ፍሹል ኣኼባ ስርዓ ህግደፍ ኣብ ኦታዋ ካናዳ Ottawa, Canada ሚያዚያ 29, 2013 ስርዓት ህግደፍ ብቀዳም ዕለት 27 ሚያዚያ 2013 ኣብ ከተማ ኦታዋ ካናዳ ፍሹል ናይ ሕሹኽሹኽ ኣኼባ ኣካይዶም። ስርዓት ህግደፍ ብምክትታል ናይ ደለይቲ ፍትሒ ተሸጊሩ ኣኼባታቱ ብቋንቋ ሕሹኽሹኽ ከካይድ ኣብ ዝግደደሉ ዘሎ እዋን ብተመሳሳሊ ሜላ ንኣባላቱ ኣቶ
ፍሹል ኣኼባ ስርዓ ህግደፍ ኣብ ኦታዋ ካናዳ Ottawa, Canada ሚያዚያ 29, 2013 ስርዓት ህግደፍ ብቀዳም ዕለት 27 ሚያዚያ 2013 ኣብ ከተማ ኦታዋ ካናዳ ፍሹል ናይ ሕሹኽሹኽ ኣኼባ ኣካይዶም። ስርዓት ህግደፍ ብምክትታል ናይ ደለይቲ ፍትሒ ተሸጊሩ ኣኼባታቱ ብቋንቋ ሕሹኽሹኽ ከካይድ ኣብ ዝግደደሉ ዘሎ እዋን ብተመሳሳሊ ሜላ ንኣባላቱ ኣቶ
ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ዕስራ ዓመት ኣብ ቁጠባ፡ፖለቲካ፡ማሕበራዊን ባህላውን መዳያት ቁልቁል ትወርድ ኣላ።ጠንቂ ናይዚ ድማ ብሕማም ስልጣን ዝተለኽፈ ኣካይዳ ኢሳያስን ጉጅለኡን ኢዩ፡፡ንኩሉ እቲ ኢሳያስ ዝተኸተሎ ሰራምን ኣዕናውን ኣካይዳ ንጎድኒ ገዲፍና ኣብ ዲፕሎማስያዊ መዳይ ዝፈጸሞ ዕንወት ምምልካት ንመጻኢ ምስ ካልኦት ሃገራት ኣብ ዝግበር ርክብ ብኢሳያስ ኣይውሰድን ዝበሃል
By Robert MacPherson (AFP) WASHINGTON — Life in authoritarian states is likely to get tougher before it gets better as their citizens gain more access to the Internet, Google's executive chairman Eric Schmidt said. Speaking at a seminar in Washington, Schmidt said hundreds of millions of people
ኣህባይ ኣህባይ እካ እንተኾኑ ሎሚ ሎሚ እዋን ግን ነዚ ስም እዚ ክጻብእዎ ዝጀመሩ ይመስሉ። ካብዚ ዝተላዓለ ከኣ እዩ መስለኒ ኣብቲ ጸሊም ኣኻውሕ ናይ እቲ ሳዕራም ጎቦ መንጉዳ ንምእካብ ሓሳብ ዘንቀዱ።ኣኼብኦም ኣብቲ ዝሑል ናይ ክራማት እዋን እዩ ዝነበረ።መሬት ጠልን ሃምን ምስ ኮነ ንብለኩም፤ ጉጅለ ኣህባይ ደስታ
BY TESFA-ALEM TEKLE, 30 APRIL 2013 Addis Ababa — The Ethiopian government on Monday has reiterated its readiness to hold peace talks with Eritrea to resolve their decades-long border dispute During his meeting with the United Nations Secretary-General Ban Ki-moon in New York, the Ethiopian Minister of
The stories presented here are nine of fifteen that were collected during the primary research. They were drawn from women currently situated in Sudan, Uganda, and Kenya. The selection set out to emphasise the three key aspects of the issue at hand; the backdrop as to why they
ኣብ ዕለት 05/24/2013 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ሰላማዊ ሰልፊ ንምግባር ደንበ ተቓውሞ ብዘይ ኣፈላላይ ምንቕስቓሳት ናይ መንእሰያት ውድባትን፡ ውልቐሰባትን፡ ምድላዋተን ኣጻፊፈን ኣለዋ። ዕላማ እዚ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ነቲ ኣብ ዓድና ዘሎ ወጽዓን ባርነትን መኸራን ናብ ዓለም ኣቤቱታ ንምስማዕ እዩ፡እቲ ንዓመታት ኣብ ኤርትራውያን ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን ስቓይን ኣብ
