Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጻውዒት ንዓመታዊ ጉባኤ – ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ጨንፈር ስቶኮልም

ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ጨንፈር ስቶኮልም ዓመታዊ ጉባኤ ይጽውዕ። እዋናዊ ሽማግለ ስልጣና ንጉባኤ ከተረክብ ምዃናን ብኡኡ መሰረት ድማኒ ምርጫ ክግበር ምኻኑን ሓደስቲ ኣባላት ሽማግለ ክምረጹ ምኻኖም ንሕብር። ጉባኤ ዝካየደሉ መዓልቲ ፡ 2015-03-14 ሰዓት፡ 13፡00-19:00 ቦታ፡ ሺስታ ትረፍ ፡ ኖርየ ሳለን ሰላም ን

ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ጨንፈር ስቶኮልም ዓመታዊ ጉባኤ ይጽውዕ።

እዋናዊ ሽማግለ ስልጣና ንጉባኤ ከተረክብ ምዃናን ብኡኡ መሰረት ድማኒ ምርጫ ክግበር ምኻኑን ሓደስቲ ኣባላት ሽማግለ ክምረጹ ምኻኖም ንሕብር።

ጉባኤ ዝካየደሉ

መዓልቲ ፡ 2015-03-14

ሰዓት፡ 13፡00-19:00

ቦታ፡ ሺስታ ትረፍ ፡ ኖርየ ሳለን

ሰላም ን ኹላትኩም

እትገብርዎ ዘሎኹም ጻዕሪ ን ደማክራሲያዊ ለውጢ እንዳመስገና፡ እዚ ኣብ ላዕሊ ተጥቂሱ ዘሎ ምልክታ

ን ኣምበብትኩም ከተመሓላልፉልናን ክትተሓባበሩናን ብትሕትና ንሓትት።

የቀንየልና።

ሽማግለ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ጨንፈር ስቶኮልም

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Aida March 1, 2015

    shame on you guys u do meeting evrey week 30 yearess and talk kkkk with out result, we need a real man to go to field to fight to the Evil Isias with his mafia,because our Eritrean pepole is suffering a lot, and you siting like monkey at west and u want be free go to filed and be man now

POST A COMMENT