http://www.youtube.com/watch?v=ZMySphRfG44&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=ZMySphRfG44&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=kElDKvRvzgY&width=200&height=200
ኤርትራውያን ተቐማጦ ሃገረ እስራኤል ስነ-ስርዓት ዝኽሪ ግዳያት ናይ ባሕሪ ላምፐዱዛ ኢጣልያ ኣኻይዶም። እዚ ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ብሓባር ዝተዳለወ ብዕለት12/10/2013 ዝተኻየደ ክሳብ ልዕሊ ሓሙሽተ ሽሕ ዝኸውን ህዝቢ ዝተሳተፎ ዝኽሪ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ብዝተፈላለየ መደባት ተዘኪሩ። ኣብ'ቲ ዕለተ ዝኽሪ፣ ü መራሕቲ ሃይማኖት መንፈሳዊ ጸሎትን ቃላትን ሂቦም፣ ü ናይ ሓባር መግለጺ ደለይቲ ፍትሒ
Rome: Divers on Saturday found an additional 20 bodies off the Italian island of Lampedusa, Italian media reported, bringing the still provisional death toll from an October 3 shipwreck to 359. Only 155 of the about 545 migrants aboard the vessel, mainly from Eritrea, survived the
http://www.youtube.com/watch?v=ERA2LXsy2pQ&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=2fR2rDSRuVk&width=200&height=200
ብሰንኪ’ቲ ብዕለት 03/10/13 ኣሰቃቒ ዝኾነ ናይ ብዙሐት ሂወት ዝበልዐ ሕማቕ-ተረኽቦ (ቅዝፈት) ካብ ልብያ ዝተበገሰት ልዕሊ 500 ሰባት ዝሓዘት መርከብ ናብ ላምፕዱዛ -LAMPEDUSA- (ኢጣልያ) ንምስጋር ኣብ ጉዕዞ ከም ዝጠሐለት: ምሉእ ዓለም ክግንዘብን ክስንብድን ኮይኑ:: ነዚ ብምግንዛብ ስለ እቶም ሂወቶም ዝሓላፉ ሰማእታት: ንምዝካር: ብዕለት 09.10.2013 ኣብ ከተማ
Statement Attributable to the Spokesperson for the Secretary-General on Capsize of Boat Carrying Migrants The Secretary-General is deeply saddened to hear reports of the loss of lives as another boat carrying migrants capsized yesterday off the coast of Italy, only a few days after the tragic
She could have been a young and vibrant woman with big dreams, big aspirations, full of life, looking for a better future; or a hardened one who had beaten life’s challenges. She could have been a student, a teacher, a soldier, or any professional. She
Malta's prime minister has said European waters close to Africa are turning into a cemetery, after another boat laden with migrants capsized. Joseph Muscat said Malta felt "abandoned" by the rest of Europe and urged the EU to take action. Malta and Italy launched a rescue operation
11 Oct 2013 The premature boy was born as his Eritrean mother drowned and was found by divers in the folds of her clothes Divers searching the wreckage of a migrant boat off Sicily have discovered the body of a baby born as his mother drowned. The premature
ሬሳ ደቅና’ ኳ ተራሓቀ ቀታሊ ደቅና ግን መን ምዃኑ ኣይጠፍኣናናን ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት ማዓልታት፣ ንህልቂት ሓደጋ ላምፓዱሳ ብዝምልከት ኣሽመላሽ ኣብርሃ መግለጺ ጎይቶቱ ንምስማዕ ኣብ ቲቪ ኤረ ብምቅራብ፣ ንብዓት ሓርገጽ ክነብዕ ፈቲቱ። እቲ ዘገርም ዋሓጥዮ ተበልክዋ ትጎስሞ ከምዝባሃል፣ ኣብክንዲ ናይ መጻናንዒ ቃላት ምስማዕ፣ መስደመም መግለጺ ኣንቢቡ። እዚ ብነዉሩ
ካብ ሰሜን ኣፍሪቃ ናብ ዓዲ ጥልያን ብጃልባ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ዛጊት ዜግነቶም ዘይተረጋገጸ ልዕሊ ኣስታት 250 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ 120 ኪሎሜተር ካብ ላምፐዱዛ ብዘጋጠሞም ሓደጋ ባሕሪ ተሳፊሮምላ ዝነበሩ ጃልባ ስለዝጠሓለት ብውሑዱ 27 ሞይቶም ከምዘለዉ ቀዳማይ ሚኒስተር ማልታ ከምዘረጋገጸ ቢቢሲ ሓቢሩ። ብመሰረት ሓበሬታ ቀዳማይ ሚኒስተር ማልታ፣ ዛጊት
A migrant boat reportedly capsized between Sicily and Tunisia on Friday, leaving hundreds in the water. A boat carrying migrants reportedly capsized between Sicily and Tunisia on Friday, according to the Italian navy. Italy's national news agency ANSA reported spotting bodies, while a navy spokesman said, "There are at least
ሕልና ዘለዎ ዘበለ ኤርትራዊ ኣብ ከመይ ዝኣመሰለ ብርቱዕ ጓህን ሓዘንን ከም ዝቐነየ ኵሉ ደላይ ፍትሕን ለውጥን ዝፈልጦ ስለ ዝኾነ ምዝርዛሩ ዘድሊ ኣይመስለንን። ብዝኾነ፡ ዳርጋ ኣብተን ደሞክራሲ ኣለወን ዝብሃላ ሃገራት ዝነብር ደላዪ ፍትሕን ለውጥን ንዝኽሪ’ቶም ኣብ ገማግም ባሕሪ ደሴት ላምፐዱሳ ብምጥሓል ህይወቶም ዝሰኣኑ ኤርትራውያን ዜጋታት ናይ
ኩሎም ሲኢናቶም። ብ.ኣበባ ኣብርሃ ቶሮንቶ ካናዳ 08/10/2013 ኣነበጃ ዶ ትብሊሎኺ ትንነዊ፧ ኣብራኽኪዶ ትጥፍጥፊሎኺ ተእውዪ፧ ንዓይ ዘይገብረለይ ዝነበረዶ ትብሊሎኺ ‘ናቖዘምኪ፧ ኩሉ ኣብከብድኺ ጌርኪ፣ ከይሰምዑኺ፣ ተዓጽኺ፣ እንዳበኸኺ፧ ዝብከየክስ ንስኺ’በር ወላድ መኻን ንቡር ዝሰኣንኪ ምስ ደቅኺ ንቡር ምኻን ጮንጊዑ ሰንዲዩኪ ከም ሩኳን ኣብ ደገ የሕዲሩኪ ምስ ቁንጪ/ቱኻን፡ ሕሰምኪ ሪኡ ዝተሰደ ውላድኪ ድሓን ክኣትወልኪ ጸሊኺ ሰጊድኪ ኣይቀደወን ኣይረኸብክን ኢድኪ ደቅኺስ ኣይሪኢዎ/ኣይሰምዕዎ ንዓኺዩ ዝብከየኪ፡ ይበኽየልኪለኹ
እዚ ዝሓለፈ መሪር ሰሙን፣ ህዝቢ ኤርትራን ህግደፍን ክሳብ ክንደይ ሕቖን ከብድን ኮይኖም ምህላዎም ዳግም ዝተረጋገጸሉ እዋን እዩ። ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ‘ቲ ብ 3 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ገማግም ባሕሪ ላምፐዱዛ፣ ዓዲ ጥልያን፣ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሚእቲ (300) ኤርትራውያን ጃምላዊ መቕዘፍቲ ዘኸተለ ከቢድ ሓደጋ
Italian divers say they have finished searching a boat that sank carrying migrants from Africa, as the death toll from the accident reached 311. An Italian coast guard official said the hunt for victims would go on beyond the wreck near the island of Lampedusa. Nine more
http://www.youtube.com/watch?v=822qTifd5xA#t=30&width=200&height=200
ግደ ሓቂ ንምዝራብ ብድሕሪት ሰይጣን ብቕድሚት ባሕሪ ልዕሊ 300 ኣዴታትን ህጻናትን ዝርከቡዎም መንእሰያት ኤርትራ ካብ’ቲ ኣረሜናዊ ስርዓት ዲክታቶር ኢሳያስ እንክሃድሙ ኣብ ኣፍ ደገ ዓዲ ጣልያን ባሕሪ ውሒጡዎም ሞይቶም። ብዘይካ’ቲ ኣረሜናዊ መንግስቲ ዓለም ብምልእታ ርእያቶ፡ ሰሚዓቶ ሓዚና። ዓሊቓ። ሕልና ምልእቲ ዓለም ዝነቕነቐ ግዙፍ ጥፍኣት ሰብ እዩ ከኣ ተባሂሉ።
The European Commission has called for the EU to launch Mediterranean-wide search and rescue patrols to intercept migrant boats. The move by Home Affairs Commissioner Cecilia Malmstroem was prompted by the deaths of at least 274 migrants whose boat sank off Italy's Lampedusa island. She said this
KAMPALA, Uganda (AP) By RODNEY MUHUMUZA By The Associated Press Thousands of people each year flee Eritrea, a small Horn of Africa nation. Despite relative peace, many leave the repressive regime taking trips that can be as perilous as the recent boat disaster off the Italian island
ህግደፍ አብ ጉዳይ ህልቂት ኤርትራውያን መንግስቲ ኤርትራ ከይፈተወ ካብቲ አቲዎ ዘሎ መዋጥር ንምውጻእ ካብቲ እንሰሳዊ ባህርያቱ ንኸልግስ ተገዲዱ። እቲ አብዚ ለንቅነ ብዕለት 03.10.13 አብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጠመ አሰቃቒ ፍጻመ ህልቂት ኤርትራውያን አመልኪቱ ሎሚ ዕለት 09.10.13 መግለጺ አውጺኡ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያታት ብዙሕ ኢዩ። እቲ ፍጻመ ድሕሪ ምግጣሙ ድሕሪ 6 መዓልቲ ንኽእመን እንታይ ሒዝዎ
For Immediate Release The Source of the Tragedy is in Asmara The people of Eritrea at home and diaspora are faced with one more massive human tragedy. The sinking of a boat near Lampedusa Island, Italy, loaded with 500 African immigrants, with the majority of them being
ህዝቢ ኤርትራ ጽንዓት ይሃብካ ኣብ ዕድመና ኣብ ዓለም ብዙሕ መቕዘፍቲታት ሪኢና ።ገለ ካብዚ መቕዘፍቲታት ካብ ተፈጥራዊ ኩነታት ዝተላዕለ ግን ከኣ ብዙሕ ሂወት ዝወሰደ ኢዩ። ንእባነት ከም ምንቅጥቃጥ መሬት፤ እሳተ-ጐመራ፤ ኣወሎ-ንፋስ ዝኣመሰሉ ተፈትሮ ዝፈጠሮም ጸረ-ህዝቢ ተረኽቦታት ኢዮም። ነዞም ሽግራት’ዚኣቶም መፍትሒ ብሓፈሽኡ ጸሎት ኢዩ። ካብዚ ሓሊፉ ገለ ንፉዓት
ነቲ ኣብ ገማግም ባሕሪ ላምፓዱሳ ዘጋጠመ፣ ንኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነ እንተላይ ንዓለም ኣስካሕኪሑ ዘሎ ጃምላዊ ህልቂት ልዕሊ300 ኤርትራውያን፣ ሞት ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኢሉ ብምንእኣስ፣ እንተተመሰለሉ ንሰሙን መመላእታ ሓቢኡዎ ዝጸንሐ ጥስጡስ ስርዓት ኢሳይያስ፣ በቲ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ደም ዘንብዐ መሪር ሓዘንን ዘየቋርጽ ዋጭዋጭታ ዓለምን ተደሪኹ ከይፈተወ ተኣሚኑሉ። እቲ ቀንዲ
by Dan Connell published in MER268 When Sheikh Muhammad ‘Ali Hasan ‘Awad learned that nine kidnapped “Africans” -- eight Eritreans and one Ethiopian -- were being beaten, raped and starved in a compound in Sheikh Zuwayd, a Sinai village near the Israeli border, he wasted little time. Firing AK-47s
Click for video posted on Vimeo
http://www.youtube.com/watch?v=mmgNyQusfoI&width=200&height=200