[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/03/ኤሪትራውያን-ኣብ-ቃልሲ-ናብ-ቃልሲ.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/03/ኤሪትራውያን-ኣብ-ቃልሲ-ናብ-ቃልሲ.pdf"]
እዚ ዓለቕ’ዚ (ርእይቶ’ዚ) ኣቐዲመ ብዕለት 20\10/2013 ናብ ራድዮ ኤረና ልኢኸዮ ኔረ’የ። ከም ዝበጽሖም ስለ ዘየረጋገጽኩ ድማ ድሕሪኡ ደጊመ ልኢኸዮ ኔረ። እንተኾነ ገና ክሳዕ ሕጂ ከም ዝበጽሖም ስለ ዘይፈለጥኩ፡ ሎሚውን ነዚ ሓድሽ መደባቶም ኣካቲተ ብመገዲ ኣሰና ኣቢለ እልከሎም ኣለኹ። ኣብዚ ‘ስለምንታይ እዚ ኹሉ ድኻም?’ ዚብል ሓታቲ
መሰረታዊ ኣተሓሳስባ ህግደፍ ኣንጻር ናይ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ኣተሓሳስባ ብምዃኑ ዝሓለፈ23 ዓመታት ጥራሕ ዘይኮነ ሕሉፍ ታሪኽ ገድልና ምልስ ኢልና ክንግምግሞንእቲ ሓቀኛ ትርጉሙን ዕላምኡን ክስነድን እዚ ዘሎ ወለዶ ብኽብሪ ክዕቅቦን ይግባእ፡ጉጅለ ህግደፍ ንታሪኽ ገድልና ዘይትርጉሙ ሂቦም ዘይሕብሩ ቀቢኦም ስኑዕ ታሪኽ ከውርሱናከይተሓለሉ ሰሪሖም ጥራሕ ዘይኮኑ ቅያ ሓፋሽ ተጋዳላይ ከም ናይ በይኖም ውርሻ መንዚዖም ብጅግንነቱ ንሶም ክወራዘይሉ ብዘይሕፍረት ምርጫ ወሲዶም፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/03/Weldu_12032014.pdf"]
ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዓባይ ብሪጣንያ ትማሊ ቀዳም ሸሞንተ መጋቢት ኣኼባኡ ኣካይዱ። ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዓባይ ብሪጣንያ ትማሊ ቐዳም ሸሞንተ መጋቢት ኣኼባ ብምክያድ፡ እቲ ማሕበር ካብ ዝምስረት ኪሳዕ ሕጂ ንዘካየዶ ንጥፈታት ገምጊሙ፣ ዝምራሓሉ ዓንዲ ሕግን ውሽጣዊ መምርሕን ተዛትዩ ብምጻድቕ ነቲ ማሕበር ዘገልግሉዎ
2ይ ስሩዕ ጉባኤ ማሕበር ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር፣ ጨንፈር ስቶክሆሎምን ከባቢኣን ብዓወት ተዛዚሙ። ማሕበር ስምረት መንእሰያት ንድሕነት ሃገር ኤርትራ ጨንፈር ስቶክሆልምን ከባቢኣን 2ይ ዓመታዊ ጉባኤ ዕለት 01 መጋቢት 2014 ኣካይዱ። ኣዳላዊት ኮሚቴ፣ ጉባኤ ንምዕዋት ዝመጹ ተሳተፈቲ ምስጋና ኣቕሪባ። ብዝክረ ሰማእታት ጉባኤ ከፊታቶ። ኣዳላዊት ኮሚቴ ጉባኤ ንምክያድ ዝተዋባ
ትጽቢትን ርድኢትን ቃልሲ ኤርትራ መሬታ ነጻ ጌርካ ሉዕላውነት ሃገርን ደሞክራሲን ኣረጋጊጽካ “ሕረስ ሓረስታይ ንገድ ነጋዳይ ተመሃር ተመሃራይ ወዘተ” ተባሂሉ ሕዝቢ ኤርትራ ብቅሳነት ንኽነብር እዩ ኔሩ። እንተኾነ ድሕሪ ናጽነት 1991 ኤርትራን ሕዝባን ካብቲ ጭኮና ሃይለስላሴን ደርግን ብዝገደድን ዝተዓጻጸፈን ግፍዕን መከራን ጥሜትን እዩ ኣጓኒፍዎ። ብሕልፊ ኣብዚ እዋን
Fetsum: Eritrean opposition forces under examination III The FORUM from the last article: Genet-orginal: “It is time for all Eritreans who want change and democracy in Eritrea, to challenge these fragmented groups to wake up and do the right thing. I think what we need is if they
