እታ ቀውጢ ቅብጸት፡ 4ይ ክፋል ጥፍሒ ሓደራ። 08. 11. 15፡ ነታ ትመጽእዘላ መዓልቲ እንታይ ሒዝናላ ኣለና? ነዛ ስእሊ ርኢኹም ምስ ግዜ ብምዝማድ ብዛዕባ’ታ ጾታዊ ማዕርነት ዝሰረታ ሸሞንተ መጋቢት ክዛረብ ከምዝደለኹ እንተመሲልኩም ኣ ይተጋገኹምን። ግና ከምኡ ኣይሓሰብኩን። ብዛዕባ መሰል ደቂኣንስትዮ ግን ብዙሕ ክበሃል እሰምዕ። ስለ ባህታ፡ ስለ ርውየት፡
እታ ቀውጢ ቅብጸት፡ 4ይ ክፋል ጥፍሒ ሓደራ። 08. 11. 15፡ ነታ ትመጽእዘላ መዓልቲ እንታይ ሒዝናላ ኣለና? ነዛ ስእሊ ርኢኹም ምስ ግዜ ብምዝማድ ብዛዕባ’ታ ጾታዊ ማዕርነት ዝሰረታ ሸሞንተ መጋቢት ክዛረብ ከምዝደለኹ እንተመሲልኩም ኣ ይተጋገኹምን። ግና ከምኡ ኣይሓሰብኩን። ብዛዕባ መሰል ደቂኣንስትዮ ግን ብዙሕ ክበሃል እሰምዕ። ስለ ባህታ፡ ስለ ርውየት፡
መበገሲ ናይ ሎሚ ጽሑፈይ “ጋዜጣዊ መግለጺ ቊ. 5 ሓደገኛ ጉጅለ ስለያ ህግደፍ ተደምሲሳ።” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተጸሓፈ ብስሙር ደሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ ዝተጸሓፈ ‘ዩ። ነቲ ዝተወሃበ ጋዜጣዊ መግለጺ ከድምቆ ስለዝደለኹ ‘ምበር ሓዲሽ ሓሳብ ኮይኑ ኣይኮነን። ኣብቲ መእተዊ እቲ ጋዜጣዊ መግለጺ “ደባይ ኣሃዱታት ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ፣ ሃንደበታዊ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/Time-For-Reflections-X-edited.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/ጋዜጣዊ-መግለጺ-ቊ.-5-2.pdf"]
ኣብ ህይስተን ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣባላት ኰሙኒቲ ሓድሽ መሪሕነት መሪጾም ኣብ’ቲ ብቀዳም 7 መጋቢት 2015 ኣብ ኣዳራሽ ዋይኤምሲኤ (YMCA) ዝተኻየደ ዓመታዊ ኣኼባ 7 ዝኣባላታ ፈጻሚትን ከምኡ’ውን 5 ዝኣባላታ ኣማኻሪት ሽማግለን ብኣዚዩ ፍትሓዊን ደሞክራስያዊን ኣገባብ መሪጾም። ኣብቲ ኣኼባ፡ እቲ ኰሙኒቲ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ዓመታት ከካይዶም ዝጸንሐ ሓፈሻዊ ንጥፈታትን ጸብጻብ ኣቕሪቡ።
“FIRST PEACE…, THEN JUSTICE”: Dilemmas of Human Rights Enforcement in Our Times A lecture delivered at Chatham House April 6, 2009 By Bereket Habte Selassie, The William E. Leuchtenburg Professor of African Studies, Professor of Law, The University of North Carolina at Chapel Hill Introductory Remarks The essence of the theme of my lecture
አህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ አብ ዓዲ--እንግሊዝ ከተማ ኖቲንግሃም ብዕለት 07/03/17 ብክብ ዝበለ ስነስርዓት ተጸምቢሉ ዊዒሉ ። ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ማዕረ አሕዋተን ተቓሊሰን ናጽነት እኳ እንተምጸኣ ድሕሪ ናጽነት ግን አብክንዲ አብ ሃገረን ከቢረን መሰለን ተረጋጊጹለን ዚነብራ ገሊኤን ብኩንትራት ናብ ዓዲ ዓረብ ኪስደዳ ገሊኤን ከኣ መሰል ፖለቲካውን
በዓል መጋቢት 8 ኣብ ኖርወይ መጋቢት 8 ብደለይቲ ፍትሒ ኖርወይ ኣብ ከተማ ሽየን ብክብ ዝበለ ድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። ኣብቲ ኖርወጃውያን ዕዱማት ዝተረኽቡዎ በዓል ካብ ምሉእ ኖርወይ ዝተረኽቡ ወኪላት ጨናፍር ምስረት ምንቅስቓስ ንድሕነት ሃገርን ሲቪካዊ ማሕበራትን ካልኦት ደለይቲ ፍትሕን ተረኺቦም ነይሮም። ኣብዚ ብክብ ዝበለ ድምቀት ዝተኸብረ በዓል
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/NEW_March_82015.pdf"]
