Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: Messages of Hope and Justice on Easter – Saturday, 19th April, 2014

https://www.youtube.com/watch?v=ARgrEglgYBU&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
6 COMMENTS
  • Mesinas April 20, 2014

    ስብሓት (ምስጋና) ነቶም ነቲ ን23 ዓመታት ንቡር ዝሰኣነ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብመራኸቢ ብዙሃን ኣቢልኩም ንቡር ዘስማዕኩሞ ኣሰናውያን። ኣብ ኩሉ ኣውደኣመትን መንፈሳዊ በዓላትን፡ ብዘይካ ጓይላን ዳንኬራን፡ ምህለላን ምስጋናን ከምኡውን መዝሙር ሰሚዑ ዘይፈልጥ፡ ብድያብሎስ ዝርገጽ ዘሎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብመራሕቲ ሃይማኖት ኣቢልኩም መንፈሳዊ መግቢ ስለ ዝመገብኩሞ ደጊመ ከመስግነኩም ደስ እብለኒ። ኣገናዕ ኣሰና!

    ትማሊ ምሸት ነቶም ብኣርፓፔ (ሊቀ ጳጳሳት) ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ናይ ሲኖዶስ መዓርግ ዝተዋህቦም መራሒ ሃይማኖት ሃገርና፡ ንሓንቲ ካብ ሰለስተ መስመር ዘይትሓልፍ ጽሕፍቲ ንኸንብቡ፡ ዘሕለፉዎ ወጥሪ ምስ ተዓዘብኩ፡ ስለኦም ጸልየ። ንነብሰይውን ኣዝየ ሓዚነላ። ነታ ዘይትቕየር ዓመት ዓመት ብጽሑፍ ዘንብቡዋ “ንሕሙማት ንብጻሕ፣ ንሕዙናት ነጸናንዕ!” እትብል መግለጺት፡ ምምባባ ስኢኖም ኪዋጠሩ ክትርኢ እንከለኻ፡ ነዘን ክልተ ፍረ ቃላትሲ እንታይ ጽሑፍ ምንባብከ ኣድለዮም ኢልካ ኣብ ክንዳኦም ንስኻ ትጭነቕ! እቲ ጽሑፍ ናይ ኣርፓፔ ኢሳያስ ስለ ዚኾነ ግን ኣይኮነንዶ ሓንቲ ቃል ሓንቲ ፊደልውን ክትስገር ስለ ዘይብላ፡ ብጥንቃቐ፡ በብሓደ ክለቕሙወን ከለዉ ተዓዚብና። ኣምላኽ ሽግሮም ርእዩ ምሕረቱ ይልኣኸሎም! ካብ መቑሕ ድያብሎስ የውጻኣዮም ድማ ንብል። ኣሜን!!!

    ብዙሓት ሰባት፡ ነዞም ሕጂ ካብ ኣቡን ጀሚርካ ክሳብ ሃለቃ፡ በዚ ሳጥናኤል ዚኾነ መላኺ’ዚ ዝእሰሩን ዝሳጎጉን ዘለዉ መራሕቲ ሃይማኖት ብምርኣይ፡ ሃይማኖት ይህሰ ከም ዘሎ ክዛረቡ ይስምዑ’ዮም። እቲ ቀንዲ ሃስያ ናይ ሃይማኖት ግን ብሕጂ’ዩ ዝመጽእ። ገለ የዋሃትውን ብምኽንያት በዓል ፋሲካን ዒድ ኣልፈጥርን፡ ጉጅለ ህግደፍ ወትሩ ጓይላ እንተ ገበረስ ክብሪ ሃይማኖት ዝሓለወ ዝመስሎም ሳዕሳዕቲ ከም ዘለዉ እውን ዚከሓድ ኣይኮነን። ኣብ ቊርኣን’ኳ ኣፍልጦይ ድሩት እንተኾነ፡ ቃላት መጽሓፍ ቅዱስ ግን፡ ፈጣሪ ነቲ ኣብ ክንዲ ጸሎት ህርግዳ (ጓይላ) ዝገብር ህዝቢ ከም ዝጽየፎ’ዩ ዝነግረና። ናይ ዝኾነት ትኹን ኣብ ዓለምና ዘላ ሃገር ከኣ ዋላውን እተን ኣብ ፈጣሪ ዘይኣምና፡ ሕግታተን መሰረቱ፡ ሕግታት መጽሓፍ ቅዱስ’ዩ። ስለዚ፡ ክቡራትን ክቡራንን ኣሕዋት፡ እምነት መሰረትን ድሕነትን ኩሉ ጉዕዞ ህይወትና ጥራይ ዘይኮነስ ዋላውን ካብ ዓለም ምስ ሓለፍና፡ ቀጻሊ ህይወትና ንሱ ስለ ዚኾነ፡ ኣብ እምነትና ክንጸንዕን ነቲ እምነትና ዘጥፍእ ዘሎ ኣሬሜናዊ ስርዓትውን ብስም ፈጣርን ረብን ዓገብ ክንብሎን ክንኩንኖን በዚ ኣጋጣሚ ሕውነታዊ ምኽረይ ክልግስ እፈቱ። የቐንየለይ።

    ርሑስ በዓል ትንሳአ ይግበረልና!

  • ahmed saleh April 20, 2014

    To all Christian followers brothers / sisters
    RUHUS HAWDAMET YIGBERELKUM
    AMLAKH GHIZYE SELAMN RAHAWAN YIFTERNELA

  • Yohannes April 20, 2014

    Wooooooo Emmma, Yeakea Fasica medris bezi lekbate Phlimon tegemro. Ezea hemak. Why weyal sela ZEKONEA!

  • Fessaha April 20, 2014

    I wish to thank Assenna from the deep of my heart for passing this important Easter Spiritual message. I also thank the person for his powerful Easter Message. It is heart warming and touching. Indeed it is time for Eritreans to break out of our fear: Our Lord’s Resurrection is meant to overcome this fear induced by the dictator. Let’s get over our fear and get rid of this Lucifer. We deserve our right and its time…. It’s coming.
    Let’s rise up with Christ.

  • monicasalguero April 20, 2014

    Aman Berkkan hasabkan beti nemot zeshenefe GOITA yeberte-ikan Awet yegonaxfcan.
    bemedebatka Nehezbena eti n24 amet ztenegfelu, Fekren -Tesfan-Emneten-heweneten bemlgaska,
    Amlaken hezbi Eritran xamaka yekfelka.

    Betesa-e gita henqua des belena, Gn hazen win ayterfen kemey:
    Gena Emni Ferhi, Shicona, meflelay, xentet,tsemiet ab lile nefsi wekef Eritrawi zeb-u alo.
    Amlak newexuh yerda-i Ferhatna yekenttelna Amen.

  • sara gual eritra April 20, 2014

    1, thank you assenna KAL AMLAK FIKRI AMLAK slezesmaEkumna
    2.thakyou MESINAS sle bsul riEtoka amlak aezizu ybarka
    3. thank you AHMED SALEH gentle seb (amen)

POST A COMMENT