http://www.youtube.com/watch?v=k7dJN-xqx3U&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=k7dJN-xqx3U&width=200&height=200
ናይ መወዳእታ ዕርዲ ህግደፍ ቀዳማይ ዕርዲ ተቓውሞ - ምስምስ ብኢትዮጵያ
Unfiltered Notes: Pessimism Is Not an Option Date: August 24, 2013 by Tewelde Stephanos Email: testifanos@gmail.com Pessimism has been the prevailing state of mind in Eritrea for some time. And why not? There sure is plenty to be pessimistic about. Ruled by unenlightened group that has consistently
ሰበ-ስልጣን ህግደፍ! ሰበ ስልጣን ህግደፍ ረብሓ ዘዕወረኩም ካብ ጊላነት ምልኪ እንከይተላቐቕኩም እርጋንን ሕማምን ተደራሪቡኩም ታሪኽ ቅያን ዝናን ብሕስረት ቀቢርኩም ብብልሒ *መቓፍር ክትጠፍኡ ምፍቃድኩም *ተካል ዚመጋብሩ፡ ተንኮለኛ ልብኹም ደፊኑ እንታይ ዓኒዱኩም? ኣንቱም ሰብ *መልዕሎ ኣባሓጎታትና *ጡረታ ኣብቲ ፈስቲቫልኩም ዚዳሎ ብስምና ደድሕሪ’ቲ *ፊጌን መጥፍኢ ህዝብና *ጸዋግ፡ ገታር፡ ንጹል ዘብዘብ እናበልኩም ክትጎዩ ርኢና ከም ከልቢ ምሕሳርኩም ስለኹም ሓፊርና! ንሓርነትን ክብርን ከምዘይተቓለስኩም ደድሕሪ እቲ *ከይሲ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/Invitation_letterSG.pdf"]
ሎም ዘበን ክረምቲ ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ናይ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ቁጽሪ ካብ 1991 ጀሚሩ በብዓመቱ ምስ ዝነበረ ብዝሒ በጻሕቲ ብምውድዳር፣ ካብ ማንም ግዜ ኣዝዩ ዝተሓተ ከምዝነበረ ንጸብጻባት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምውካስ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ቀንዲ ምኽንያት ምጕዳል በጻሕቲ ሕጽረት ኣገልግሎታትን ሃለኽትን ብሕልፊ ድማ እቲ ንቡር
Current development: The isolated and most secretive country has so far dispatched only three press releases this year and here they are: Eritrean Press Releases in 2013 from SHABAIT Monday, 29 April 2013 "Moon of the South", an obscure weekly magazine, published excerpts of an interview with Francois Bozize,
ምስ ርኢቶታት ተሳተፍቲ። 23-08-13፡ ብዛዕባ እቲ ‘ሰነዳት‘ ኢልና ዝጀመርናዮ መደብ እንድዩ፡ ኣብ መወዳእታ መዛዘሚና ምስ ርኢቶታት ተሳተፍቲ ክንገብር ብ ዝኣተናዮ ቃል መሰረት ኢና ሎሚ ተቐልቂልናኩም። እቲ በቢእዋኑ ዝቐረበ ርኢቶታት ድሮ ርኢኹሞ ኣለኹም። እቲ ዘይ ረኣኽሞ ገሊኡ ከምቲ ዝቐረበ ገሊኡ ድማ ዝተፈለየ ርኢቶታት ኢዩ በጺሕና ዘሎ። ብትሕዝቶ
ወዲ ገራህቱ ወኻርያ’ዶ ክብለካ ነፋሒቶ ዘመንና ናትካስ ንበይኑ እዩ በዚሑ ኣመና ጭእዶ ክብለካ ሽለት ናይዛ ምድሪ ሹመኛ ወይጦታት ዘይስቈሮ ነውሪ መጋበርያ ጭፍራ ከዳሚ ለዅመኛ ብኸብዱ ዝጥበር ብልሹው ገበነኛ ረሳዒ ስዉኣት ምስ ጠላማት ዘዅድድ ናይ ምሁር ደንቆሮ ናይ ዘመንና ዕቡድ እዚ ዒታ በድኒ ዝጨነወ ውሽጡ ቆምሽጢ መላኺ መረሃጫ ክዳን ለይቱ። ንምንታይ ኢኻኸ ኣብ ጻልጣ ሓሶት ትሕክል ህዝብና
ኣብዛ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ትመሓደር ዘላ ኤርትራ ቀንዲ መርመርትን መጋፋዕትን ኮይኖም ሰብ ካብ ዘሳቕዩ ዘለዉ መጋበርያ እዞም ዝስዕቡ እዮም። ወዲ ምስግና፣ ዕባይ ከረን ወዲ ጋላ፣ ዕባይ ኣስመራ (መበቆል ዓዲ ሰንዓፈ) ወዲ ምቁር፣ ዕባይ ኣስመራ ወዲ ኸበደ(መበቆል ዓዲ ማዕረባ) ወዲ ኻሕሳይ (መበቆል ዓዲ ድባርዋ) ወዲ ሃይለ (መበቆል ዓዲ ሰንዓፈ) ምኪኤል ኢሳቕ (መበቆል ዓዲ፣
