመ ዘሎና ነጻነትና ብኸመይ ከም ዝመጸት ኣጸቢቕና ንፈልጥ ኢና።ንመዛኻኸሪ ዝኣክል ኣሽሓት መንእሰያትና ተሰዊኦምን ሰንኪሎምን፣ኣሽሓት ሕጻናትን ቆልዓ-ሰበይትን ብናይ ጸላኢ ቦምብታት ተቀዚፎምን ሰንኪሎምን ገለ ስድራ-ቤታት ጸኒተን፣ ዓሰርታት ሚእቲታት ዓድታት ተቓጺለንን ተደምሲሰንን።
ወ/ት ንግሥቲ ጴጥሮስ ድቡስ እንካብ ክቡራት ወልድታ ኣቶ ጴጥሮስ ዱቡስ በዓል ደግራ ልብዔ እኖኣ ወ/ሮ ምሕረታ ኣስፍሃ ዘርአ በዓልቲ ሓዲሽ- ዓዲ/ሓደግቲ ብ 1964 ዓ.ም.ፈ ኣብ ደግራ ተውሊዳ ትምህርታ ብግቡእ ኣሰላሲላን ንወለድታ ኣብ ዕለታዊ መነባብርኦም ጠዊራን ዓቕመ ሄዋን ምስ ኣኸለት ከኣ ከም ሕዝባ ናብ ስደት ኣምርሓ
ከም ዝዝከር ኣብ`ዚ ዝሓለፈ መዓልታት ``ህጹጽ ጻዊዒት ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር ነበርቲ ዓባይ ብሪጣንያ፡ንምእላይ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ካብ ስልጣን፡ ``ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ክሳብ 50 ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበርና ክታምና ዘስፈርናሉ፡ ንሕሰምን ግፍዕን ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ድሕሪ ምዝርዛር
https://www.youtube.com/watch?v=5-N53pGPzSc&feature=youtu.be
Crafting a Family Dynasty: The Dialectics of “Father-Son” Political Transition in Eritrea Dr. Gebre Gebremariam Issaias Afeworki has been grooming his eldest son, Abraham Issaias, to succeed him as the president of Eritrea upon his departure (due to death or incapacitation). Over the last three decades
ኣብርሃም ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ስልጣን እንተመሪጽካ ንዕርበትካ ሓጥያት እንተፈሪሕካ ንድሕነትካ ዝኸበርካ ኣብርሃም ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣቀዲመ ኣብዚ እዋን’ዚ ዘለካ መዓርግን መዝነትን ብወግዒ ስለዘይፈልጦ፡ “ኣብርሃም” ኢለ ምጽውዐይ፡ ይዝንጥለካን የነኣእሰካን ከይህሉ ይቅሬታ ግበረለይ። ሰማዕቲ ወይ ኣንበብቲ’ውን፡ “ካብ ጸባ ዘይተረኽበስ ካብ ማ’ጨባ” ከምትብሉኒ ኣይስሓትኩን፡ ንምንታይ’ሲ ከምቲ እቲ ገባርን ሓዳግን ኢሳያስ ብብዙሓት ተማዒዱ
https://www.youtube.com/watch?v=8DhVYu8RWYA&feature=youtu.be
ኣማኑኤል ሳህለ ኣስታት 4 ዓመት እናተመላለስኩ ኣብ ትግራይ ተቐሚጠ እየ። መብዛሕትኡ ኣብ መቐለ ኪኸውን ከሎ፡ ኣብ ካልእ ቦታታት'ውን ብመጠኑ ሕጽር ዝበለ ትዕዝብቲ ነይሩኒ እዩ። ጋዜጠኛን ተመራማርን ብምዃነይ፡ ንነኣሽቱ ነገራት ብብዙሕ ገጽታታቶም ክርእዮምን ክምርምሮምን ደስ ይብለኒ። ናይ ታሪኽ ተመሃራይ ብምንባረይ ድማ፡ ንዝኾነ ነገር ንድሕሪት ተመሊሰ ክርእዮን ምኽንያት
10/10/2018 ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ብሰላማዊ መንገዲ ሃገራዊ ልኡላውነቱ ንምርግጋጽ ዘካየዶ ቃልሲ ስለ ዘይተዓወተን ካልእ መንገዲ ስለ ዘይነበሮን ኢዩ ናብ ጎነጻዊ ቃልሲ ዝሰገረ። እቲ ኣብ 1961 ዓ.ም ዝጀመሮ ብረታዊ ቃልሲ’ውን ብዙሕ ሓጎጽጎጽ ኢዩ ሓሊፉ። እቲ ቃልሲ ናይ ብምሉኡ’ቲ ህዝብን፡ ድምር ዓወታት ኩሎም ተጋደልትን እኳ እንተነበረ፡ ኣብ 1991
https://www.youtube.com/watch?v=y_TUph_sjcw&feature=youtu.be
