Fighting words of peace
Fear and anxiety, realism and optimism, love for Africa and passion in its defence — these were some of the sometimes conflicting emotions that surfaced in the course of the Al-Ahram Weekly interview with Eritrean President Isaias Afewerki.
Since the beginning of the recent eruption, a dense plume of water vapor, gas, and ash has concealed the summit of the Nabro volcano.
Malabo, Equatorial Guinea 30 June 2011 –
KHARTOUM/KASSALA, 1 July 2011 (IRIN) – The first official Eritrean refugees arrived in Sudan in 1968; today, an estimated 1,600 cross the border every month to seek refuge in Shagarab, a large camp in the east of Sudan.
COMMUNIQUE OF THE 39th EXTRA-ORDINARY SESSION OF THE IGAD COUNCIL OF MINISTERS ON THE SECURITY AND POLITICAL SITUATION IN SOMALIA, SUDAN AND ERITREA’S ACTIVITIES IN THE REGION
ብትኽክል ምግምጋም ካብ ጌጋን ባዕላውነትን ዘድሕን ጥበብ ኢዩ። ደምበ ኣለና ከም ህዝብና ብዝቐሰምናዮ ግብራዊ ተመኩሮ፣ ሓባራዊ ጉዕዞ ስንጭሮታትን ተረተር ሳሕልን፣ ንነፍስ-ወከፎም እዞም ሎሚ ኣብ ዘመነ-ኣካሒዳ ብመንፊት ኢሳይያስ እናተመመዩ ዝመጹ መራሕቲ ህግደፍ፤
ለ) ኣሕዋት ዝተባእሱሉ መኣዲ ኣየ’ህርፈናን’ዩ።
ስርዓት ህግደፍ፡ ንእንግሊዛያውያን ዜጋታት ንሓያለ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ምሓዙ ብመንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ዝተዋህቦ መጠንቀቕታ ክልተ ካብ ሚእቲ ምኽፋል ደው ኣቢሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ነቲ ሕጋውነት ከምዘይብሉ ዝንገረሉ ካብ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝምዝምዞ ክፍሊት ገንዘብ፡ ብመንገዲ እቲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝርከብ ኢምባሲኡ እንደገና ከምዝጀመሮ ምንጭታት ሓቢሮም።
መበል 39 ኣኼባኡ፡ ኣብቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተጋብኣሉ ኤኳተርያል ጊኒ ዘካየደ ዞባዊ ውድብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኢጋድ፡ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ጥሩፋት ባእታታት ብምድጋፍ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ምህዋኽ ብንጥፈት ይዋሳእ ኣሎ ዝበሎ ስርዓት ህግደፍ ተወሳኺ ቁጠባዊ እገዳታት፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ስራሓት ዕደናን ኣብ ደገ ዝነብሩ ኤርትራውያን ዝገብሩዎ ገንዘባዊ ደገፍን ክብይን ጸዊዑ።
ጥረ ካንሰር ካብ ኣካላቱ ከምዝተወገደሉ ብሃንደበት ዝገለጸ ፐርዚደንት ቬንወዝዌላ ሁጎ ቻቬዝ፡ ኣብ ኩባ ዝግበረሉ ዘሎ ሕክምናዊ ክንክን ዋላ 6 ወርሒ እንተወሰደ ነታ ሃገር ብማዕዶ ክመርሓ ሕጊ ከምዘፍቅደሉ ምክትል ፕረዚደንት ናይታ ሃገር ከምዝገለጸ ነው ዮርክ ታይምስ ሓቢሩ።
መንግስቲ ኣመሪካ ሰብኣዊ ምስግጋር ( human trafficking ) ኣብ ምቁጽጻር ፍሽለት ኣርእየን ብምባል ናይ ዝፈጠሮ ጸሊም መዝገብ (ብላክ ሊስት) ዝርዝር ኣስማት ሃገራት ከምዘስፍሖ ተፈሊጡ።
ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣህጉራዊ ኩባናያታት ጸቕጢ ብምግባር ኣገልግሎት መንገዲ ኣየር ካብ ምምስራት ከም ዝዓንቀጸቶ ኣብ ዘውጸኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣማሪሩ።
ናይ ሓባር መግለጺ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራን ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጥን ብምኽንያት ውድድር ኩዕሶ ኣግሪ ሰሜን ኣሜሪካ

ኣብዛ ከም ቁሸት ንኢሳ ዘላ ዓለም፡ እቶም ሃብታማት እናሃብተሙ፡ እቶም ድኻታት ድማ እናደኸዩ ዚጐዓዙ ዘለዉ ይመስሉ። እሞ ንሕና ድኻታት ሰብ ሳልሳይ ዓልም ትም ኢልና ዲና ክንርኢ ዘሎና?
ቀዳም 18 ሰነ 2011 እቶም ሕድሪ ንስለ ሕድሪ ጀጋኑ እምበር ንመሸቀጢ ከምዘይኮነ ዝኣምኑን፥ ኣሚኖሙሉ ዝቃለሱን ኤርትራውያን 3.5 ማይል ወይውን ኣስታት 6 ኪ.ሜ ዝርሕቀቱ ናይ እግሪ ጉዕዞ ጌሮም። እቲ ጉዕዞ ካብ ሌክ ሜሪት ዝርከብ ናይ ህዝቢ ላይብረሪ ተበጊሱ ነታ ምጭውቲ ቀላይ ሌክ ሜሪት ዜርካ ምምጻእ እዩ ኔሩ።
ከምቲ ኩሉ ነባሪ ህዝቢ ዓለም ኣብ ሃሃገሩ መበገሲ መስዋእቱ ብዘየገድስ መስዋእቲ ዝኸፈለ ህዝቢ ኤርትራ‘ውን ንዘንቀሎ ጉዳይ መስዋእቲ ከፊሉ‘ዩ ።
ሎም መዓልቲ፡ ዕስራ ሰነ፡ መዓልቲ ዝኽሪ እቶም ምእንቲ ናጽነት እታ ጠርናፊትን ሓቛፊትን ኩልና ዝኾነት ኣደ መሬት ህይወቶም ዝሃቡ ጀጋኑ፡ መዓልቲ ዝኽሪ እተን ኣብ ጥሙይ ከብደንን ዕሩቕ ዝባነን ዕረን ዓንዴልን መሪሩና ከይበላ በጃ ሓርነት ህዝቢ ትንፋሰን ዝሃባ ሰማእታት ኤርትራ እያ።