Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ናብ ኣህጉራዊ ቤትፍርዲ ክቐርብ ዝግብኦ ገበነኛ ኢሳይያስ ኣባል ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምዃኑ ዓለም ኣገሪሙ – Wed, Oct 17, 2018

https://www.youtube.com/watch?v=GkLp_NwFT10&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
8 COMMENTS
  • Temesgen October 18, 2018

    I can imagine what the consequence of having a vampire in charge of the blood bank could be. The UN is making mockery of itself by electing the worst offenders of human rights on the planet to become members of its human rights council. By so doing it has undermined not only its credibility as a world body but its effectiveness as well.
    I urge the funding member nations to withdraw their funding to this dysfunctional organizational and divert their funding to other independent human organizations.

  • Hidat October 18, 2018

    ከመይ ድኣ ዓለም ኣብ ኤርትራ በጺሓ ትግረም እዘን ንነብሰን ሓያላት ኣጠሚቀን ብሃብተን ተኣማሚን ኣብ ዝደለየኦ ሰዓት ሓንሳብ ብቀጥታ ሓንሳብ ብኢድ ኣዙር ነተን ነገረን ዝደለየኤን ሃገራትተደለያ ኩናት ይከፍታለን ይእግዳ ካብ ናይ ዓለም ባንክ ለቃሕ ይክልክላ…….ወዘተ ሐንቲ ካብዚኤን ሓንቲ ሃገር ክትምረጽ ከላ ከም ሓላል ክዉሰድ…ኤርትራ ተተመርጸት ሓራም ዝኮነሉ ምክንያት እንታይ እዩ።ሎሚግን በቲ ዝገብረኦ ዘለዋ ሸብዳዕዳዕ ተመሊሱ ንዓታተን ዉን ይልብልበን ስለ ዘሎ ዜጋታተን ከይተረፉ የዋጥርወን ስለ ዘለዉ ዳግመ ግምት ተገበርና ዶ ይሓይሽ ብምባል ከም ኤርትራ መሰል ዜጋታተን ንምሕላዉ መዋእለን ዝተቃለሳን ነብስካ ምእካል ኣምር ንምትግባር ጉኒ ጎኑ ዝተቃለሰት ሃገር ንክመርጻ ተቀሲበን ኣለዋ።እቲ ዝሓለፈ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተከፍተ ኩናት…ስደት….ተሓተትቲ ንሳተን ምኻነን መን ይስሕቶ

POST A COMMENT