Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መጸዋዕታ ነሰላማዊ ሰልፊ – ኣትላንታ

መጸዋዕታ ነሰላማዊ ሰልፊ ንጨቃኒ ስርዓት ህግደፍ ብምቅዋም ኣብ ጎኒ ህዝቦም ደው ንዝበሉ ጀጋኑ ኣባላት ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራ ብምድጋፍን ድምጺ ህዝብና ንምስማዕን ንቀዳም 9 ለካቲት 2013 ካብ ሰዓት 1፡00-4፡00ድ/ቀ ዉዕውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር ስለ ዝኾነ፡ ኩሉኹም ኤርትራውያንን

መጸዋዕታ ነሰላማዊ ሰልፊ

ንጨቃኒ ስርዓት ህግደፍ ብምቅዋም ኣብ ጎኒ ህዝቦም ደው ንዝበሉ ጀጋኑ ኣባላት ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራ ብምድጋፍን ድምጺ ህዝብና ንምስማዕን ንቀዳም 9 ለካቲት 2013 ካብ ሰዓት 1፡00-4፡00ድ/ቀ ዉዕውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር ስለ ዝኾነ፡ ኩሉኹም ኤርትራውያንን የዕሩኽ ኤርትራን ኣብቲ ቦታ ተረኺብኩም ድምጽኹም ከተስምዑ ብትሕትና ንጽውዕ።

ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ፊት CNN CENTER 190 MARRIETTA ST. NW
ATLANTA, Ga. 30303
ብደሓን ምጹ
ኣዳላዊት ኮሚቴ ሰላማዊ ሰልፊ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • GULLIBLE PEOPLE February 6, 2013

    ኩሊተይ ኣይሸጦ፣ትሕቲ መሬት ኣይኣስረኒ
    ውላድካ ሃዲሙ ኢሉ 50000 ቅርሺ ዘይቀጽዓኒ
    ናይ ድፋዕ ኣመንዝራ ኽትከውን ጓለይ ዘይምንዝዓኒ
    እንተ ብኹፖን እንተ ብማሕበር ሹቕ ዝቕልበኒ
    ንዘየመስግኖ,የምወደው ህዝቤ ኢሉ ዘቕበጠኒ
    ተመለስ በልዎ ዘይወጽእ ጣዕሳ ሓዲሩኒ
    ሕያዋይ ደርጊ መመሊሱ ናፊቑኒ !!!!!

  • sammy kike February 6, 2013

    yes I WANT FREEDOM YES I WANT PEAC YES I WANT SAINA TO STOP NOW .

POST A COMMENT