Deals of agreement unclear after hundreds of soldiers marched to capital demanding pay rises and operational review. Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed has reached an agreement with several hundred soldiers who had marched to his office to demand pay rises, state television (ETV) reported. The meeting between the soldiers
ይሕመኒሎ ይልሎ ኣብ መቁሎ በቶም እሱራት፡ ዝነብሩ ዘለው ኣብ መንቀራቅሮ ብርሃን ዝተሓረሙ ጸጋታት ተፈጥሮ ብመግረፍቲ ህግደፍ ዝደንቆሩ፡ ለባማት ሰብ ኣእምሮ። ይሕመና’ሎ ስቃይ ናይቶም ውጹዓት ደጋጊሙ ይደግሰና ኣብ ምድረ በዳ ዝተረፉ ኣውያቶም ድቃስ ከሊኡና በቶም ርሒቆም ዝተሰዱ ዝተዋህቡ ጸማም እዝኒ በቶም ኣብ ባሕሪ ዝጠሓሉ ዘይረኸቡ መቅበሪ እምኒ። ይሕመና’ሎ ድቃስ ለይቲ ይኸልኣና እንክንሓስቦ ንድሕሪት ተመሊሱ እናሻዕ
https://www.youtube.com/watch?v=MuyFNVGCkN0&feature=youtu.be
ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብሰለስተ ኣንቴኖቭ ነፈርቲ ብምስጢር ናብ ኤርትራ ካብ ዝኣቱ ሰሙናት ኣሕሊፉ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ኣረጋጊጾም። እተን ኣንቴኖቭ ዝዓይነተን ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝጸዓና ነፈርቲ ጸላም ተጎልቢበን ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝርከብ ሓይሊኣየር ኤርትራ ከምዝዓረፋ እቶም ምንጭታት የረድኡ። እቲ ሓበሬታ ካብ ዝበጽሓና ክልተ ሰሙን ኳ
ጥቅምቲ 07/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ጽላል ህዝቢ ኤርትራ ሃገርና ብዘይካኺ ዳስ የብልናን ንሕና ብጥራዩ’ይኮናን ኣምጺእናኪ ኣብ ቅድሜና የለን ዝሸጠኪ ይፍትን ይኸውን ዛር ዘለዎ ጭራ ናይ ኣብኡ መሲሉዎ ሕሱር ፍጥረት ክብረቱ ዘርክስ ንእዲ ሂቡ ኣብ መደብ ዝድቅስ ኣውሊዕ ምልክታ ዶ ትጥለም ዑፍ ዝመረጸቶ ቆጽሊ ቀደም ናይ ሰላም ብስራት ባንዴራኺ ምስክር ስምምዕ ናይ ደቅኺ ኣብ ዘይ
“Who does not remember yesterday will not Know about tomorrow even though he/she thinks today a hero” ባርነት ዘይጸግብ ህዝቢ ዝነገሰ ንጉስና - ዝበረቐ ፀሓይና ካብ ኮነ እምነት - መብዛሕቲኡ ህዝብና ማዕርነት ፍትሒ - ተደቑሱ ኣብ ዓድና ምጽቃጥ ካብ መረጽና - ብዘይ ሕጊ ተገዚእና ስውኣት ሰማእታት - ተረሶዖም ስንኩላትና ዓገብ ዝብል ተሳኢኑ
https://www.youtube.com/watch?v=dX_PTmO_EKE&feature=youtu.be
ካብ ኤርትራ ካብ በጻሕቲ ዝረኽበ ሓበሬታ ታደሰ ኪዳነ 8 ጥቅምቲ 2018 ኤርትራ ነቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝነበራ ዶባዊ ምስሕሓብ ኣብ መዓልቦኡ ከይበጽሐ፡ ቅድመ ምድላዋት ከይገበረትሉ ብሃንደበት ኢያ ነቲ ን20 ዓመታት ዜጋታታ ብናይ ኣሕዋቶም ጠያይት ዝቕዘፉሉ ዝነበሩ ምስ ኢትዮጵያ ዘዋስና ዶባት ከፊተዮ ዝበለት። ብልክዕ ንምዝራብ፡ ካብ ከባቢ
Monday 8 October 2018 To the Member States of the United Nations General Assembly; United Nations Human Rights Council; United Nations Headquarters; United Nations Office at Geneva; African Union; European Union; Foreign and Commonwealth Office; and the UK All-Party Parliamentary Group on Eritrea, We are writing in support of the request made by Human
