ሓደ ካብቶም ኣብ ከተማ ቦስተን ዝነብር ናይ ፌስቡክ የዕሩኸይ: ኣብ ማራቶን ቦስቶን ኤርትራዊ መቦቆሉ ይመርሕ ኣሎ ዝብል ጽሑፍ ምስ ኣውጽአ: ኣብ ቦታ ስራሐይ ኮይነ: ነቲ ውድድር ላይቭ ተኸታቲለዮ:: ዋላ'ኳ ከም ኣመሪካዊ ይወዳደር: እታ ሕደ ትገብረና ኤርትራዊ መቦቆል ትብል: ናይ ስጋ ስለ ዝቐንጠወትኒ: ከምቲ ቐደም ውድድር
This is an urgent call to all Eritreans concerned with the need to change the dictatorial government in Asmara and the establishment of Justice and democracy in Eritrea. [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/TEWELDE-FINAL-CORRECTED.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=WMTRvTOlPgk&feature=youtu.be
FOR IMMEDIATE RELEASE US Department of Justice Monday, April 28, 2014 Alleged Human Smuggler Extradited to Face Charges in Washington, D.C. Habtom Merhay, a national of Eritrea and a citizen of the United Kingdom, made his initial appearance today in Washington, D.C., federal court to face human smuggling charges for his
Nine news providers arrested on charge of inciting violence Reporters Without Borders is appalled by the arrests of a total of nine journalists and bloggers at the end of last week on a charge of inciting violence. Six members of the Zone 9 blog group’s– Atnaf Berhane, Mahlet Fantahun, Befekadu
ነዚ ኣብ መላእ ህዝብና ብሓፈሻ፣ ኣብ መንእሰያትን ኣዴታትን ቆልዑን ድማ ብፍላይ ዝወርድ ዘሎ መከራን መቕዘፍትን ግቡእ ቆላሕታ ረኺቡ ንምድሓኖም ኩሉ ዝምልከቶ ኣህጉራዊ ትካላትን መንግስታትን ማሕበራትን ንምኩሕኳሕ ብህጹጽ ግዲኦም ንኽገብሩ ዝጠልብ - ዓቢ ሰልፋዊ ጉዕዞ ንድሕነት ህዝቢ - ዓርቢ 23 ግንቦት 2014 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ክካየድ
According to sources from Egypt, an Eritrean collaborator of human traffickers in his late 20s named Frezghi Geremedhin, was found dead last week in the Nile river in Cairo. The cause of his death is not verified yet by the authorities, but there is speculation that
ሕጂ’ውን ዝራብዕ ኣይለምልም መንእሰይ ኣይሳለም!! 28-04-14፡ ሰላም ከመይ ቀኒኹም ክቡራት ተኸታተልቲ። ሓንቲ ሓጻር ነገር ንምባል ኢየ ነዚ ኣርእስቲ ተመሊሰዮ። ኩሉኹም ዝበልኩሞ ብንጹር ተረዲአዮ ክኸውን እትስፎ። “ጭሩስ ብዓቕማ ትሕጎም”፡ ከምዝባሃል ሎሚ እንተተባሃሃልና ንዝሓሸት ጽባሕ’ምበር ሰዓርን ተሳዓርን፡ ረታዕን ተረታዕን ኰንና ክንፈ ላለ ኣይኮነን። ብመሰረቱ ሓሳብ ንሓሳብ ክጋጮ ዘድልየሉ ምኽንያት