By Araya Debessay I believe the Eritrean people expect Eritrean scholars to objectively and critically assess the ills of the nation and offer bold and constructive suggestions for the good of their country and the Eritrean people. Eritrean scholars should assume this responsibility as their national
ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ሕማቕ ጓሳ መንነቱን ክብሩን ተቐንጢጡ ከም ህዝብን ሃገርን ህላዌኡ ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ናይ ጽባሕ ዕድሉ እንታይ ከም ዝኸውን ኣብ ዘይተፈልጠሉ እዋን ኣብ ወጻኢ ዝነብር ክፋል ሕብረተሰብና ግን ብፕሮፓጋንዳ ህግደፍ ዓዊሩ "ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ" ብዝብል ናይ ምእዙዝነት ቋንቋ እንዳዘመረ ናይ'ቲ ኣብ ውሽጢ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/03/Woldu_1Heart.pdf"]
ምዕራፍ 6፡ ዑደት ጋናን ምፍላይ ፍላንሳን ሕግታት ንበይኖም፡ ንህዝቢ ሓሳቡ ናይ ምግላጽ መሰል ከውሕሱ ኣይክእሉን’ዮም። ነፍስወከፍ ሰብ ክይተሸቝረረ ርእይቶኡ ክገልጽ እንተ ኾይኑ፡ ኣብ ምሉእ’ቲ ህዝቢ ናይ ተጻዋርነት መንፈስን ባህልን ክምዕብል ክኽእል ኣለዎ። ኣልበርት ኣንሽታይን እቲ ምስ ማክሮ ፖሊሲ ተወሃሂዱ ዝተነድፈ እናተባህለ ነዊሕ ዝተዘርበሉ
ዎ…………… ዉጩ፡ 07-03-14፡ ክቡራት ተኸታተልቲ፡ አዛ ጽሕፍቲ ኣብ ግዜኣ ዘይምውጻኣ ይቕሬታ። ኣየ ዓለም ጣልማይ!! ኣየ ንእስነት ኣየ መልክዕ ኣየ ቆራጽነት ተጋዳላይ ሜ/ር ጀነራል ገብረእግዚኣቢሄር ዓንደማርያም(ዉጩ)። ሓቂ ንምዝራብ ኣብቲ ዝሓለፍናዮ ንቡር ዝተሓረሞ ጸሊም ናይ ቃልሲ ዘመን፡ ብመስዋእቲ ንዝተፈለዩና ብጾት እንትርፎ እታ መግነዚት ሜትሮ ዓለባን ከምኡ ድማ ክንዲ ቀብሪ፡ ተዝካርን
እቲ “መዕርነት ደቂ ኣንስትዮ ምርግጋጽ ማለት: ግሳጋስ ኩላቶም ኣባላት ሕብረተሰብ ምርግጋጽ ማለት እዩ “ (Equality for women is progress for all ) ኣብ ትሕቲ ዝበል ቴማ ኣብ መላእ ዓለም ዝተኸብረ ማዓልቲ ድቂ ኣንስትዩ ኣብ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ውን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተዘኪሩ ኣምስዩ። እቲ መደብ በቲ
https://www.youtube.com/watch?v=gE_rdxpS3Ts
ብተደጋጋሚ ግዜ ኣብ ጉያ ቀዳመይቲ እናወጽአት፣ ስደተኛ ጥራይ ብምዃና ብእስራኤላውያን ካብ ሽልማት ዝተኣገደት ጓል 13 ዓመት ኤርትራዊት ተቐዳዳሚት ራሄል ገብረጻድቕ፣ ኣብቲ ትማሊ ኣብ ደንቨር (ኮሎራዶ) ዝተኻየደ ጽምብል ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብ ኤርትራውያን ደቂ ኣስንትዮ ንለውጢ ጽዋእ ተሸሊማ። ተሳተፍቲ ናይቲ ጽምብል ከኣ ነታ ብልጽቲ ኤርትራዊት
