Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ፈስቲቫል ሆላንድ 2013 – ውልቃዊ ትዕዝብቲ

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/holland-2013.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
19 COMMENTS
  • Concerned Eritrawi August 20, 2013

    Thanks Iyob
    For the current and just to the point report, we need to learn and practice just to the point reporting so we can be prepared for the Future of the New Eritrea. The none sense and exaggeration with many others things are what got the current regime in a big trouble that they cannot get out now. Instead of self correction they kept blaming others for their trouble and deeds. Surprisingly they survived for too long miss informing all the lies to our innocent people

    • Tse-A-Zega! August 22, 2013

      Osman is CHA-R-MAN! Funny!

      I think she will be dead soon! I predict soon wedi Gerahtu RieSi Akat and Osman will be eliminated soon! Since they are coming to for front! Is he drinking Tekila or Dmu Dmu!

      Shekortet belet Osman and RieSi Akat Wedi Gerahtu.

  • Get Smart August 21, 2013

    ከም ዘሎኒ ትዕዝብቲ ሰ.ዶሞክራሲ መለለይ ኣይረኸብኩሉን ምኽንያቱ ክሳብ ሎሚ ኣብ’ዚ ኣነ ዘለኹዎ ዓዲ እቶም ሓደሽቲ ይመጽዎ ድሕሪ ውሱን ወርሒ ክልተ ወርሒ ገዲፎሞ ይኸዱ። ኣብ ዝተረኽብሉ ክሳብ እታ ዝገድፍዎ ድማ ብዘይካ ናይ ወርሓዊ ክፈሉ ኤርትራ ብድሕሪ ሕጂ ብኸም’ዚ ዝበለ ምሕደራ ወይ ፖለቲካ ወይ ዲሞክራሲ ዝብሃል መርሆ ክትቅይር እያ ስልጣን ብኸም’ዚ መንገዲ’ዚ ክኸይድ’ዩ ዝብል ፖለቲካ ዋላ ናይ ሓንቲ ሰዓትውን ትኹን ሰሚዕናን ተማሂርናን ኣይንፈልጥን ኢዮም ዝብሉ። ብርግጽ እብ’ታ ዘላቶም ረድዮ ትኹን ወብሳይት’ውን ገለ ናይ ዲሞክራሲ ዝመስል ሓሳባት ፈይ የብሉ ይኾኑ እዙይ ግን ንይምሰል እዩ። ንምዃኑ መስፍን ንባዕሉ ወይ እቶም ከምኡ ዝኣመሰሉ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ህዝባዊ ግንባር ዝጸንሑ ናብ’ዚ መቐይሮ ናይ ፖለቲካ ናይ ዲሞክራሲ ንኽቕይሩ ክንዳይ ኪወስደሎም እንተተባሂሉ እዚ ዘሎ ጀነረሽን ከቢድ ኮይኑ እስምዓኒ ምኽንያቱ ምቕያር ናይ እዚኦም ምኽሓድ ንኢሳያስ ምእማን ኣብ ወጽዓ ህዝቢ ክሳብ ዘይወረዱ ብኡኡ መጠን ናብ ዲሞክራስያዊ ባህሪ ንክቐርቡ ዘሎ ርሕቀት ብዙሕ እመስለኒ። ብዝኾነ መስፍን ከም ሰብ ንነዊሕ ዝተቓለሰ ብዙሕ ምስጢር ዝፈልጥ ንኢሳያስ ብኻልኣይ ደረጃ ዝወዳደር ኔሩ ይብሃል!!!! ኣበይ ኣሎ እቲ ፍረ ብዘይ ፍረ ዝና ኣሎድዩ?

  • saba hayle August 22, 2013

    simane itay gedseka iyob tbl nuxur shmka zeythb alula elka

POST A COMMENT