As we move on forward tackling the mysterious problems that stand in the way, I expect to be challenged in public from people concerned about the integrity of my last article so that the readers can have a balanced view on the matter. “No Response”
ምዕራፍ 10፡ ክሳብ ተኽሊጥ ርግጽ’ዩ ህዝቢ ኵናት ኣይደልን’ዩ። ‘ሃየ ተወረርካ!’ ብምባል ከም ዝዋጋእ ክትገብሮ ግን ቀሊል’ዩ። ሓንሳብ ኵናት ምስ ተጀመረ ድማ ነቶም ኵናት ዝቃወሙ ሰባት ከም ትሕተ ሃገራውያን ተጸልሞም። ሄርማን ጐሪን ኣባላት ባዶ ትሽዓተ ምስ ተኣስሩ እንዳ ወንጀል ከም ስርዓት’ያ ተበጽቢጻ። ኣነ
ማሕበር ኤርትራውያን-ኣመሪካውያን ኣብ ኣትላንታ ጆርጅያ ንምሕዳስን ንምስፋሕን ብ ቐዳም 26 ሚያዝያ ኣብ ኣትላንታ ኣብ ዝተኻየደ ልዕሊ 500 ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣትላንታ ጆርጅያ ዝተሳተፉዎ ማዕከን ገንዘብ ናይ ምስሳን (ናይ Fundraising Raising) ዕዉት ምሸት ልዕሊ 63 ሽሕ ዶላር ገንዘብ ክዋጻእ ከሎ፣ ህቡብ ድምጻዊ ወዲ ትኳቦ ከኣ ድሙቕ ምርኢት ከምዘቕረበ
https://www.youtube.com/watch?v=IL1Ss7sU4xA
ቀዳማይ ሚኒስተር ደቡብ ኮርያ Chung Hong-won ብስንኪ ‘ቲ ብ 16 ሚያዝያ 476 ተማሃሮን መማህራንን ጽዒና እናተጓዕዘት ሓደጋ ገጢሙዋ ድሕሪ ምጥሓላ ኣብ ልዕሊ ኣማኢት ተመሃሮን መማህራንን ናይታ ሃገር ዝወረደ ሞትን ምጥፋእ ሃለዋትን ብወለንታኡ ካብ ስልጣን ከምዝተሰናበተ ማዕከናት ዜና ደቡብ ኮርያን ዓለምን ሎሚ ገሊጸን። በቲ ናይ መርከብ ሓደጋ
South Korean Prime Minister Chung Hong-won has resigned amid criticism of the government's handling of the sinking of a passenger ferry. He said the "cries of the families of those missing still keep me up at night". Mr Chung will stay in his post until the disaster
https://www.youtube.com/watch?v=hHP6DwyFK5w&feature=youtu.be
ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ነበርቲ ስዊዝ : ነዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ሓቢርካ ንምምካትን : ከም ኤርትራውያን መንነትናን ክብረትናን ዝኽበረሉ ብሓድነትና ስለ ዝኾነን ስለዝረጋገጽን ንዕለት 04/05/2014 ንመላእ ኤርትራዊ ደለይ ፍትሒ ዘስትፍ ክፉት ኣኼባ ስለዘለና ኩሉኹም : ዝተወደብኩምን ዘይተወደብኩምን ብዉልቂ ይኹን ብዉክልና ክትሳተፉ ንዕድም :: [gview
እቲ መብራህቲ ምስ ወሰዱዋ ኣቋሪጹ ዝነበረ ጓይላ ናይ ጎረቤትናውን ብኡ ንብኡ ስለ ዝጀመረ፡ ‘እሞ በሉ ኣቦይ ቀኛዝማች መዓረይ፡ ኣነስ ክገድፈኩም፡ ኣብዛ ጓይላ ቅልቅል ኢለ ክመጽእ፡ ንስኹምውን ኣብ መገዲ ውዒልኩም ደኺምኩም ኢኹም ዘለኹም እሞ ኣዕርፉ፡ ጽባሕ ከነዕልል ኢና።’ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Mesinas_Qenezmach_3rd.pdf"]
Farajat : Melbourne Under the direct supervision of the former Eritrean Consul to Australia, Bashir Idris Nour, the consulate in Melbourne made an extortion campaign of collecting the illegal "2% tax" which is already condemned by many countries including Australia. This condemnation is made on the