ደቂ ኣንስትዮ ንለውጢ ኣብ ኤርትራ ከምኡ ‘ውን ባይቶ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ንለውጥን ፍትሕን ኣብ ኮሎራዶ ትማሊ ብኣጋጣሚ 8 መጋቢት ኣብ ምሕያል ህዝባዊ ምንቅስቓስ ዘተኮረ፣ ካብ ዝተፈላለየ ክፍሊ ሃገራት ሰሜን ኣመሪካ ንስዓታት ብነፈርቲ ተጓዒዞም ዝመጽኡ ኣጋይሽ ዝተሳተፉዎ ዕዉት ዓወደ መጽንዕቲ ኣካይዶም። ኣብቲ ድሕሪ ቀትሪ ተሳታፍነት ደቂ ኣስንትዮ ኤርትራ
እተን ዋዓሩ ዐለት 8 መጋቢት 2014 ኣለኹ 1 በሊ ተባዕ ዋዕሮ ፡ ሞያኺ በየን እየ’ሞ ክጅምሮ፡ ጽላል ሕብረተሰብ ዓባይ ዳዕሮ፡ ንስኺ ዘይብሉ ኩሉ ይቖሮ። እቲ ኒሕ መሊኡ ክፈስስ ከሎ፡ ዘይነፍስኺ ጸርኪ ገፊሕ ክዳን ዝኸዎሎ፡ እወ ነርኪ! ኣብ’ቲ ዘብዘብ ታሓናነቕ ዉዕሎ፡ ሕፃን ተወጊኡ ኣብ ከብድኺ ከሎ፡ ከማኺ መን ኣሎ’ሞ ዝኽእሎ? ። ኣዝመራ’ኺ ትወን ናይ ክረምቲ፡ ኣደ ሽሻይ ከም
ዉጩ፡ ብሰላም ኣዕርፍ (So long Wuchu) ንስድራ (ኣባላት) ጅግና ህዝባዊ ሰራዊትን ንመላእ ኤርትራን ጽንዓት ይሃብኩም። ሰብ ሕጽረታት ከይተፈልዮ ካብዛ ዓለም ኣይፍለን እዩ። ውሑዳት እዮም ንሕጽረታቶም በዲሆም ልዕሊ እቶም ኩሉ ዝተዓደሉ ብጾቶም ጎሊሖም ዝረኣዩ። ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ፍትወትን ኣኽብሮትን ብጾቶም ዘጥረዩ ውሑዳት ዕድለኛታት ዝልለዩሉ ጠባይ እንተሎ ንሕጽረታቶምን ውሱንነት ዓቕሞምን
http://www.youtube.com/watch?v=mI8M2B5aLqo
https://www.youtube.com/watch?v=MRHszB5OJfs
ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ካብ 1971 ኣትሒዙ ብተወፋይነት ዝተጋደለ፣ ሜጀር ጀነራል ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ብሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ዓሪፉ። እቲ ኣብ ግዜ ገድሊ ናጽነት ኤርትራ ምእንቲ ህዝቡ ሃገሩን ብጅግንነት ዝተዋግአን ዘዋግአን ውጩ፣ ከም መብዛሕትኦም ጀነራላት ኤርትራ፣ እቲ ሓራ ዘውጽኦ ህዝቡ ብውልቀምልካዊ መራሒ ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እናተጨፍጨፈን
Europol has issued a warning to EU law enforcement authorities about the kidnapping of irregular migrants from Eritrea and the subsequent extortion of money from relatives or friends residing in Europe. In some cases, the ransoms extorted from European contacts have ranged from EUR 4400
WHO IS LETTING ERITREA DOWN? Ezana Sehay 03/05/ 2014 Eritrea is at a critical juncture. It is facing a fundamental threat: its unity is under assault, social norms are deteriorating, and the economy is in an extreme derailment. All these as the consequence of Isayas’s pitiful iniquitous