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንኢጣልያዊ ኩባንያ Piccini ኣብ ኤርትራ ክነጥፍ ሂቡዎ ንዝነብረ ፍቓድ ስራሕ ብምስራዝ ካብ ኤርትራ ክወጽእ ከምዝኣዘዞ ምንጭታትና ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፣ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ልዕሊኡ ኣህጉራዊ እገዳ ሸመታ ኣጽዋር ጸኒዑ ብጉልባብ Piccini እጉድ መሳርሒ ኣጽዋርን ጥረነገራት ናብ ኤርትራ ክእቱ ብምፍታኑ እዩ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ወገናት
እታ ናይ ቀደም ተስፋ; ብእምነት ተወንዚፋ; ኔርዋ ቅሩብ ሃፋ; እንተ እዛ ናይ ሎሚ' ; ሞ ግደፋ; ዘይምጅማራ ዘይምትንካፋ; ኮራኹር ምልኪ ብዓል ምዓር ኣፋ; ግደፈን ጥራሕ ይግዓራ ይለፍልፋ; ዘይድኻም እንታይ ከየትርፋ ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/መለበሚ.pdf"]
Tewahdo church is supposed to be the hope to the hopeless: By Haben Zeray Dear Tewahdo Church leaders, Martin Luther King Jr., said , “Darkness cannot drive out darkness: only light can do that”. If we are expecting light from PFDJ and its chairman in Eritrea, we are
By Jenny Vaughan BISHA, Eritrea (AFP) – In a vast pit of red earth, white stone and green ponds, excavators unearth precious copper in Eritrea's first large scale commercial mine. In its third year of production, Bisha mine -- endowed with gold, copper and zinc -- is Eritrea's
By Jenny Vaughan ASMARA, Eritrea (AFP) – Long criticised for backing rebel groups across the Horn of Africa, Eritrea has said that ending its isolation is crucial for economic growth, blaming external threats for its slow development. "We cannot live in isolation, because at the end of the
ኣቕሽሽቲ ህግደፍ ተበላሽዮም ኣብ እከይ ግብሪ ተጣላቒዮም ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 20/08/2013 Norway ሓቂ ንገሩ መርገም ከይኮነኩም ዝዓበኹም ዕድመ ዝደፋእኩም ይኣክል በልዎ ብሓባር ኮንኩም ኣይትተሓብኡ ክፉእ ናረአኹም ሕልፊ ኣቱም ናይ ህግደፍ ኣቕሽሽቲ ኣገልገልቲ ቀንጻሊተምሳል ኣጋንንቲ ሕልናኦም ዝሸጡ ንጥፍኣት ጸለይቲ ናትኩም ገዲዱና ካብቶም ቀንጸልቲ ህዝብኹም እናተሓርደ እናተረሸነ ተሕዝኑ ትሻረኹ ንተካል ኣረመኔ ስለ ምንታዩ ብኣኹም ዘይተኾነነ? ደም ሰብ ሰትዩ ዘይጸግብ ዝጨከነ ኣይተዳናግሩ ናይ ህግደፍ
http://www.youtube.com/watch?v=QfVL9PvOgdY&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=ZFucRWL0INQ&width=200&height=200
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/holland-2013.pdf"]
ወልዱ ባርያ ኣብ ግዜ ቃልሲ፡ ኣብ እንዳ ከቢድ ብረት ዝነበረ ኾይኑ ድሕሪ ናጽነት ኣብ 1993 ብምጥፍፋእ ካብቶም ንመጀመርያ ዝደስከሉ ተጋደልቲ እዩ። ብዘይ ስራሕ ንነዊሕ ቀንፈዘው ድሕሪ ምባል ኣብ ኣስመራ ከባቢ ሆስፒታል ዝርከብ ባር ማራቶን (ክሪስፒ) ብሓገዝ የዕሩኽቱ ተኻርዩ ባዕሉ ዋና፡ ባዕሉ ኣአንጋዲ፡ ባዕሉ ተቐባል ገንዘብ