ካብ ኣስመራ ተበጊሶም ብሞልቍ ሓሊፎም ናብ ኢትዮጵያ ክሰግሩ ዝፈተኑ፣ ወዲ 8 ዓመት ምኪኤል ክብሮም ሓብቱ ጓል 12 ዓመት ዮርዳኖስ ክብሮም ከምኡ ‘ውን ኣኽበረት ፍረዝጊ ዝተባህለት ጓል 25 ዓመት ኣሞኦም፣ ወላኹ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ሬሳኦም ብኣራዊት ተበሊዑ ከምዝተረኽበ ምንጭታት ሓቢሮም። መንነት ናይዞም ንኽልተ ኣዋርሕ ደሃይ ኣጥፊኦም ዝጸንሑ
https://www.youtube.com/watch?v=MMEClnVc5Cw&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Collen.pdf"]
Fetsum: Light inside the darkness of the Vaccaroian movement of unification; Part I Narrative: I will discuss brother Vaccaro’s latest message by assenna on April 20, 2014 (ሃገራዊ ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ ካብ ሓውኹም ካቫ. ዶክቶር ተወልደተስፋማሪያም (ወዲ ቫካሮ)) in two parts. There is only one reason that agitated me to share my opinion on his message in Assenna: It sounds very
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Weldu_Tek_Identity-1.pdf"]
ዝራብዕ ኣይለምልም፡ መንእሰይ ኣይሳለም። 23-04-14፡ ኣቐዲመ ንብሙሉኡ ህዝብናን ሃገርናን ርሑስ ፋሲካ ክኾነልና እምነ። ፈጣሪ ነዛ ዓለምና ሰላም ከውርደላ’ውን ምሒር እጽሊ ። ቀጺለ ከምሓደ ኣረጋውን ኣማኒ ኦርቶዶክስን ፍትሓተ-ጾመ-ልጓም ንምጽምባል ኢለ ቤተ-ክርስትያን ክስዕም ምስከድኩ ብ ዛዕባ ዘጓነፈኒ ከዕልለኩም ብምንቃደይ ምክትታሉ ናትኩም ይኹን። ካብ ብዓርቡ ኣትሒዘ ነቲ ስነ-ስርዓት ስለዝቐነኹሉ ከም
ብሳልሕ “ጋዲ” ጆሃር ትርጉም፡ ማሕሙድ ሳልሕ መእተዊ፡ እዛ ትስዕብ ጽሕፍቲ ሓው ሳልሕ “ጋዲ” ጆሃር ነቲ ብመጋቢት 29፡2014 ብስም “ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ-መታሕት” ኣብ ለንደን ዝተጋብአን ዘውጸኦ መግለጽን ኣመልኪቱ ብእንግሊዘኛ ዝጸሓፎ ርኢቶ ትርጉም እያ። እቲ መበቆላዊ ጽሑፍ ብሚያዝያ 17፡2014 ኣብታ ንሱ ዝመስረታን ዘካይዳን ዓዋተ.ኮም (Awate.com) ኣውጺእዎ። ብእንግሊዘኛ ክተንብብዋ ንእትደልዩ ኣብዚ
https://www.youtube.com/watch?v=uvNgKkCeGro&feature=youtu.be
yesterday I was chatting with hamdy al azazy, the egyptian activist who is actively involved in helping refugees in the sinai deserts. . . .while discussing on how i can be of little help towards freeing two eritrean girls from cairo police station, , he
‘ኣብቲ በረኻ ግን እኮ እዞም ተጋደልቲ ኣቦይ ቀኛዝማች፡ ብሓንቲ ክዳን’ዮምይናበሩ ኔሮም!’ ደገምኩ ኣነውን ባህሊ በረኻ'ዩ ንምባል። “ችላ ስቕ በል! በዛ በረኻትብሃል ዘረባ’ኮ መዓንጣ ከብድና ወጺና! ካን እቲ በረኻ ቅድሜና፡ ቅድሚ ወለዶምዝፈለጡዎ መሲሉዎምሲ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Qenazmach_Mesinas_2.pdf"]
