https://www.youtube.com/watch?v=EFGPKhzES5c&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=EFGPKhzES5c&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=TVh9J-BBv6s&feature=youtu.be
+44 7400 803206 siennajacobphoto@gmail.com www.siennajacob.com To Whom It May Concern: I am a Photojournalism and Documentary Photography student at the University of the Arts London. This year my course is collaborating with Amnesty International, assigning a few students with a documentary project created by the organization. Amnesty International
https://www.youtube.com/watch?v=2h7wrBEXpJM&feature=youtu.be
ኤርትራ ኣብ ዓለም እታ ዝተሓተ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር ምዃና ቅድሚ ትማሊ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዘ ጋርድያን ቅድሚ ትማሊ 22 ጥቅምቲ ኣብ ዓምዲ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ዝወጽአ ዓንቀጽ ጠቒሱ። ዘ ጋርድያን ን ስታትስቲካዊ መጽናዕቲ ኣህጉራዊ ማሕበር መራኸቢታት (ICU) ብምጥቃስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ 98.8 ሚእታዊት ህዝቢ ኣይስላንድ ኣገልግሎት
Addis Ababa — The Red Sea state of Eritrea may play a key role in DP World’s plans in the Horn of Africa, where a dozen ports could be needed to service the region, CEO Sultan Ahmed bin Sulayem said. The Dubai-based state-controlled harbour operator is
https://www.youtube.com/watch?v=Y3MG6oWDBp4&feature=youtu.be
ኣባት ነገርን ኣቦይ ፈራይን ትቅምቲ 13/2018 ረድኢ ክፍለ ባሻይ ቅድሚ ናብ ኣርእስተይ ምእታወይ ካብዚ ዘለናዮ መሪር መድረኽ ናይ መለኽቲ ሓራ ንምውጻእ፡ ትጽሕፉን ትምድሩን፡ ትጭርሑን ሰላማዊ ሰልፍታት እንዳገበርኩም ንህዝብና ተበራብሩን፡ ንህዝቢ ዓለምን ዝሰምዑ እንተተረኽቡ ክኣ መንግስታቶምን ተቃልሑ ዘለኹም ይንእድ። ነዚ ኹሉ ኣዋህሊልኩም ክኣ ለይትን ምዓልትን ጥርዓን ኤርትራውያን ናብ ህዝቢ
In Search for Liberty - 5th Narration, 23 Oct. 2018 Eritreans are Responsible for Eritrea’s Woes Dear Reader: The Eritrean tragedy requires our full attention and unreserved dedication for a solution to our problems, with all the daring frankness that it demands. And, please be patient with my analysis,
https://www.youtube.com/watch?v=ZEajX_Y0n6w&feature=youtu.be
History won’t judge Prime Minister Abiy Ahmed and the Ethiopian people kindly. By Petros Tesfagiorgis When the government of Ethiopia and Eritrea signed peace the people of Eritrea were over the moon. Many Eritreans took PM Abiy Ahmed (PMAA) as a peace messenger sent by God.
ህዝቢ ኤርትራ ካብ መባህረር (nightmare) ተበራበር ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ካብ ዝጅመር ነዊሕ እዋን ዝገበረን ዝቕጽልን ዘሎ ምኳኑ ዘይፈልጥ ኤርትራዊ የለን፡ ብብዝሒ ተዘሪቡሉን ተሰሪሑሉን፡ ክሳራታት ዘጓነፎን ዓወታት ተሓፊሱሉን ዝሓለፈ መስርሕ ከምቲ ኣብ ኣጋ መወዳእታ ብረታዊ ቃልሲ መጻኢ ኤርትራ ስርዓተ ሕጊ ዝኽተል ደሞክራሲ ዘንግስ ብሕገ መንግስቲ እትምሓደር ምዕብልቲ ሃገር
