Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መሰረታዊ ሓቅታት ኤርትራን ህዝባን

ኤርትራ ኤርትራ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትርከብ። ኣብ ዘበናዊ መዋእል ካብ 1989-1941 ብጥልያን ድሕሪ ምግዛኣ ብ 1952 ብፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ክሳብ ትቝረን ን12 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ወተሃደራዊ ምሕድራ እንግሊዝ ጸኒሓ።           ይኹንእምበር ንጉስ ኢትዮጵያ ሃይለስላሰ ድሕሪ 10

ኤርትራ

ኤርትራ

Imperoኤርትራ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትርከብ። ኣብ ዘበናዊ መዋእል ካብ 1989-1941 ብጥልያን ድሕሪ Fiatምግዛኣ ብ 1952 ብፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ክሳብ ትቝረን ን12 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ወተሃደራዊ ምሕድራ እንግሊዝ ጸኒሓ።  

 

 

 

 

Hailemengstuይኹንእምበር ንጉስ ኢትዮጵያ ሃይለስላሰ ድሕሪ 10 ዓመታትHungingsፈደረሽን ኣፍሪሱ ብሓይሊ ኣብ ትሕቲ ንጉሳዊ ግዝኣቱ ምስ ኢትዮጵያ ቆሪኑዋ። በዚ ምኽንያት’ዚ ኸኣ፡ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ናጽነቱን ልኡላውነት ሃገሩን ን30 ዓመታት ብረታዊ ተጋድሎ ኣካይዱ፡ ኣብ 24 ግንቦት 1991 ናጽነቱ ኣረጋጊጹ።

 

 

 

 

Fightersእቲ ብቃልሲ ዝተረኽበ ናጽነት፡ ብ1993 ኣብ ቅድሚ ኣህጉራዊ ተዓዛብነት፡ ብረፈረንደም፡ Asmaraዳርጋ ብሚእቲ ካብ ሚእቲ ህዝባዊ ድምጺ ሕጋውነት ምስ ለበሰ ድማ፡ ኤርትራ ብወግዒ ከም ሃገር ተፈሊጣ ምስ ዓለማ ተጸምቢራ።   

እቲ ንዳርጋ 3 ዓመታት ብዝተኻየደ መስርሕ ንድፊ ቅዋም ሓሊፉ ኣብ 1997 ዝጸደቐ ሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ ክሳብ ‘ለይቲ ሎሚ ኣብ ግብሪ ኣይወዓለን። ስለዚ ኤርትራ፡ በቲ ንግዚኡ ተባሂሉ ብዘይ ህዝባዊ ምርጫ ኣብ ስልጣን ዝመጸ መራሒ ናይቲ ናጽነት ኣብ ምርግጋጽ ዝመርሐ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ትምራሕ ኣላ።

እቲ ብዘይ ወግዓዊ ምርጫ ዝቖመ ግዝያዊ ኣህገራዊ ባይቶ ‘ውን ብዘይወግዓዊ ኣገባብ ፈሪሱ እዩ።

 

 

 

Cabinetኤርትራ ብዙሕነት ፖለቲካዊ ሰልፍታት ኣይተፈቕዳን። ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን Opposition ፍትሕን ዝብሃል መተካእታ ናይቲ ሓርነታዊ ውድብ ኮይኑ ዝቐጸለ እንኮ ፖለቲካዊ ውድብ’ዩ ንፖለቲካዊ ባይታ ኤርትራ ብሒቱዎ ዘሎ።

ኣብ ኤርትራ መሰል ምቛም ነጻ ማሕበራት የልቦን። ነጻ ቤትፍርዲ የልቦን። ኩሉ መዳያዊ ሰብኣዊ መሰላት ኣይክበርን።

 

 

 

MOhterኣብ ኤርትራ ህላወ ነጻ ጋዜጣታት ፍቑድ ኣይኮነን። ነቲ ስርዓት ዘገልግል፡ ብሚኒስትሪ ዜና ዝመሓደር፡ Women Prisionorsነቲ ስርዓት ዘገልግል ማዕከናት ዜና ጥራይ እዩ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝሰርሕ ዘሎ።

ህዝቢ ኤርትራ ሓሳቡ ብነጻ ክገልጽ  ኣይክእልን። መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰልን ሓርነትን  ተሓሪሙዎ ይርከብ።

 

 

ሚኒስትሪ ዜና ነዘን ዝስዕባ ማዕከናት የመሓድር፡

ቲቪ-ኤረ
ራድዮ ድምጺ ሓፋሽ
ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ
ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ

Isaiasብድምሩ ክርአ ኸሎ ኤርትራ ብውልቀምልካዊ ስርዓት እትመሓደር ሃገር እያ።Eritrean Flag

ኤርትራ
ብዝሒ ህዝቢ ፡ 5.2 ሚልዮን
ርእሲ ከተማ፡ ኣስመራ
ወደባት ኤርትራ፡ ምጽዋዕን ዓሰብን
ስፍሓት መሬት፡ 117,400 ትርብዒት ኪሎሜተር
ዝውቱራት ቋንቋታት፡ ትግርኛ፡ ትግረ፡ ዓረብ፡ እንግሊዝኛ
ቀንዲ ሃይማኖታዊ እምነታት፡ ክርስትና፡ እስልምና
ጸጋ ዕደመ፡ 59 ዓመት (ደቂ ተባዕትዮ) 64 (ደቂ ኣንስትዮ)
ባጣራ፡ ናቕፋ
ኢንተርነት ዶሜይን፡ .er
ኣህጉራዊ መደወሊ ኮድ፡ +291

 

ትሽዓተ ብሄራት ኤርትራ ብስእሊ

ትግርኛ

 ዓፋር                          

 

 

 

 

 

                                           ሕዳራብ

                                                                                                                                    ኩናማ

 

          

 

                                                                                                           

                    ናራ

 

ራሻይዳ

 

 

 

 

                                      Bኢለን      

 

 

 

                                          

                                                                                                    

Bኢለን

  ጥግረ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS

POST A COMMENT