ምጭውቲ ኤርትራ ክምለስ 'ቲ ሕብራ ክሕደስ 'ቲ ክብራ ህዝባ ከስተማቕር፥ እቲ ንቡር ናብራ ስዓቱ ኣኺሉ፥ ህግደፍ ነቕነቕ ኢሉ። እቲ ጸልማት ለይቲ፥ 'ቲ ዘበን መከራ እቲ ዘበን ማእሰርቲ፥እቲ ከርፋሕ ናብራ እቲ ዘበን ስደት፥ እቲ ዘበን ከርተት እቲ ዘበን ስእነት፥ እቲ ዘበን ጥሜት ነበረ ክኸውን ከም ታሪኽ ክንገር ምስቲ መምጽኢኡ ጠቕሊሉ ክዕዘር ስዓቱ ኣኺሉ፥ ህግደፍ ነቕነቕ ኢሉ። ሃገር ብሃገራ ጅሆ ዝሓዘላ ጀጋኑ
A saver now or NEVER; a cry for help The so-called peace agreement between Eritrea and Ethiopia, I would rather call it the unauthorized peace agreement between Isayas and Dr. Abi brought more delusions and dilemmas among Eritreans. The Eritrean people watched the peace (love affairs
https://www.youtube.com/watch?v=_0lKxLU-hhA&feature=youtu.be
Eritreans Opposition Parties The following Opposition Parties were mainly collected from Google, the Fountain of Information. EDP, EDA, DMLEK, RSADO, NDF, ENSF, EPM, ENCDC, EFND, MEDREK, EMC, ENF, EYSC, AYSNS, EF, GL, ECHIGM, CEPONA , EPP, ENST, AH, …….. it goes on ……….. Brief Background Narration It goes
https://www.youtube.com/watch?v=Yct0k6FuYpI&feature=youtu.be
ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ህሉው ኩነታት ንምሕባርን መጻኢ መደባት ስራሕ ንምሕንጻጽን ብዝብል ጉልባብ፡ ነቶም ንኣስታት መንፈቅ ኣኪብዎምን ቁሊሕ ኢሉዎምን ዘይፈልጥ ስማውያን ካቢነ ሚኒስተራቱ ዘካየዶ ናይ ፍርቂ መዓልቲ ኣኼባ፡ ቀንዲ ዕላምኡ ደገፍቱን ተቃወምቱን ንምፍላጥን፡ ኣንጻሩ ክለዓል ንዝኽእል ምንቅስቃስ ብኣጋ ንምቁጻይን ከምዝነበረ ምንጭታት ካብ ኤርትራ
The exact number of the inhabitants of Medri Bahri, comprise various tribes, races and ethnic groups and with different religions have lived side by side for thousands of years, where the size of each locality was known but the overall census may not have been
ዝኸበርኩም ኤርትራዊያን ኣሕዋተይን ኣሓተይን፡ ኩልና ከም እንርደኦ ሓንቲ ዓባይ ኦም ከም ሳግላ ወይ ዳዕሮ በታ ሓጺን ፋስ ጥራይ ክትቁረጽን ክትወድቕን ኣይትኽእልን’ያ።ነታ ሓጺን ሓኽሊ ወይ ለዓት ምስ እትገብረላ ግን ሓይሊ ረኺብካ ነታ ዓባይ ኦም ክትቆርጻ ትኽእል።መሲልካ እንታይ ኣምጻእካ ስለ ዝኾነ፣ ናብ ስሳታት ተመሊስና ናይ ኤርትራ ታሪኽ ምስ
ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ብዕለት 30 መስከረም 2018 ዓ.ም.ፈ. ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፥ ግዱሳት ኤርትራውያን ካብ ሎንዶንን ከባቢኣን ተሳቲፎሞ፣ ነዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ዘቲናሎም። ሕዝብናን ሃገርናን ዝርከቡዎ ዘለዉ ህልው ኩነታት ዳህሲስናን፣ ከመይ ጌርና ተሓባቢርና ዜድምዕ ስጉምትታት ክንወስድ ዝብል ዛዕባ ኣልዒልና ተዛቲና። ተሳተፍቲ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ
https://www.youtube.com/watch?v=bLFAxeLQ6rg&feature=youtu.be
Asmara 02/10/2018) members of the Freedom Friday network (Arbi Harnet) in Asmara report that the situation in Eritrea is deteriorating and people are bracing themselves for every eventuality. These activists say they are hearing rumours of a growing discontent among cabinet members as well as senior
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ዑስማን ሳልሕ፡ ኣብ ኤርትራ ዘጋጥም ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰልን ቁጠባዊ ቅልውላውን፡ ስርዓት ህግደፍ ምዃኑ ብምሕባእ፡ ካብ ተሓታትነትን ንምህዳምን ማሕበረሰብ ዓለም ንምድንጋርን፡ ንሕቡራት ሃገራትን ሓያላት ሃገራትን ከም ሃንደስቲ ጸገማት ኤርትራ ኣምሲሉ ከሲሱን ካሕሳ ክውሃቦ ሓቲቱን። ሚኒስተር ዑስማን ብ29 መስከረም ኣብ
https://www.youtube.com/watch?v=2iUcYW2EPj0&feature=youtu.be
በሪኽ ተሰቒለ ኣብ እምባ ሃገር እንተተራእየትኒ ብዙርያ ብኽባ እንተረኽብኩዎ ብርሃነ መን ደኣ `ሞ ይደለዮ ዘይንስኺ ኣነ፡ ድሃይ ኪዳኑ `ኳ ዘየልቦ መፍትሕ ቤቱ ትርከቦ ኣበይ ክኣቱ `ዩ `ቲ ወዶም ጸሓይ ምስ ዓረቦ? በዚሑና `ኮ `ቲ ጋዶ ምቑሕ ሰንሰለት ብጽምዶ ሰብኣይን ሰበይትን በብግደ ሸላ ኮይኑ ሓዳሮም ብሓደ፡ ኣብርሀ ወሲኹሉ ንስሙ እኹል ክንሱ ብርሃኑ ከመይ `ሉ ይጠፍእ ብእዋኑ ኣብ ጸልማት ዝርአ እማኑ ሓቂ ዝዛረብ
https://www.youtube.com/watch?v=C9R3AQiltNI&feature=youtu.be
Are we or Isaias to be blamed if Eritrea loses its sovereignty? By Goitom Emam Beyen 10/1/2018 Franklin D. Roosevelt once said, “The liberty of a democracy is not safe if the people tolerated the growth of private power to a point where it becomes stronger than the
I heard someone in a radio saying ‘There is no happiness in a life that impedes others from living their lives’. And I thought of President Isaias’s life in view of the entire Eritreans trapped in his convoluted outlook of narcissism; his inability to see
በቲ ኣብዚ ቀረባ ኣዋርሕ ምስ ኢትዮጵያ ዝገበበሮ ዕንደራዊ ርክብ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ደገፍቱ ተገማሚዖምሉ ዘለዉ እዋን፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ካብ መላእ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንዝሓረዮም እሙናት መጋበርያታት ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ፡ ካብ 29 መስከረም ጀሚሩ ክሳብ 3 ጥቅምቲ ኣብ ሓደ ኮለጅ ዓጽዩ ብቕንያቱ ሕቡእ ምስጢራዊ