April 29, 2013 (KHARTOUM) - The United Nations special rapporteur on the human rights situation in Eritrea, Sheila B. Keetharuth, is due to begin an official visit to Ethiopia and Djibouti on Tuesday to collect first-hand information from Eritrean refugees on the situation inside their
ብደለይቲ ለውጢ ኣብዛ ብመሪር ቃልስን መስዋእትን ደቂ ህዝቢ ናጻ ዝኾነት ኤርትራና ዝኾነ ይኹን ይዕበ ይንኣስ ፍጻሜታት ኣጋጢሙ ግቡእ መልሲ ኣይወሃቦን ኢዩ። እንተተዋህቦ እውን እቲ ጉዳይ ብቤላ-ቤለው ምስተገማደሐን ሰኣን ግቡእ ሓበሬታ ዝተፈላልየ ትርጉም ተዋሂቡዎ ጸቕጢ ምስፈጠረን ኢዩ። ዜጋታት ሓደ ህዝቢ ኣብ ሃገሮም ዝካየድ ይዕበ ይንኣስ ነገራት ኪፈልጡ
http://www.youtube.com/watch?v=HY9q8aA5MtA&width=200&height=200
April 28, 2013 (KHARTOUM) - Eritrean women fleeing their country’s oppressive regime are increasingly finding themselves the repeat victim of abuse, exploitation and violence once outside their homeland, a new report by a women’s rights group has found. The report titled ‘Letters from Eritrea: Refugee Women
መግዛእቲ ድያብሎስ! ቀዳማይ ክፋል፥ ድያብሎስ መን’ዩ? እንታይ ማለት’ዩኸ? ድያብሎስ ማለት፡ ብቋንቋ ግሪኽ፡ እቲ ዝለዓለ ናይ ክፍኣትን ረሲእነትን መንፈስ ዘሎዎ ፍጡር ምዃኑ’ዩ ዝግለጽ። ኣብሊስ፣ ሰይጣን፣ ኣኼስ፣ እኩይ፣ ወዘተ. እውን ይጽዋዕ’ዩ። በዚ ኸኣ ኢና ንዝኾነ ክፉእ ግብሪ ዚገብርን ዚሰርሕን ሰብ፡ ብሰይጣን ወይ ብድያብሎስ እንምስሎ። ክሳዕ ሎሚ ኣብ ታሪኽ ኤርትራውያን፡
ዝወረዳ ኤርትራ! ህዝባ ናብ ሲናይ መሬታ ናብ “ወያናይ” ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ዝወርዶ ዘሎ ኣደራዕን ውርደትን መወከሲ መጻሕፍቲ ገበናት ሃሰስ ኢልካ ‘ውን መዳርግቲ ክትረኽበሉ ኣይትኽእልን። ካብዚ ኹሉ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ኢሳይያስ በዚ መጠን’ዚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸሞ ጥፍኣት፡ እቲ ብቐሊሉ ዝእመን ተርእዮ ከኣ፡ ከምዚ
እቲ ብስርሒት ፎርቶ ባህሪሩ “ሎሚ ዶ ጽባሕ” እናበለ ቀልባዕባዕ ዝብል ዘሎ ፍሹል ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ስርሒት ፎርቶ 2013፡ ነተን ኣብ ጥርዚ ፎርቶ (ሚኒስትሪ ዜና) ተሰቒለን ዝዓረዳ ታንክታት ምንቅስቓስ ሰራዊት ወዲ ዓልን ብጾቱን፡ ብሞባይል ስኢልኩም ናብ ህዝቢ ዘርጊሕኩሞ ብዝብል ክሲ ን10 መዓልቲ ኣሲሩዎም ዝቐነየ ኣባላት ሚኒስትሪ
ካብ ውሽጥን ደገን ዝዝርጋሕ ዘሎ ሓበሬታ ዘጨነቖ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ከምቲ ብተደጋጋሚ ግዜ ዝገበሮ፡ ካብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣትሒዙ ‘ውን ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ናይ ሳይበር መጥቅዕቲ (cyber attack) የካይደላ ኣሎ። ነዚ ኩነታት’ዚ ኣብ ምክልኻል ስለእንርከብ ነቲ በብግዚኡ ዘጋጥመና ዘሎ ዕንቅፋት ክትርድኡልና ምስናይ ይቕሬታ ነዘኻኽር። ህላዊኡ ሰንኮፍ ምዃኑ ተፈሊጡዎ
ውልቀምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ወደብ ዓሰብ ንቐጠር ብኽራይ ሂቡዎም ከምዘሎ፡ ኢትዮጵያ ድማ ብመንገዲ ቐጠር ኣገልግሎት ወደብ ክትጥቀም ምስጢራዊ ስምምዕ ተበጺሑ ምህላዉ ኣብ ኣስመራ ክናፈስ ዝጸንሐ ወረ ሕቅነት ከምዘለዎ፡ ካብ ገለ ሰበስልጣን ህግደፍ ዝመልቝ ዘሎ ሓበሬታ የዳምቖ’ሎ። በቲ ስምምዕ መሰረት፡ ሰራዊት ክልቲኡ ወገናት ካብቲ ከባቢ
ብሰንኪ ገስረጥ ምሕደራ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኩሉ ነገራት ካብ ቁጽጽርን ስርዓትን ወጻኢ ኮይኑ ኣስመራ ሕጊ ኣልቦ እናኾነት ትኸይድ ከምዘላ ተቐማጦ ኣስመራ የማርሩ ኣለዉ። ሰበስልጣን ናይቲ ስርዓት ብግቦን ምጥፍፋእን ዘዋህለሉዎ ናቕፋ ናብ ዶላራት ክቕይሩ ይቀዳደሙ ብምህላዎም፡ ኣብቲ ኣብ ፈቖዶ ኣንጎሎ ብቕሉዕን ፍኑውን ዝካየድ ዘሎ ጸሊም ዕዳጋ ሓንቲ
Democracy around the corner with the right Chemistry By Fetsum Abraham//4/28/2013 The Forum I have been advised by some concerned Eritreans to ignore the so seemingly confused, haters and intentional infiltrators and probably government officials as well that share the forum with no tangible substance to contribute to
http://www.youtube.com/watch?v=Bgw1vqOmEwU&width=200&height=200
ኤምባሲ ኖርወይ ኣብ ኣስመራ ጽባሕ ሰኑይ 29 ሚያዝያ ክዕጾ ምዃኑ ምንጭታት ንኤምባሲ ኖርወይ ኣብ ኤርትራ ብምጥቃስ ሓቢሮም። በዚ ምኽንያት’ዚ፡ ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ኖርወይ ኣገልግሎት ንዝደልዩ ኤርትራውያን ፡ ካብዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ስርሖም ደው ከብሎ ምዃኖም ብምሕባር ክመልሱዎም ከምዝቐነዩ ተፈሊጡ ‘ሎ። መንግስቲ ኖርወይ ናይ ኤርትራ ኤምባሲኡ ክዓጹ ከምዝወሰነ ኣብ ዝሓለፈ
ህግደፍ ንስነጥበብ ሃገርና ከም ካልእ ዓውድታት ስነፍልጠት ይኹን ሞያ ጅሆ ሒዙዎ ነይሩን ኣሎን። ስነጥበብ ክብሃል ከሎ፡ ንስእሊ፡ ቅብኣ፡ ካይላ፡ ሙዚቃ፡ ተዋስኦ፡ ስነጽሑፍ ወዘተ ዝምልከት’ዩ። ህግሓኤ ኣብ ግዜ ቃልሲ ንስነጥበብ ንሓፋሽ ኣብ ምብርባርን ምንቕቃሕን ብኣድማዒ ይጥቀመሉ ከም ዝነበረ ነጋራይ ዘድልዮ ጕዳይ ኣይኮነን። ግንከ፡ ኣብ ዘመነ ገድሊ
ህግሓኤ ኣብ ዘበነ ገድሊ፡ ንደርግ ኣብ ሃይማኖታዊ ጕዳያት ኢዱ የእቱ ኣሎ እናበለ ይኸሶ ከም ዘይነበረ፡ ካብ ድሕሪ ናጽነት ጀሚሩ ኣብ ገዳማትን ቤተክርስትያናትን እናኣተወ ንህዝቢ ክከፋፍል ክፍትን ጸኒሑን ኣሎን። ብፍላይ ንብጹዕ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ምእሳሩ ድማ ብምእመናን ከም ሞባእ ዝወደቐ ገንዘብን ሽሞኣን ጽላላትን ምዝማት ከይኣኽሎ፡ ካድራቱ ናብ
ኣንቱም ነጋዶና ሰብ ጸጋ ሰብ ሃብቲ ነዛ ሓዳስ ሃገር ህያብ ናይ ሰማእቲ ብረት እናዓደለ ንሰብኣይ ሰበይቲ ሒዙዋ ከይጠፍእ ‘ዚሽፍታ *ተማቲ *ንኸአምን ሒዅ ዚብል፡ ሸሓጢ ገለ ዘይትገብሩ ንምድሓን እዛ ርስቲ! እንተ ተገዲዱ እንተ ብፍቶቱ ንኪጋደል ኢሉ ሜዳ ካብ ዚኣቱ ምስጢራዊት ውድብ ቀዛፊት መስሪቱ ጀጋኑን ምሁራትን ብመደብ ኣጽኒቱ ጌና ኣሎ የጥፍኣና ንስልጣን ብሒቱ! ድሕሪ ናጽነትውን ቀጺሉ ቅንጸላ እዛ ሃገር
ተቐማጦ ኣስመራ ኣገልግሎት ማይ ከይረኸቡ ብዙሕ ገንዘብ ክኸፍሉ ይግደዱ ከምዘለው ምንጭታትና ካብታ ከተማ ሓቢሮም።ኣብታ ከተማ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ማይ ዘይረኸቡ ሰባት ናይ ቆጻሪ ኣገልግሎት ዘይከፈልኩም ብዝብል ምስምስ ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ ብገንዘብ ይቕጽዑ ከምዘለው ተፈሊጡ።ምምሕዳር እታ ከተማ ቅድመ መጠንቀቕታ ከይሃበ ነቶም ክኸፍሉ ዘይክእሉ ሰባት መስመር ክቁረጽ
Mature Reason, But Immature Opposition For more than a decade, Eritreans have got evidenced mature reasons to fight for justice, but practically failed to establish a mature opposition to liberate the oppressed people form tyrannical government. In my previous article, “PIA Gets Depreciated, Opposition Fails to
By: Charlie Miller Two vehicles carrying 196 refugees of various nationalities were stopped by border forces near the Egyptian-Sudanese border on Monday morning, according to the Egyptian army. An Egyptian Armed Forces spokesperson confirmed earlier today that a convoy containing a total of 196 people was stopped
ሓበሬታ፥ እዞም ኣብዚ ፈታኒ እዋን ምስ ህዝቢ ዝወገኑ ሰባት፡ ብሕሉፍ ገበኖም ቂም ሒዝካ ክብሪ ካብዘይምሃቦም ዝጥቀም ወገን እንተልዩ ጉጅለ ህግደፍ ጥራይ ስለ ዝኾነ ጽቡቕ ኮኑ ምባል ቅኑዕ ኣይመስለንን። ብባህልን ልምድን ህዝቢ ኤርትራውን ይቕሬታ ንዝሓተተ ሰብ ብዘይዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት'ዩ ምሕረት ዝግበረሉ! እዚ ኸኣ መግለጺ ጭውነትን ክብርን
ናይ ኤርትራ ጉላግ (ካልኣይ ክፋል) ብኣሚር ባብክር ዓብደላ ትርጉም እድሪሳይ ቪላታት ማእሰርቲ ኣብ ከተማ ኣስመራ ንግሆ ሰዓት 10 ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ዋና ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር ዶብ ኤርትራ ተረኸብኩ። ኣብ ቤት ጽሕፈት ሓደ ግርማይ ምስግና ዝተባህለ ኮሌኔል ምዃኑ ኢዩ። ኮሌኔል ግርማይ ናይ ጀነራል ተኽላይ ማንጁስ ቤት ጽሕፈት ቺፍ ኦፍ ስታፍ
http://www.youtube.com/watch?v=aAJy4Z5qecM&width=200&height=200 A restaurant owner from Shagerab refugee camp in Sudan, Ghirmai (Kasko) and his wife, Million, who had been sold to the Sinai Bedouins by Sudanese security conspirators, with the knowledge of UNHCR employee in the camp, 6 months ago speak about their ordeal in the
Gone are the days, when DIA was lecturing Eritreans wherever it may be, in Asmera Municipality Hall, Cinema Capitol or in Washington DC. He has been putting his head in the sand like the Ostriches found in the Danakil Desert near Edi on the way
by Fetsum Abraham I dedicate this article to our athletes in general and the king of VOLATA, Daniel Teklehaimanot in particular for internationally dignifying the Eritrean people with outstanding performance. It so seems like something exciting comes out of the Eritrean experience even at sad conditions of