ህዝባዊ ሰራዊት ንግንባር ናቕፋ ድሕሪ ናይ ዓሰርተ ዓመት ብርቱዕ ውግእ ብለካቲት 1988 ኣፍሪስዎ:: ሽዑ ብዙሓት ጋዜጠኛታትን ተመራመርቲ ታሪኽን ናብ ኤርትራ ኣትዮም:: ሓደ ካብኦም ውሩይ ደራስን ተመራማሪ ታሪኽን እንግሊዛዊ ባዚል ዳቪድሰን ነቲ ዓወት ምስቲ ቬትናማውያን ኣብ ልዕሊ ገዛእቶም ፈረንሳውያን ዘመዝገብዎ ዓቢ ዓወት ብምምስሳል ዳግማይ ዴን ቤን
8 መጋቢት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣያ ዘይብላ ጓል በኻይት ኤርትራዉያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብቲ ን30 ዓመት ዝወሰደ መሪር ተጋድሎ ንኹሉ ባህርያዊ ጸገማት ትጻዊረን ዓቐብን ቁልቁለትን ወሪደን ብመዓልቲ ከቢድ ሙቖት ብለይቲ ቁሪ ኣሳሒታ ከይዓጀበን፣ ነቲ ዘይካኣል ዝመስል ዝነበረ ሓያል መግዛኣትዊ ስርዓት ደርጊ ደምሲሰን ህያዉ ዝገበራ ጀጋኑ ስዉኣትና ክንዝኽር ከለና፡
EPDP Editorial PART II The point is Eritrean people in a deadly historical mistake entrusted Isais with their public space, their fundamental freedoms, their power of citizenry and sovereignty, and their revolution that they achieved in the decades before independence. The root causes of all contemporary Eritrean problems
Women for Change in Eritrea and Eritrean American Community of Las Vegas commemorate International Women's Day 2015. Our annual workshop included our mothers and sisters; where we all sat down together and enjoyed a very productive discussion, with our brothers right beside us like family.
ጽልኢ ኣይነጎሃህር (ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል) (ብደብረ) ኢሳይያስን ጉጅሉኡ ስለምንታይ ‘ዮም ጽልኢ ዘጎሃህሩ? ብፍላይ ኢሳይያስ ስለምንታይ? ኢሳይያስ ክበጽሖ ደሊዩ ዘሎ ናይ መወዳእታ ጫፍ እንታይ ክኸውን ይኽእል? ኣነ ክልተ ግምታት ኣለዋኒ። ሓደ፡ ዲክታተር ብኻልእ ዲክታተር ስለዝትካእ ንሕጹይ ዲክታተር ኣብርሃም ኢሳይያስ ስልጣን ንምስግጋር ባይታ ኣብምጥጣሕ ይዳሎ ከምዘሎ እግምት።
More than 300 000 citizens have fled Eritrea's chaotic national service. This is the story of one conscript. Binyam*, a refugee, lives in Kenya now, closing a circle that began with his birth. He’s making a new start with the help of relatives after escaping from
The head of a Danish fact finding mission to Eritrea defends the division’s findings and stands by the immigration report released last year. The report sparked controversy accross Denmark and was heavily criticized by human rights groups and the Danish Immigration Service itself. The report had also been subject to a probe by an Parliamentary Ombudsman after a request from the Danish
PERTH (miningweekly.com) – The prefeasibility study (PFS) into the Colluli potash project, in Eritrea, has estimated that the project would require an initial investment of some $442-million. The PFS examined a two-module development with an expected production of 425 000 t/y sulphate potash for the first five years of operation, increasing