Fifteen years ago I wrote so many articles on asmarino.com demanding for the assassination of mad dog Isayas Afewerki. I repeatedly warned that mad dog Isayas Afewerki was a declared dictator and that he would ruin the fruits of our long struggle for independence and
Our “Issaias Afewerqi” who art between Asmara and Massawa, Famous be thy name, Thy Self-reliance come, Thy will be done in Ethiopia as it is in Eritrea, Give us this day our daily “Hateta”, And forget our Civil Rights, as we forget our sweat, tears, and blood you made us
The PFDJ junta is advertising the sale of housing units in three sites around Asmara, (1) Halibet, (2) Sembel, and (3) Space2000. These sites will comprise of 1048 modern apartments, 376 residential houses, and 256 business units. What is the catch? The junta needs money. They need
History says ELF and EPLF refused to unite under unanimous pressure of our people and the fittest survived at last at extreme human, material, psychological and opportunity cost of society to become pain on the butt for the last 22 years as of today. Today
ሰብኣይ ኩን በሉዎ! ምልኪ ካብ ዚርሕርሕ ከም ሰቡ ተሰዲዱ ደሃይዶ’ታ ኣለኩም ናይዚ ዓሊ ዓብዱ እጃሙ ከየበርክት ንድሕነት እዛ ዓዱ ሚስጢሮም *ከየንጒሕ ግዜ’ምበር ወሲዱ *ከይብልል ሕሹኽ ዘይትብሉዎ ኣዕሩኽቱ ኣዝማዱ? ምስቲ *ፋኖ ኮይኑ ዝፈጸሞ ሓጥያት *ቀይድ በተኽ ነዚ ለዋህ ህዝቢ ይቕሬታ ብምሕታት ኣንጻር’ዚ መላኺ ኪቃለስ ብትብዓት እንተ ተሰሊፉ ኣብ ጐድኒ ውፉያት ጉዶም ኣቃሊዑ ንጉጅለ *ፈያት *ሸፋቱ ወለዲ መድሓነ ካብ *ሃይስ ካብ
ነሓሰ 2013 ካብ ቀጽሪ ሚ/ሪ ዜና ኣብ 2007 ፕረዚዳንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣብ ሕርሻ ኣፍሂንቦል ዑደት ኣካየደ፡፡ እቲ ሕርሻ ቃንጫ ሽኮር ንኸተኣታቱ መደብ ስለዝነበሮ ኣየናይ ዓይነት ኣገባብ ኣተኻኽላ ኣብቲ ቦታ ከምዝሰማማዕ ንምምራጽ ንፈተነ ዝኸውን ተተኺሉ ነበረ፡፡ ፕረዚዳንት ንፈተነ ዝኸውን ቃንጫ ሽኰር ተተኺሉ ከምዘሎን እቲ ምርምር ምስ ተዛዘመ
ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝን መሻርኽቱን፡ “ህይወት ስደተኛታት ንምቕያር ዘዝከኣለና ነበርክት!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ትማሊ 16ን ሎሚ 17ን ነሓሰ ኣብ ኣደራሽ ኣምኒስት ኢንተርናሺናል ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ተጋቢኡ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/Make_diffrenceL.pdf"]
ቀስተ-ደበና ረቡዕ 18 ሓምለ 2001. ቀደም ዘመን፡ ስልጣን ንፍሉያት ስድራ-ቤታት ጥራይ ተሓዚኡ እንከሎ ዝተመሰለ ብምዃኑ ሽዑ ዓማጺ ህዝቢ ከምዘሎ ኣይተፈለጠን ወይ ኣይተደፍረን ይኸውን። ኣብ ታሪኽ ሕ/ሰብ ቁጠባዊ ረብሓ ብፖለቲካን መንግስታዊ መሳርሕን ተሰንዩ ካብ ዝነጣጠፍ ዓመጽ ካብ ቀንዲ ጠባይ ኮይኑ ኣሎ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/Weditureta.pdf"]
By Eli Ashkenazi Population authority officials insist on a clean criminal record from Eritrean army deserter, despite flexibility in regulations. The Population and Immigration Authority is refusing to grant permanent resident status to a citizen of Eritrea who is married to an Israeli woman, until he provides a
ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና፣ ነቲ መሪሕነት ባይቶ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ልዕሊ ኣቦ ወንበር ፈጻሚ ሽማግለ ዶክተር ዮሱፍ ብርሃኑ ዝወሰዶ ስጉምቲ ብዝምልከት፣ ምስ ዶር ዮሱፍ ከምኡ ‘ውን ነቲ ስጉምቲ ምስ ዝወሰዱ መሪሕነት ባይቶ (ኣቶ ጸጋይን ወሮ ፍረወይንን) ከምኡ ‘ውን ምስ ምኽትል ኣቦ ወንበር ፈጻሚ ሽማግለ
An urgent call for National Dialogue By Fesseha Nair “The 127 man national council for democratic change must now act to resolve their internal problems by dialogue” Writer It is a mockery of sorts to accuse and blame each other by claiming , “ I have the legitimacy” but
http://www.youtube.com/watch?v=_k3KD4v5-TM#at=121&width=200&height=200
Each month thousands of men, women, and children flee Eritrea as a result of grave violations of human rights committed by the Eritrean government. Traveling via Sudan and Egypt, 36,000 Eritreans have made their way to Israel over the past six years, via a well-organized
እቶም ‘ተኣኪቦም መኽደን ድስቲ ከልዕሉ ዘይከኣሉ ድኹማን‘ ተባሂሉ ዝባጨወሎም ዘሎ ግዳያት እምባአር፡ ክሳብ ሎሚ ድምጾምን ኣውያቶምን ይንድር ይጭድር ኣሎ። ሓንቲ መዓልቲ ከምዝስማዕ መቸም ፍጹም ኣይጠራጠረሉን ኢየ። ‘ስለምንታይ እቲ እናሰምዐ ዘስቀጠኸ ጸሚሙ‘? ድማ ግዜ ክምልሶ ኢዩ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/qestedebena.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/bolengna.pdf"]
aseye.assenna@googlemail.com ናብ ኣቶ ኣማኑአል ኢያሱ፡ ንጉዳይ ናይ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ዶክተር ዩሱፍ ብርሃኑ፡ ብመሪሕነት ባይቶ ካብ ሓላፍነቱ ምውራዱ ዝተዋህበ ውሳነ ኣመልኪትካ፡ ምስ ኣቦ መንበር ባይቶ ኣቶ ጸጋይ ዮውሃንስን፡ ምክትል ኣደ መንበር ወ/ሮ ፍረወይኒ ሃብተማሪያምን ኣብ ዝገበርካዮ ቃለ መሕትት፡ ካብቲ ዝሃብዎ መልስታት ብዙሕ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ
http://www.youtube.com/watch?v=05WKFD7CFcM&width=200&height=200
ውጉዛት ጳጳሳትን ካህናት ሽሞኛታት ናይ ፖሊቲካን ንቅዱሳን ካህናት ምስ መእመናን ክውግዙ ክንርኢ ዊዒልና ኣብ ከተማ ኦታዋ፡ ካናዳ August 10, 2013 ኣብ ከተማ ኦታዋ ካናዳ፡ ገለ ካብ ታቦት ዮሃንስ መጥምቅ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ተፈንጭሎም ዝወጹ ጉጂለ፡ ብስም ቅዱስ ጴጥሮስ ኢሎም ነብሶም ዘጠመቁ፡ ብፖሊቲከኛታት ዝተሸሙ ጳጳሳት ካብ ሕቡራት ሃገራት