Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጨጕጓር ዳንጋ ገብረእግዚአብሔር ዓንደማርያም (ውጭጩ) ዐሪፉ እውን ከዓ ባዕላ ዒጫ ናብ እቶም ዝ ተረፉ

ገነራል ውጭጩ መዊቱ ኢስያስ አፈወርቂ ተዘሚቱ መን ይርከብ መዳርግቱ ግን  እዩ ሐደ ሰብ ብዙሕ ከኢላ አብ ቦታ ናይ ውጭጩ ንስሱ ይከእል ከተበ ካልእ ጕሒላ   ግን እቲ ዓድዲና እዩ ቅሉት ብዙሕ ናይ እታ ዝናብ ምስ አየን ይከኣል ፈረየ ሰውዊት ንምንታይ እዩ ምጹእ ጉዱል

ገነራል ውጭጩ መዊቱ

ኢስያስ አፈወርቂ ተዘሚቱ

መን ይርከብ መዳርግቱ

ግን  እዩ ሐደ ሰብ ብዙሕ ከኢላ

አብ ቦታ ናይ ውጭጩ ንስሱ ይከእል ከተበ ካልእ ጕሒላ

 

ግን እቲ ዓድዲና እዩ ቅሉት

ብዙሕ ናይ እታ ዝናብ ምስ አየን ይከኣል ፈረየ ሰውዊት

ንምንታይ እዩ ምጹእ ጉዱል እቲ ምኽሪ ናይ ሐደ ህኑት

ዝ ነበረ ይከፍል አርትራ ናብ እቶም ቍርራጻት

ምእንቲ በለ ሕርራይ ናብ እቶም መቐልቲ ሐሳባት

 

ውጭጩ ነበረ ሐደ ሰብ ፍጽጹም ዳንደ

ካብ እተን አታኽልቲ: ኦም ዘይተገልደ

ካብ እቲ ጣዕሚ: በደል

ካብ እታ መንገድዲ: ገደል

ካብ እተን እንቋቝሖ: አጐል

 

ውጭጩ አይነበርን ይፈልጥ እታ ጀኦግራፍያ

ምእንትኡ እታ ጃፓን ነበረት ጥቓ እታ ሊብያ

እታ ኣመሪካ ጐረበት ናይ ስዑድያ

እታ ኢጣልያ መንጎ ኢትዮጵያ እውን ሶማልያ

እዩ ምእንቲ እዙ ዝ ንስሱ ነቢሩ ገነራል ናይ ሻዕብያ

 

ንስሱ ነበረ ይፈልጥ እተን ፈደላት ሀ, እውን ሐ

ግን አይበጽሐን ከትቶ ናብ ፈለጠ እተን ፊደላት ተ, እውን አ

ንግደፈን እተን ካልእ ፊደላት ከም ከ, እውን ዐ

ሽሕክኳ እዚ ነበረት ኩልላ ትብልራዕራዕ

አብ ቅድሚ ናይ እታ ናቱ በትሪ ወይ ስልላዕ

 

አይነበረቶን እታ ክእለት ናይ ጸሐፈ ወይ አንበበ

ትርፎ ናይ ሰምዐ እውን ተዛረበ

እምበአር ነበረ ይገብር ሐደ ጸብጻብ ምስ እቲ ሐገዝ ናይ አጻብዕቱ

እንክ ነበረ ይዕድድል እተን ጠያይቲ እውን ዋላቱ

ወይ እንክ ነበረ ይቅብበል ወረ ካብ እቶም ጊላታቱ

 

ከም እታ ስርዓት ናይ መዓልቲ

ነበረ ስሙይ ናይ እተን ዘረፋ ናይ አንስቲ

ከዓ ነቢሩ እቲ ጐይታ ናይ እታ ግፍፋ

ዝ ነበረት ትሽፍፍን ካብ እቲ ወደብ ዓሰብ ናብ እታ ከተማ ናቕፋ

ትሕቲ እቲ ጠበንጃ ወይ ማንታአፋ

 

ንስሱ ነበረ ይሰርዕ እቲ ፍጽሚ ቅድሚ እቲ ጭብጢ

እታ ሐሶት ቅድሚ እታ ሐቅቂ

እቲ አመል ቅድሚ እታ ቪርቱ

እታ ሀገር ድሕሪ እቲ ሺመቱ

እንተ አይነበረን እዙ አይምከአለን ነበረ ሐደ ከንቱ

 

ውጭጩ ነበረ ሐደ ሰብ ልብሱ: ጹራራ

እታ ስልጣኑ: ብዘይ ዶብ ወይ ዳርቻ

እታ ቤቱ:  ቪልላ

ማክኪናኡ:  ቫሊላ

ዋርድያኡ:  ሰብ-ተዅላ

 

Eyob Ghebreziabhier   Gizie-lewTi.com   Swiss መግ-ጋቢት 8, 2014.

aseye.asena@gmail.com

Review overview
47 COMMENTS
  • yonas March 16, 2014

    nay hasusat gedli, tewasio bereka, kab gusina ziwetse degami zerebas bzaeba karneshm zeyfelitsi entay bzaeba Eritrea yekalso…??? yegdas tegadelti eko 1, sidraom/ abuom zisegogom 2, leyabu adi 3, serekti 4, seb ziketelu emo hadimom me-ekobi ziseanu 5, awalu 6, denakur ziakebe hibret eyu.

    kemu sile zikone timali nihadhdu endatebalie bzuhat askitom. hiji wn deki siwuatn deki civiln endatefu, endamotu hager endabereset sik elom yirieyu alewu.

    hope we back to the hags and arms of our mother Ethiopia. the dormant’s silly straggle comedy ended up in double loss. loss of nation and nationals. hope as wuch the rest don’t stay long.

  • halengi March 17, 2014

    silmti demhit entay malet eyu megemeria kimliselki

POST A COMMENT