by BILL CHAPPELL April 21, 201412:11 PM ET In the men's field of the 118th Boston Marathon, American Meb Keflezighi ended a 31-year drought for U.S. runners, after holding off Wilson Chebet of Kenya in a race that came down to the final mile. According to race officials, Keflezighi, 38,
https://www.youtube.com/watch?v=o0fhRcwX8m8&feature=youtu.be
ሃገራዊ ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ ካብ ሓውኹም ካቫ. ዶክቶር ተወልደ ተስፋማሪያም (ወዲ ቫካሮ) ክቡራት ኤርትራውያን ኣቦታትን ኣደታትን፡ ኣሕዋትን ኣሓትን፡ መንእሰያት ደቅናን ብሓባር ኣቐዲመ ዝዓዘዘ ሰላምታይ የቕርበልኩም። ኣስዒበ ነዚ ህጹጽ መጸዋዕታ ንኽትቅበሉኒ ብትሕትና ይላቦ። እዚ ህጹጽ መጸዋዕታ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ዲክታተራዊ ስርዓተ- ኣልቦ ዝኾነን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጽሞ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/MoviePremiere-Washington-DC.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=ARgrEglgYBU&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Weldu_Corect_SL.pdf"]
The mysterious breakaway of the Eritrean former pilot, Dejen Andehishel, from high-security prison in Asmara (Carchelli) and his subsequent disappearance is still unresolved and a matter of great concern to the senior security authorities in Asmara according to demo.archive.assenna.com sources from Eritrea. After more than one
ሜጀር ጀነራል ገረዝግሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ብሕማም ምኽንያት ከም ዝዓረፈ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓንቲ ሰዓት ኢዩ ተረዲኡ። ተቐቢሩ ዝተርፍ ምስጢር ስለዘየለ፡ ውጩ ብሕማም ድዩ ዓሪፉ ወይስ ናይ ዓሊ ሰይድ ከኒና ኢያ ረኺባቶ ዝግ ኢልና ክንፈልጥ ኢና። ልዕሊ ሞት ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ገዳይም መራሕቲ ግን፡ ሃገር ብምልእታ ትመውት ከም ዘላ
ብቀዳምነት ንብሉእኩም አምበብቲ ፤ ምስጋናይ ክገልጸልኩም ይፈቱ። ብዝሃብኩምኒ ርእይቶታት አምቢበ ዕግበት ውን ፈጢሩለይ። ዝያዳ ክሰርሕን ፤ ብዓሚቑ ተገንዚበ ፤ ክቅጽልን ድማ ለብዋኹም ዳግማይ አይፈለየኒ። ዘለኩም ሓበረታ፣ ነቀፈታታትን ርእይቶታትኩምን ድማ ፤ ሃናጺ ስለ ዝኾነኒ፤ ሓደራ ከም ወትሩ ፤ ሃገዝኩም አይፈለይኒ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/ኤሪትራውያን-ካብ-ቃልሲ-ናብ-ቃልሲ-5ይ-ክፋል..pdf"]
ምዕራፍ 9፡ ኣባላት ካሜራ 15 ንዓለም ረስዑዋ። ኣብዚ ህይወት ካልእ ትርጕም’ዩ ዘለዋ። እዛ ሃገር’ዚኣ መዓስከር’ያ። ኣብ ናይ ጆግራፍ፡ ናይ ስነኣእምሮ፡ ወይ ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ የላን። እዛ ሃገር’ዚኣ፡ እታ 99% ካብ ህዝባ ክነብዕ ከሎ ሓደ ሰብ ዝስሕቀላ ሃገር’ያ። ኣለክሳንደር ሾልዘኒስቲን 4. ዓብደላ፡