በዚ ሕጽር ዝበለ ውልቃዊ ገምጋም ከቕርቦ ዝደሊ ሓሳባት ናይ ውልቀይ እምበር፤ ንኻልእ ኣካል፤ ብብዝሒ ንዝተጠርነፉ ውልቀሰባት ኮነ ውድባት ወይ ብሽም ዝተፈላልየ መጸዋዕታ ዝፍለጣ ማሕበር ዝምልከት ጹሑፍ ኣይኮነን። ቀንዲ ዕላማኡ ነቲ ዝሓለፈን፣ ሎሚ ኣብ ቅድሜና ተገቲሩ ዝርከብ መቐጸልታ ናይ ትማሊ ቃልሲ መርሚርና፣ ከመይ ንሃገርናን፣ ህዝብናን ጥቕሚ፣
The United Kingdom says it has no evidence of human rights reforms in Eritrea since the last session of the United Nations Human Rights Council. It added that it had raised the situation with the Eritrean government. In a written question and answer session in parliament, David Patrick
https://www.youtube.com/watch?v=aU1tupyfyq4&feature=youtu.be
ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣርባዕተ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ምክትታል ዶባት ጽዒና ዶብ ሱዳን ድሕሪ ምስጋራ ብሰራዊት ሱዳን ዝተማረኸት ናይ EDF ቁጽሪ ሰሌዳ ዘለዋ መኪና ሓይልታት ምክልኻል፡ ብሰራዊት ሱዳን ድሕሪ ምምራኻ ድሕሪ ሓደ ለይትን ሓደ መዓልትን ናብ ኤርትራ ምስ ሰራዊታ ናብ ኤርትራ ከምእተመልሰት ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብመሰረት
ሱዋር ኣዳሃብ ን ፕረዚደንት ሱዳን ጃዕፈር ኣልኑሜሪ ኣብ 1985 ብዕልዋ ቅድሚ ምዕላዉ ሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን ዝነበረ ክኸውን ከሎ፡ ብድሕሪኡ ንዝተወሰነ እዋን መሰጋገሪ ፕረዚደንት ኮይኑ ካብ ስልጣን ባዕሉ ዝተኣለየ ጀነራል እዩ። ሱዋር ኣዳሃብ፡ ልዑል ሞራልን ስነምግባርን፡ ሃገራዊ ስምዒትን ዝነበሮ ሱዳናዊ ጀነራል ምንባሩ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ሱና ንመዛንኡ
SUPPORTER /DONOR COUNTRY/CITY AMOUNT/YEAR AMOUNT/MONTH NOTE 1. Enda Berhane USA $365.00 PayPal 2. Mohamednur Idris USA £30.00 PayPal 3. Iskias Naizghi & Aster Mengsteab Detroit, USA £180.00 PayPal Existing 4. Seltene Brhane USA £365.00 PayPal 5. Adonai Reda $15.00 Patreon 6. Amanuel Estifanos $10.00 Patreon 7. Asgedom Berhane $10.00 Patreon 8. Kiflom Beyene Swiss $20.00 Patreon 9. Samson Yemane $30.00 Patreon 10. Samuel Paulos $10.00 Patreon 11. Semone Kifle $50.00 Patreon 12. Solomon Fessehaie $30.00 Patreon 13. Tesfa Haile $30.00 Patreon 14. Mussie Ghebrehiwet $30.00 Patreon 15. Henok Gebru $30.00 Patreon 16. Simon Abraham $30.00 Patreon 17. Anonymous Canada $100.00 PayPal 18. Paulos $10.00 Patreon 19. Neima Ahmed $10.00 Patreon 20 Anonymous Africa £367.53 PayPal 21 Abel Berhe £22.05 Paypal 22. ብስም ንፍትሒ ዝተኣሰሩ ጉጅለ 15ን ብጾቶምን ኣንጎላ $3600.00 ናይ 10 ሰብ ናይ ዓመት ወፈያ ሸፈነ 23. ብስም ሓርበኛ ቢተወደድ ኣብርሃ ኣንጎላ $500.00 24 ብስም ሓርበኛ በራኺ ገ/ስላሰን ብዓልቲ ቤቱ ስውእቲ ምሕረት ኢዮብን ኣንጎላ $700.00 25. ብስም
ዝኸበርኩም ዶር. ኣብይ ኣሕመድ ኣቐዲመ በቲ ኣብ ኣዋሳ ዝተኻየደ መበል 11 ጉባአ ኢ.ህ.ኣ.ደ.ግ ብምሉእ ድምጺ ጉባኤኛታት ክትምረጹ ምብቃዕኩም እንቋዕ ደስ በለኩም ክብል ኣፍቅዱለይ። እዚ ዝረኸብኩሞ ልዑል እምነት መረጽቲ፡ ውጽኢት ናይቲ ኣብ ስልጣን ካብ እትመጹ 4 ወርሒ ኣብ ዘይመልእ እዋን ዝወሰድኩሙዎ ፍትሓውን ሰላማውን ተበግሶ፣ ንህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብፍላይ፡
ህዝባዊ ምልክታ ኤሃባደለ-ሰ/ኣ ዞባዊ ጉባኤ ኣብ ደንቨር ኮሎራዶ ንምግባር ይሸባሸብ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ) ሰሜን ኣሜሪካ ኩሎም ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ዝርከቡ መሰረታት ባይቶ ኣለዓዒሉ፣ ናብቲ ዝዓበየ ናይ 2ይ ሃገራዊ ባይቶ ጉባኤ ተሳተፍቲ መሪጹ ንምስዳድ፣ ካብ ታሕሳስ 1-2, 2018 ኣብ ዓባይ ከተማ ደንቨር ኮሎራዶ
https://www.youtube.com/watch?v=Y02_1lUpTcQ&feature=youtu.be
ዘመነ ስድነትን ሞራል-ኣልቦነትን ኣማኑኤል ሳህለ ኣብዛ ዓለም ኣብ ምዕባለ ሕብረተሰብ ሓድሽ ነገር የልቦን፡ ሓድሽ ኣገባብ ግን ኣሎ። ኩሉ ኣቐዲሙ ዝነበረ እዩ፡ ኪደጋገም ድማ ይነብር፡ ኪደጋገም ከሎ ግን እናማዕበለ እዩ ዚኸይድ (spiraling upward)። መንግስታትን ግዝኣታትን በቝለን ዓብየን ኣሪገን ጠፊአን። እተፈላለዩ ህዝብታት ተንሲኦም ኣስፋሕፊሖም ጨቍኖም፡ ከም ሰቦም ድማ ሓሊፎምን። ኣብ
ዝኸበርካ ኤርትራዊ፡ መሰረት ነጻነት እፎይታ ህዝቢ ምስ ዘረጋግጽ ጥራሕ'ዩ ዝብል ኣርእስቲ ተሞርኲሰ ሓሳባተይ ብጽሑፍ ክገልጽ እንከለኹ፡ ሓደ ድርኺት ኣብ ውሽጢ ኣእምሮይ ንሕዋሳተይ ዘየደቅስ ኩነታት ህዝበይን ሃገረይን ይድርኸኒ። ኣነ ወይ ንሕና ደቂ ሰባት ኣእምሮ ዝተዓደልና ክንስና፡ ሰብ ከማኻ ሰብኣዊ መሰልካን ነጻነትካን ረጊጹ፡ ከርፋሕ መነባብሮ እናሃለወካ፡ ከመይ ገይሩ
Crafting a Family Dynasty: The Dialectics of “Father-Son” Political Transition in Eritrea (Part II) Dr. Gebre Gebremariam Over the last quarter of a century, Issaias has consolidated immense personal power through neo-patrimonial policies that encourage corruption, rent-seeking, nepotism and clientilism at the expense of nation-building and constitutional
https://www.youtube.com/watch?v=GkLp_NwFT10&feature=youtu.be
ዑቕባይ ገብረመድህን ( ከምሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሕ.መ.ኣ.) ******** ዝኸበርኩም ኣሕዋንትን ኣሓትን ተቓለስቲ ንሓርነትን ንፍትሕን፡- ኣብዚ ሰለም ዘየብል ተኣፋፊ ኩነታት ሃገርና፡ ብሰሪ ጕድለት ጥዕና ብርዐይ ከየልዓልኩ ደሃይ እትፊኣ ጸኒሐ። ሕጂ`ውን ምሉእ ጥዕናይ ተመሊሱ ክብል እኳ እንተ ዘይደፈርኩ፡ ብዘሎኒ ዓቕሚ ገለ ክብል ግድነት ኮይኑኒ። ሓዲስ ነገር ዝበሃል የለን፣ ዝዳጋገም
ድሕሪ’ቲ ኣብ መንጎ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍን መንግስቲ ኢትዮጵያን ኣብ ወርሒ ሓምለ ናይዚ ዓመት’ዚ ዝተኸተመ መስርሕ ሰላም፡ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከካትዕ ዝጸንሐን ህይወት ኣሽሓት ዝበልዐን ናይ ይግባኣኒ መሬት ዶብ ከይተሓንጸጸ ብዙሕ ምዕባለታት’ዩ ተኸሲቱ። ዋሕዚ ኣሽሓ ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ፡ ምኽፋት ዶባት፡ ፍኑው ናይ ሰብን ንብረትን ምንቅስቃስ፡
https://www.youtube.com/watch?v=O8FbsUQk330&feature=youtu.be
ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዘለኹም ግዱሳት ደግፍትን ኣዕሩኽን ኣሰና፡ ቴለፎንን ኢመይልን ማሕበራዊ መራኸቢታትን፡ ከተወፍዩ ቅሩባት እናሃለኹም እቲ ናይ ባንክ፡ ፓይፓል፡ ከምኡ `ውን ፔትርዮን ኣገባባት ወፈያ የጸግመኩም ከምዘሎ ዝሃብኩምና ሓበሬታን ርእይቶኹምን ኣብ ግምት ብምእታው ምስ ወከልቲ ኣዕሩኽ ኣሰና ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብምትሕብባር ድሮ ናይ ወፈያ ካርድታት
