Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እንኮ ኣማራጺ ድሕነት

ህግደፍ ብ29 ጥቅምቲ 2013 ኣብ መንግስታዊ ልሳኑ፣ ሓዳስ ኤርትራ "ቀጥታዊ ርክብ - ንኽፉት ልዝብ ብዝብል ኣርእስቲ ንኣንባቢኡ ዘስደምም ሓተታ ኣውጺኡ 'ሎ። "ኤርትራዊ ኣብ ዝኾነ ኩርናዕ ዓለም ይሃሉ፣ ብዛዕባ መደባት መንግስቱን ምዕባለታትን ብድሆታትን ሃገሩ

ህግደፍ ብ29 ጥቅምቲ 2013 ኣብ መንግስታዊ ልሳኑ፣ ሓዳስ ኤርትራ “ቀጥታዊ ርክብ – ንኽፉት ልዝብ ብዝብል ኣርእስቲ ንኣንባቢኡ ዘስደምም ሓተታ ኣውጺኡ ‘ሎ። “ኤርትራዊ ኣብ ዝኾነ ኩርናዕ ዓለም ይሃሉ፣ ብዛዕባ መደባት መንግስቱን ምዕባለታትን ብድሆታትን ሃገሩ…” ልዑል ኣፍልጦን መረዳኣታን ከምዘለዎን እዚ ድማ ካብ “…ብንጹህን ሓቀኛን መንፈስ ዝካየድ ግሉጽ ርክብ መሪሕነትን ህዝብን …” ዝመንጨወ ምዃኑ ነቲ ከም ሕቖን ከብድን ተረሓሒቑ ዘሎ ዝምድና ህዝብን መንግስትን ኣመላኺዑ ከቕርቦ ፈቲኑ ‘ሎ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
29 COMMENTS
  • Anbesit November 6, 2013

    Atum sebat ab enternet kolotetko ai tzarebu ab enternet zhantsbmehari wei hwnetawi melekti tsehafu alem keittserfekum. ktsarefu kelekum kea hager wei awraga aitsrefu,asebuut entekonkum neti zgetemegum atsgabi melsi melsulu. mennetu zeifelt mennet kalot yenashu.

POST A COMMENT