Fetsum: The opposition camp in examination II In my last article I discussed how brittle the EDA has been in communicating with us the people it claims representing let alone with the international politicians living in the same City called Adiss Ababa. If you are one
‘ስዉእ ተዛሪቡ’ ብዝብል ኣርእስቲ ብኤርትራውያን ስነጥበበኛታት ዝተዳለወት ፊልም፣ ብ 28 ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብወግዒ ተመሪቓ። ኣብቲ ድሙቕን ምዕሩግን ኣጋጣሚ መኽፈቲ፣ ኣብታ ፊልም ኣበርክቶ ዝገበሩ ስነጠበኛታት ከኣ ምስክር ወረቐት ተዋሂቦም። እታ ፊልም ንምርኢት ቅድሚ ምቅራባ ኸኣ፣ ዕዱማት ኣጋይሽ ድራማዊ ሙዚቃ ተዓዚቦም። እዚ ዝስዕብ ቃል ናይታ ጉጅለ ስነጥበበ ከኣ
ብቀዳም ዕለት 01-3-2014 ኣብ ሆላንድ ከተማ ሮተርዳም ኣስታት 300 ኤርትራዊያን ዝተሳተፉዎ ንህዝቢ ኤርትራ ሓድነቱ ኣደልዲሉ መጻኢ ወለዶ ኤርትራ ዘውሕስ፡ ብቅዋምን ሕግን እትመሓደር ኤርትራ ንምምስራት ንመሰልካን መሰል ህዝብኻን ደው ኢልካ ክትቃለስ ሓቦን ጽንዓትን ዘስንቕ፡ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ኣካይዱ። ዶር. ተወልደ ተስፋማሪያም(ወዲ ቫካሮ) ልክዕ ሰዓት 14፡30 ኣብ’ቲ
http://www.youtube.com/watch?v=ajPUj2ym-tQ&feature=youtu.be
ዘይተገብረ ‘ምበር ዘይተዘርበ የለን!! ኣንቱም ሰባት! ናይ ማይክሮፎንን ተጋደልቲ ኴንና እምበር ተሪፍና። ኣብ 1990፣ ኣብቲ ደጀን ሓርነታዊ ቓልስና ዝነበረ ሳሕል፣ ባህሊ ውድብ ተደኵኑሉ ኣብ ዝነበረ ዓራግ ዝብሃል ቦታ ብሓደ ሱዳናዊ ምሁር ድራማ፣ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ፣ ካብ ባህሊ ውድብን ጉጅለታት ባህሊ ክፍለሰራዊታትን ዝተዋጽኡ ደረስትን ተዋሳእትን ዝተሳተፉዎ ናይ ክልተ
ፍንጫሕ መሰንገለይ……. 04-03-14 መጋቢት ሸሞንተ፡ ጭኮናና ተቐንጠጠ፡ መጋቢት ሰላሳ፡ ጭኮናና ተመሊሳ፡ ……………… ናይዚ እዋን ፖለቲካ ሸሞንተ መጋቢት!!!!!!!!!!!!!! ………………….፡ ኣነ ድማ እንድዕለይ፡ መፈጠረይ ግዲ ፈቃር ኮይናስ ከምዛ ብፍሉይ ትብጻሓኒ፡ ነገር ናይዛ ትመጸና ዘላ ክፋል ዓመታዊት ኣህጉራዊት በዓል እንክለዓል ምሒር ኢያ ተቕለውልወኒ። ውራይ ጓለንስተይቲ ክሳብ ዝኾነስ ወራይ ወላዲተይ፡ ጓለይን
ፖሎቲካዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ መድረኻዊ መደባት ምርኩስ ብምግባር፡ ውደባን ርኽባትን ኣብ ቀጽሪ ኤዲኪ ንህዝባዊ ጨንፈር ርኽብ ብ02 መጋቢት 2014 ርኽብ ኣካይዱ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/03/NDA_Meeting03032014.pdf"]
Fetsum: Eritrean opposition forces under examination In this topic, I tend to discuss the opposition forces with the very limited information I came across the media. I apologize ahead for my ignorance and please make sure you understand that this is only my subjective input based