Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መግለጺ ስምረት መንእሰያት ንድሕነት ሃገር ኣብ ርክብ ቦለኛ

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/bolengna.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
13 COMMENTS
  • ተወልደመድኅን August 15, 2013

    ፈለማ ኣዚ ብመንእሰያት ዝተወደበ ማሕበር ክጥርነፍ ከሎ።ኣብ ኣሰናን ካልእ መዲያን ከም ዓብይን ኣገዳስን ማሕበር ተራእዩ ኪዝየመሉ ከሎ።ምእካብ ጽቡቕ፡ምዝታይ ጽቡቕ ግን ሰባት ምስተኣከቡ ብውሽጢ ውሽጢ ስርዓት ህግደፍ ክመናንሆ’ ይኽእልዩ።ወይ ገና ከሎ ከምቲ ሽዑ ኢሳያስ ኣብዝከዱዎ ኦኣዲ ክንውድቦም ኢና ዝበሎ መሰረት ገይረ፡ምናልባት’ውን ምእንቲ ብተቃወምቲ ከይእከቡ ባዕሉ ስርዓት ህግደፍ ብውሽጢ ውሽጢ ብረቂቕ ስለላዊ መርበብ ገይሩ ል ኡኻቱ ሰዲዱ ይውድቦ ከይህሉ…….ዝብል ርእይቶይ ወስ ኣቢለ ኔረ።ብዙሓት ኣነ ከም ናይ ስሮኣት ህግደፍ ል ኡኽን ከም ካልእ ኣሉታዊ ዝገለጹን ዝተጻረፉ ሰባት ነይሮም።ነዊሕ ከይከደ ከኣ፡ኣብ ክልተ ተኸፊሉ።ርግጽ ከም ስርዓት ህግደፍ ሃደ ዚመርሖ በረኣእያ ሓደን ድሌት ሓደን ዝኸይድ እኩብ ናብቲ ካፖ ዚበሉ ኢዩ ዝከይድ። ሓሳብ ዘለዎ ግን ናብ ክልተ ሰለስተ ክምቃቀል ይኽእል’ዩ፡ምኽንያቱ ብዝሒ ሃሳብ ምክፍፋል ይፈጥር’ዩ።ህጂ ከኣ ምክፍፋል ሰለሰተ ስምረት መንእሰያት ምዃን ኣይጽላእን፡ነንሕድሕዶም ምክብባርን ምውህሃድን’ዶ ኣለዎም፡ናይ ሃሳብ ምልውዋጥን፡ብሕባር ንናይ ሃባር ጸላኢ ዝብል ዕላማ’ዶ ኣለዎም’ዩ ?ዝኾነ ኮይኑ ንሕና ኤርትራውያን ነፊዕና ሰሪሕና ምስበልና ወይ ናብ ፋሕ ወይ ናብታ ዚነበርናያ ዕንኪልል ኢና ንምለስ።ናይዚኦም ዕንኪልል ኣይኮነን፡ግን ፋሕ ምባሎም ጸላ ኢኦም ጸባ ሰትዩ ኢዩ።m

POST A COMMENT