ቅልዕቲ መልእኽቲ ናብ፡ ሃፀይ አቢይ ኣሕመድ፡ ሥዩመ እግዚኣብሔር 7ይ ንጉሠ ነገሥት ዘኢትዮጵያ። ክቡር ጠቅላይ ሚንስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኣቐዲመ በቲ ኣብ ስልጣን ምስ ደየብኩም ዘርኣኹሞ ሥነ ሥርዓት ዝመልኦ ኣቀራርባኹምን መደረታትኩምን ካብ ሕዝቢ ኢትዮጵያ ዝቐርበልኩም ዝነበረ ዘደንቕ ድጋፍን ንኣይ’ውን ከይመሰጠኒ ኣይተረፈን። ሕጂ “ሃፀይ” ዚብል ቅጽል ክልቅበልኩም ከለኹ ክሕጭጭ ወይ
ሓውና ገብረሂወት ደሞዝ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ መበል 54 ዓመቱ ኣብ Bad Urach Krankenhaus ብዕለት 13/10/2018 ዓሪፉ። ንዕለት 20/10/2018 ኣብ Christuskirche Lohmühlestr. 30 72762 Reutlingen ናይ ፍትሓት ጸሎት ክግበር ምዃኑ ንሕብር። በዓልቲ ቤቱ: ወ/ሮ ሉላ ስብሃቱ ምስ ምሉእ ቤተ ሰብ ብተወሳኺ፡ ሓሙስ 18/10/2018 ከምኡ ውን ዓርቢ 19/10/2018 ኣብ፡ Ridaf Ringelbachstr. 195 72762 Reutlingen ካብ ሰዓት 18:00 ከም ዘለና ንሕብር።
Subject: In Search of Liberty – 4th Narration, 13 Oct 2018 News Items: a) Sport: There will be marathon brotherly competition between Tigray and Eritrea, if it is true story. b) Politics: Dr. Debretsion Gebremickael Head of Tigrai Central Administration is invited by President Issayas Afewerki for fraternal get together >>>> or, is it
What we are witnessing this season is unprecedented new amazing developments. I wonder if this news about the new membership to the council pass without shock or disbelief. A body called to looks after the rights of human beings in our planet appoints the worst
ንረቡዕ ዕለት 31.10.2018 ብጠቕላይ ሚኒስተር ናይ ኢትዮጽያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፍራንክፈርት ሃገር ጀርመን ህዝባዊ ኣኸባ ተመዲቡ ይርከብ። ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ማዓልቲዚ ኣብቲ ናይ ኣኸባ ቦታ ብምኻድ ፣ ነዚ ኣብ ሞንጎ ሃገርና ኤርትራን ኢትዮጽያን ዘሎ ምዕብልናታት ዘለና ኣረኣእያ ብመገዲ ሰለማዊ ሰልፊ ንከነስምዕ ብምውህሃድ ህዝባውያን ሽማግለታት ኣብ ጀርመን
https://www.youtube.com/watch?v=0K0yytExwyI&feature=youtu.be
This marks the second visit since relations have thawed Eritrean President Isaias Afeworki arrived in Addis Ababa early on Sunday for a two-day visit. Ethiopian Prime Minster Abiy Ahmed welcomed Afeworki at the Addis Ababa Bole international airport. This is the second visit to Addis Ababa by the
ታሪኽ ክደጋገም ከሎን ግደ ተጋሩን ጥቅምቲ 13/ 2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ታሪኽ ክደጋገም ከሎ (ብዝምድናዊ ኣበሃህላ) እቲ ሕማቕ በሰላ ምሕንጣጥ፡ ዋላ እቲ ጽቡቕ’ውን ጋም-ማን ስለዝዀነ ኣብ ዘለኻዮ ደው ወይ ደውታ ምዃኑ እዩ። እቲ ምዕባለ ዝብሃል ግን ነቲ ጽቡቕ ክትውስኸሉን ክትጽግኖን ከምኡ ድማ ናብ ሓድሽ ለውጥታት ከተሰጋግሮን ከለኻ ኢዩ። ኣብ ጒዕዞ
https://www.youtube.com/watch?v=75xccdZg3nw&feature=youtu.be