Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ው.ሕ.ሃ ብሃለዋት 7 ሽሕ ሲቭል ሱዳናውያን ይሻቐል

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሃለዋት ናይቶም ኣብቲ ወጥሪ ዘለዎ ንሰሜንን ደቡብን ሱዳን ዘዋስን ከባቢ ኣብ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተዓቝቦም ዝነበሩ ‘ሞ ብሰበስልጣን ደቡብ ሱዳን ተገዲዶም ካብቲ ቦታ ዝለቐቑ 7 ሽሕ ሲቭል ሱዳናውያን ከምዘሻቀሎ ምግላጹ ኣሾሼይትድ ፕረስ ሓቢሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT