[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/EMDHRSeminar.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/EMDHRSeminar.pdf"]
ኣብ ዓዲ ጥልያን ዝመደበሩ ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ልዑል ኣበርክቶ ካብ ዝገበሩ ገዳይም ተቓለስቲ ዶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ)፣ ትማሊ 9 ሕዳር ኣብ ኦክላንድ፣ ካሊፎርንያ (ሰሜን ኣመሪካ) ኣብ ዘካየዶ ፈላሚ ዕዉት ኣኼባ፣ ድሕነት ሃገር ብምውሓስ፣ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ፍትሕን ንምርግጋጽ መታን ክከኣል፣ ብዘይ ወዓል ሕደር
እቲ ቅድሚ 16 ዓመት፡ ማለት ኣብ ዕለት 05/11/1997 ብሃንደበት ብሞት ዝተፈለየና ኮኾብ ድምጻዊ ነፍስሄር የማነ ገ/ሚካኤል (ባርያ) ህላወ ህዝቢ፡ ሃገር ከም ዝፈጥር እምበር ህላወ ሃገር ህዝቢ ክፈጥር ከምዘይክእል ብምእማን’ዩ “ቅድሚ ኹሉ፡ ሃገር ትሃሉ!” ብምባል፡ ብጉልባብ ሃገር፡ ህዝቢ ክደሃኽ፣ ህዝቢ ክስደድ፡ ህዝቢ ክሃልቕ ከይመኸረ ዝሓለፈ። ዕድለኛ
ኣብ ሃገረ ስዊዝ ንነብር ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ብዕለት 06/10/2013 ኣብ ከተማ ኣረው ተኣኪብና " ሰማእታትና ሕድርኹም ከነተግብሮ ኢና " ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኩፉትን ዴሞክራስያውን ዘተ ድሕሪ ምክያድ ነዚ ዝስዕብ ነጥብታት ተሰማሚዕና ወጺእና ብመጀመርያ ነዞም ኣብ እፍደገ ገዛ ምስ በጽሑ ብሓደጋ ሂወቶም ዝሰኣኑ ኣሕዋትና ብምዝካር ብሽምዓ ዝተሰነየ ናይ ሕልና
http://www.youtube.com/watch?v=G_wTQY1PQmQ#t=214&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=WyvkYAVSCAU&width=200&height=200
ግደ ሓቂ ብዛዕባ ዓጋመነትን ኢሳያስን “ዓጋመ!” “ካብ ዓጋመ ዘይተወልደስ ኣይጭዋን” “ዓጋመ!” “ጎይታኻ! ቀደም ጎይታኻ፡ ሕዚ ጎይታኻ። እቲ ስሬኻ ኣውሊቑ መዓኰር መዓኰርካ ዝሻሙጠካ ዝንሄ ተንቤናይ ዓጋመ’ዶይ’ኮነን!” “ዓጋመ!” “እሾኽ ዓጋም’ውጋኣያ’ኖኻ ኣንታ ጥልቁይ ንኖኡ ኣጽሩፉ ንኖይ ዘጽርፍ!” ንመጠረስትኡ እቲ ‘ዓጋመ’ ነዲሩ መቝለብ በለሱ ኣልዓለ። እቲ ጸራፊ ጢጥ ተወንቀፈ። ዘሕዝን’ዩ እዛ ንእሽቶይ ፍጻሜ ብደረጃ ግዙፍ ታሪኽ’ውን ደጊማ
“እዚ እኽሊ ኣብ ዓውዱ! ሰብከ ኣብ ዓዱ” ኣስፍሕ ኣቢልካ ኣይገለጽካያን! ኣብርህ ኣብሎ ዝብል ሕቶን? ርእይቶን! ብስልክን ብስቱር ደብዳቤን ስለ ዝመጽኣኒ፡ ደጊመ ክጽሕፍ ንኣንበብቲ ኣሕዋተይ ብዝርደኦም መልክዕ ከቕርብ ብትሕትና ይሕትት። መብዛሕቶና! ደቂ ሓረስቶት ምዃና መሰረት ብምግባር፡ እኽሊ ተዘሪኡ፡ በቒሉ፡ ኣብ ዓጺድ ምስ በጽሔ፡ ድሕሪ ዓጺድ ድማ፡ ኣብ
ይኣክል የዒንትና ዓሚትና ናብ ጥፍኣት ምስጓም!!! ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ምሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) ሕዳር 3፡ 2013 ሕዳር 3፡2013፡ ኣብ ገጽ ክሕደት ሰይጣናዊ ሽፍታዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ብመራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣህጉራዊት መዓልቲ ሓዘን ናይቶም 365 ግዳያት ማያት ላምፐዱሳ ክትከውን ተወሲኑላ ኣሎ። ናይ ሎሚ ውጹዕ ናይ ጽባሕ ሓራ ህዝቢ ኤርትራ ሞሳኦም ኣይክርስዖን ኢዩ። ዘለዓለማዊ
ካብ ኣስመራ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ስድራቤት ግዳያት ደሴት ላንፑዱዛ ኣብ ኣስመራ መቓብር ሓርበኛታት ንሰምበት ሕዳር 10/2013 ንሃገራዊ ቀብሪ ጻውዒት ከምዘቕረቡ ብውሽጥን ብደገን ኣብ ከተማ ምሉእ ተሰሚዑ፡፡ እቲ ጻውዒት ናብ ኩለን ከተማታት ኤርትራ ብሰብን በቴሌፎናትን ክዝርጋሕ እዩ ቀንዩ፡፡ ነዚ ዝሰምዐ መንግስቲ ምሒር ሰንቢዱ ጉጅለታት ፍሉይ ሓልታት፡
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/MinqsQas_men1.pdf"]
ምንቅስቓስ መንእሰያት ንለውጢ ዝብሃል ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝመደበሩ ምንቅስቓስ ብ 6 ሕዳር ንዕላምኡን መድባቱን ዝገልጽ ጽሑፍ ኣብዘን ዝስዕባ ከባቢታት ኣስመራ፣ ማለት ኣብ ኣብያተ ትምህርታት ከባቢ መደበርን ሓድሽ ዓድን፣ ኣኽርያ፣ ሓዝሓዝ፣ ጎዳይፍ፣ ማይ ጭሆት፣ ገዛ ባንዳ ጥልያንን ሓበሻን፣ ቲራቨሎን ዘርጊሑ ሓዲሩ። ቅዳሕ ናይቲ ዝተዘርግሐ ጽሑፍ እንሆ። [gview
http://www.youtube.com/watch?v=jN05UEK2FKc&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=4xrM3HfEnWU&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=MJAr98e1_9M&width=200&height=200
ROME - A few weeks ago we breathe some apprehension among Eritrean refugees in Lampedusa welcomed and Agrigento. Among them is , those who feel the island: " Do not leave the reception center , because , out there who could identify you ." To
The Kingdom’s police and security agencies arrested 11,756 violators of residency and labor laws on the third day of the clampdown on illegal workers across the country, according to reports from Makkah, Jeddah, Al-Jouf, Northern Border Province, Renia, Dhahran Al-Janoub and Sajer. Lt. Nawaf Al-Bouq, spokesman
The tragedy has not stopped migrants boarding unseaworthy boats in the hope of reaching Europe People traffickers tortured and raped African migrants whose boat later sank off Lampedusa with the loss of more than 360 lives, Italian police say. The police have arrested a Somali man on
ናይ ጸዋዒት መልእኽቲ ካብ ህዝቢ ሃገረ ኤርትራ፡ ኤርትራ እቶም ዝሰምዓ ኣእዛንን ዘቕልባ ልቦናን ኣእምሮን ዘለዎም ደቂ ሃገረ-ኤርትራ ንኽፈልጡ፡- “ኣብ ሃገረ-ኤርትራ፡ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ፡ ዕለተ-ሞት እያ።” ዝተፈተኹም ደቅናን ኣሓትናን ኣሕዋትናን ኤርትራውያን፡ ወላ’ዃ ይኽወለኩም እዩ እንተዘይበልና፡ ከነፍልጠኩም ዝደለና ከቢድ መልእኽቲ ኣሎና፦ “ኣብ ሃገረ-ኤርትራ፡ ነፍሲ ወከፍ ዕለት፡ ዕለተ-ሞት
ዎ ኩቡር ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽትን ወጻእን እንርከብ እታ ብኣሻሓት መስዋእትን ስንክልናን ዘምጻእናያ ኤርትራ ንዜጋታታ ኣብ ትሕቲ ራህዋን ቕሳነትን ዘራይ ኣያኹሉ ዝኸውን ቑዋም ሕጊ ሃሊና ብመሰረት ቁዋም ሕጊ ድማ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ኾይኑ ዝሰርሕ ንድሩት ዓመታት ብህዝቢ ዝተመርጸ እርሓሰና ኢልና ቆጽሊ ዘቐመጥናሉ መርሒ ኣቚምና ዘጋታት
ኣብ ኤርትራ እንርከብ ስድራ ቤት ግዳያት ላንፔዱዛ ኣብ መሬት ዓደቦኦም ንቡር ሓመድ ድበ ዘይተደበዩ ደቅና፡ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብደረጃ ሃገር ስነ-ስርዓት ቀብሪ ክግበረሎም፡ ጽንዓት ይሃብኩም፡ ሕሰም ኣይትርከቡ ዝብል ባህሊ ክንፍጽም ተሰማሚዕና፡፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/Qebri_asmera.pdf"]
ቅዝፈት 357 ኤርትራውያን ኣብ ላምፐዱዛ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ሰሃሮ፣ ንኢሳይያስ 50 ሽሕ ይሮ!! እቲ ብ 3 ጥቅምቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ላምፐዱዛ ዘጋጠመ፣ ኤርትራዊት ኣደ ምስ 3 ህጻናት ደቃ ዝወሓጠ፣ ከይተወልደት ዝሞተት፣ ዕትብቲ ኣዲኣ ለጊቡ ምጽንሑ ካብ ፍጥረት ዓሳ ዝፈለያ ኣብ ትሕቲ ባሕሪ ዝጸንሐት ዕሸል ዝርከቡዎ ዓለም ዘስካሕክሐ ቅዝፈት
http://www.youtube.com/watch?v=1HIFSvJueO8&width=200&height=200
ብጃምላዊ ሕቶ ዑቕባ ኤርትራውያን ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ቅድሚ ዓለም ብተደጋጋሚ ዝተዋረደ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብቲ ካብ 27 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ኬንያ ዝካየድ ናይ ሰካፋ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንምስታፍ፣ ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ተጻወቲ ኣኻኺቡ ጋንታ ከቕውም ሃታ ሃታ ይብል ከምዘሎ ተፈሊጡ። እቲ
ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ሰሙን፣ ብዙሓት ተመሃሮ ናይ’ቲ “ብዋርሳይ ይከኣሎ” ዝፍለጥ ካልኣይ ደረጃ መደበር ታዕሊም ሳዋ፣ ካብቲ ቦታ ኣምሊጦም ናብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ከምዝተበተኑ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ገለ ካብዚኣቶም ናብ ዓዶምን ዝነብሩለን ከተማታትን ክኣትዉ ኣብ ጉዕዞ እናሃለዉ ብስርዓት ህግደፍ ተታሒዞም ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ተዳጕኖም ከምዘለዉ ‘ውን ተፈሊጡ። ካብቲ
ካብ ዕለት 7-17/ ወርሒ ሸውዓተ 2012 ንኣስታት 10 መዓልታት ኣብ ደብረዘይቲ ዝተኣኻኸቡ መንእሰያት ኤርትራ ድሕሪ ነዊሕን ኣድካምን ክትዓት ሓደ እማመ እዮም ኣውጺኦም:: እዚ እማመ እዚ ድማ ኣብ ፈቀዶ መራኸቢ ብዙሃን ንታሪኽ ተዘርጊሑ ይርከብ:: ገለ ካብቶም ዘካትዑና ተኣፈፍቲ ኣርእስትታት እዞም ዝስዕቡ ኔሮም:: ሕቶ ቛንቛ : ሕቶ
ወዲ ትካቦ: ኣብነታዊ ስጉምቲ ማሕሙድ ሳልሕ ኣብዘን ዝሓለፋ ናይ ሓዘን ሰሙናት፡ ስነ-ጥበብ ነቲ እተሰላስሎን እትመርሖን ሓሳብ ኣብ ምንጽብራቅ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ምግልሑን ምስማሩን ተርኡ ቀሊል ከምዘይኮነ ትራእዩ ‘ዩ። ገለ ስነ-ጥበባውያን ንምረትን ሕሰምን ህዝብና ክገልጹን ነቲ ምንጩ ኮይኑ ዘሎ ስርዓት ክውግዙ ከለዉ፡ ገሊኦም በንጻሩ“ንኺድ ጥራይ” ብዝዓይነቱ ኣመለኻኽታ፡ ነቲ
ሓበሬታን ጻውዒትን ንህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ። ንተባዕ ህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ ሓበሬታን ጻውዒትን ክንሰድድ ኮለና ሓበን ይስማዓና። ንዘይሕለል ሃገራውን ታሪኻውን ኣበርክትኡ ድማ፣ በዚ ኣጋጣሚ ደጊምና ከነመስግኖ ክብረት ይስምዓና። ጻውዒትን ሓበሬታን ንምስዳድ ዝተገደድናሉ ክልተ ዓበይቲ ዘሕዘነና ምኽንያታት ስለዘሎ’ዩ። ኣብ ኤርትራ ዘይተነግረ’ምበር ዘይተገብረ ስለዘየለ፣ ኩሉ ኣቐዲሙ ዝተፈጸመ ዘይሕጋዊ ተግባራትን ምግሃስ
(Reuters) - Ethiopia has put its police and security forces on heightened alert after receiving strong evidence that Somalia's Islamist al Shabaab group is planning attacks in the country, officials said on Tuesday. The move came three weeks after officials said two Somali suicide bombers accidentally
Fetsum: Isaias Afwerki’s final intrigue of destruction PART 1 President Afwerki critically punches his system in the final round of his confrontation with the Eritrean people. Yet, he is about to complete his hidden agenda on the Eritrean people in the days of his legacy. As we
''ኤርትራ ናብ ሶማል፡ ኣስመራ ናብ መቓድሾ'' ካብ'ዚ ዉዲት'ከ ብኸመይ ነምልጥ ``ፕረሲደንት ኢሰያስ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ከርእዮ ዝጸንሐ ናይ ዘይርጉእነት መንፈስ ብዙሕ ትንታነታት ኵወሃቦ ጸኒሑ ኢዩ። ምዝዛም ዕምረ-ስልጣኑ ግዲ ተራእይዎ፡ ብዙሕ ዘደንጹ ስጉምትታት ኵወስድ ተራእዩ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒዝገበሮ ህጽጽ ዕጹው ኣኼባ ብዘይ ሕብእብእ፡ ነቶም ምስኡ ተሪፎም ዘለው ግን
ሃይማኖታዊ ፖለቲካ፡ -ፍትሒ- 03-11-13 ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ እንዃዕ ብኣጋጣሚ ናይ ላምፐዱዛ ፍጻመ፡ ናብዚ ናይ ሎሚ ናይ ሰምበት 03/11/13 ጋህዲ ዶግዓን ጾሎተ-ፍትሓትን ናይ ኩሎምን ናይ ኩሉጊዜን ኩሉ ዓይነት መስዋእትናን ኣውያት ረመጽ ድጉል ሰፊሕ መደብ ጥፍኣትናን ንድርጓሓሉ እዋን ኣ ብጸሓና!! ትንግርቲ መጋርያ ህዝባዊ ናዕብና ልዕሌና ዓለም ስለእትፈልጦ እንታይ ዓዚምና ኣዚምና
ህግደፍ ብ29 ጥቅምቲ 2013 ኣብ መንግስታዊ ልሳኑ፣ ሓዳስ ኤርትራ "ቀጥታዊ ርክብ - ንኽፉት ልዝብ ብዝብል ኣርእስቲ ንኣንባቢኡ ዘስደምም ሓተታ ኣውጺኡ 'ሎ። "ኤርትራዊ ኣብ ዝኾነ ኩርናዕ ዓለም ይሃሉ፣ ብዛዕባ መደባት መንግስቱን ምዕባለታትን ብድሆታትን ሃገሩ
ምልካዊ ስርዓት ኣስመራ፣ ንመርመራ መነጸሪ መንነት(DNA) ናይቶም ኣብ ገምገም ባሕሪ ላምፐዱሳ ብዘሰቅቕ ኩነታት ዝሞቱ 360 ኤርትራውያን ካብ ነፍስወከፍ መቕርብ 150 ኤውሮ ክሽምጥጥ ዝኣለሞ ኣስሓኮ ኣልቦ ውዲት ፈሺሉ። ጉጅለ ህግደፍ ትርጁማን ኣምሲሉ ዝለኣኾም ሃሱሳት፣ ንኩነታት ናይቶም ብሓዘን ተኾምቲሮም መቕርቦም ንምልላይ ላዕልን ታሕትን ዝብሉ ዝነበሩ ኤርትራውያን መዝሚዞም፡ መንነት
http://www.youtube.com/watch?v=ZQjbbGAtGCE&width=200&height=200
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ጀሚሩ ኣብ ኣስመራ ሰዓት እቶ እቶ ከምዘተኣታተወ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ እቲ ሰዓት እቶ እቶ ካብ ሰዓት 8፣00 ናይ ምሸት ንደሓር እዩ ዝጸንዕ ዘሎ። ስርዓት ኢሳይያስ፣ እቲ ኣብ ላምፐዱዛ ዘጋጠመ ጃምላዊ መቕዘፍቲ ኤርትራውያን ዝፈጠሮ ረዚን ሓዘንን ድጉል ነድርን ከይግንፍል