ዜናታት ውሽጢ ሃገር ኣስመራ፡ ኣብ ዘመን ውርውራ ነብስካ ኣይተዕብራ ዝበሃለሉ ኩነት ኣብ ኤርትራ ብኣባላት ህግደፍን መሳርሕቶምን ብቑሉዕ ይረኣ ከም ዘሎ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። ምግፋጥ ንብረትን ገንዘብን ኣካይድካ ናብ ወጻኢ ምስዳድን፡ ከምኡ’ውን መነባቡሮኻ ኣደልዲልካን ኣውሒስካን ንምህዳምን ብብዙሓት ልሉያት ኣባላት ህ.ግ.ደ.ፍ ምቅርራብ ይኸይድ ካም ዘሎ ዝሕብሮ
መጋቢት 2015 ምሁር ደንቆሮ ዋላስ ሃብታም ስሱዕ እዚ ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሃገርናን ወሪዱ ዘሎ ጸልማት መዋእል ንኸብቅዕ፡ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ዝተዋደደ ሓባራዊ ቃልሲ ከምዝሓትት ንኹሉ ብሩህ’ዩ። ይኹን እምበር ኣድማዒ ፍረ ንምምጻእን ሓፋሽ ንምውዳብንን፡ መሪሕ ተራ ናይቲ ምሁርን ምኩርን ዜጋ ይሓትት። ንኣብነት ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልስና፡ ዝለዓለ እጃም
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/Godefa_Esat.pdf"]
March 03, 2015 (Berlin) – The number of people caught illegally entering Germany has increased with 57,000 cases in 2014 resulting in a 75-per-cent increase compared to 2013, according to newly released police data. The vast majority of illegal immigrants came from war and crisis-torn countries like Syria with 14,029 cases, followed
https://www.youtube.com/watch?v=rdyCmVSZKbA&feature=youtu.be
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 400 ኣባይቲ ዳዕሮ ቃውሎ ክፈርስ ብዘመሓላለፎ ትእዛዝ ዝጓሃየን ዝሰንበደን ህዝቢ ዳዕሮ ቃውሎስ፣ ሎሚ 3 መጋቢት ታቦቱ ኣውጺኡ እዝግዮ ብምባል ነቲ ዓንዳሪ ፖሊሲ ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ክቃወም ከምዝውዓለ ምንጭታት ሓቢሮም። [caption id="attachment_20688" align="alignleft" width="444"] One of the villas demolished by the PFDJ in Tselot,
ከም መእተዊ ናይ ዚ ክፋል ብሳልሳይ ተፈኣትሮኣዊ ሕጊ ኒውቶን ክጅምሮ። ብዙሓት ፊዚክስ ዝተመሃርኩም ነዛ ሕጊ ኣጸቢቆም የስተማቅርዋ እዮም። ሳይንትስት ኒውቶን ኣባል ባይቶ ሃገሩ እዩ ነይሩ። ኣብ ባይቶ ብዙሕ ዘይዛረብ ተዓዛባይ ነይሩ ‘ውን ይበሃል። ኣብ ጥቃ መስኮት ከፍ ምባል የዘውትር ነይሩ። ኣባላት ባይቶ ብጉዳይ ህዝቦም ክካትዑን
ሸሞንተ መጋቢት! 'ኣደ መንበር ሃማደኤ ዞባ ኤውሮጳ፡ ወ/ሮ መብራት ሃብቱ ኣብ መወዳእታ፡ 'ሸሞንተ መጋቢት፡ ኤርትራውያን ደቂ ኣነስትዮ፡ ነቲ ምእንቲ መሰለንን ማዕርነተንን ንምርግጋጽ ዘካይደኦ ቃልሲ፡ ዝግምግማላን ተሳታፍነተን ኣብ ሃገራዊ መደባት ዘረጋግጻላን ዕዝዝቲ ዕለት ሙዃና' ገሊጻ። ሃማደኤ ዞባ ኤውሮጳ፡ ኣስታት 2500 ኣባላት ዘሎዎ ማሕበር'ዩ።' ቃል እታ ንነብሳ "ዓቃቢት
ድሮ ናፊቕናኩም፣ ግን ክንምለሰኩም ኢና! ኣብ ፈለማ ሰማንያታት ኣብ ድሕሪ መስመር ጸላኢ ኣብ ዝነበርናሉ እዋን፣ ካብ ደቡብ ንምዕራብ ካብ ምዕራብ ንደቡብ ጽርግያ ኣስመራ መንደፈራ ቆሪጽና ክንንቀሳቐስ ከለና ዝርእዮ ዝነበርኩ ድሙቕ ባና ኣስመራ፣ ወትሩ ነታ ኣብ ሳሕል፣ ኣብ ሰማያዊ ማልያ ተጻሒፋ ዘንበብኩዋ፣ "ኣስመራ ናፊቕናኪ ግን ክንምለሰኪ ኢና!"
ርእይቶን ምሕጽንታን ንኣሰናን ንኹሎም ደላይቲ ፍትሕን፥ ነቲ ዕድሜኡ ሙሉእ ብጽንዓትን ሓቦን ንፍትሕን መሰልን ዝተቓለሰን ገና ዝቃለስ ዘሎን ክቡር ሓርበኛን ህቡብ ጋዜጠኛን ሓው ኣማኑኤል እያሱ፡ 'ጽናዕ! ኣጆኻ! ኣብ ቃልሲ ክትደፍእን ክትድፋእን ዝነበረን ዘሎን'ዩ!' ብምባል፡ ተስፋ ኣይትቑረጽ ክንብሎ መስሓቕ'ዩ ኪኸውን። ከመይሲ፡ ነቲ ዓመታዊ ኣዝመራ ይኹን ኣይኹን ብዘየገድስ፡ ወትሩ