ናብ ዝከበርኩም ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን አብ ኤረትራ ብምክንያት መዓልቲ ናጽነት ኤረትራ ንዕለት 25 ግንቦት 2013 እምቢ ንምልኪንለዓል ንፍትሒ ብዝብል ተማ, አብ ከተማ ሉጋኖ ዞባ ቲቺኖ ሃገር ስዊዘርላንድ ዓቢ ናይ ምዝንጋዕን ብዛዕባ አብ ህሉው ኩነታት ሃገርናን አብ ሲናይ ንዘጋጥም ዘሎ ሽግርን ጠንቁን አፋታትሑኡን በቶም ነቲ ሽግር ንምፍታሕን
ሜጀር ጀነራል ዑመር ጠዊል ኣብ ፈለማ ሳምንታት ናይቲ ብ21 ጥሪ ዝተኻየደ ስርሒት ፎርቶ ፡ ናይ ገዛ እሱር ኮይኑ ገዝኡ ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ክሕሎ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ድሕሪ ወርሒ ኣቢሉ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣትዩ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ሜጀር ጀነራል ዑመር ጠዊል፡ ሚኒስተር
ምስቲ ብ21 ጥሪ ኣብ ፎርቶ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ሰራዊት ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ተሓይሩ ዝነበረ ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ነበር ኣቶ ምስጦፋ ኑርሕሸን ድሕሪ 4 ሰሙን ማእሰርቱ ከምዝዓረፈ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ንሱ፡ ብሕማም ሽኮርያ ጥቑዕ ስለዝነበረ ኣመሓዳሪ ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ክልተ-ሰለስተ ግዜ ኢንሱሊን ተወጊኡ እዩ ዝንቀሳቐስ
ደምዳሚ መግለጺ ጠቕላላ ጉባኤ 2013 ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ጠቕላላ ጉባኤኡ 2013 ካብ 17-21 ሚያዝያ 2013 ኣብ ትሕቲ ኩሉ ዓቕምታትና ንመስርሕ ደሞክራስያዊ ለውጢ ይኽተት ዝብል መሪሕ ጭርሖ ኩነታት ኤርትራን ቀርኒ ኣፍሪቓን ኣገዳሲ ምዕባሌታት ኣብ ዘርእየሉ ዘሎ ህሞት ኣብ ርእሰ-ከተማ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኡ። ኣብ ሃገራዊ መዳይ፡- ጠቕላላ
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ሳሊና.ኮም መርበብ ሓበሬታና ብዝሓሸ መገዲ ንሰርሖ ስለዘለና ኣብ ቀረባ ግዜ ምትዕርራያት ጌርና ክንመጸኩም ስለዝኾንና ብትዕግስቲ ክትጽበዩና ምስ ይቕሬታ ንሕብር። ኤዲቶሪያል ቦርድ ወጋሕታ ሳሊና
Mr. Fitsum Abraham, in the first place I want to give you my highest esteem as a nationalist Eritrean, for the timely articles that you are launching in Assenna. Surely your dedication will be rewarded in New Eritrea, as it will for all others who
http://www.youtube.com/watch?v=tMbM6Or5X3g&width=200&height=200
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ 2012 ብወልዱ ገብረክርስቶስ (ባርያ) ዝተፈጸመ ግፍዒ ህዝቢ ኣቖጢዑን ኣሕዚኑን ይርከብ። ኣባል ቤት ዕዮ ናይ ዓሻ ጎልጎል ምሉእ ስሙ - ማትያስ ስዩም ዕድመ - 34 ደረጃ ትምህርቲ - 12 ሞያ ስራሕ - ቶርኒቶረ ትውልዲ ዓዲ - ማይ ኣሓ ( ወረዳ መረታ ሰበነ) መንበሪ ቦታ - ማይጭሆት (ኣስመራ) ስራሕ ኣቦ -