Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 400 ኣባይቲ ዳዕሮ ቃውሎስ ክፈርስ ንዘመሓላለፎ ትእዛዝ ብምቅዋም ህዝቢ ‘ታ ዓዲ ታቦቱ ኣውጺኡ እዝግዮ ክብል ከምዝውዓለ ምንጭታት ሓቢሮም።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 400 ኣባይቲ ዳዕሮ ቃውሎ ክፈርስ ብዘመሓላለፎ ትእዛዝ ዝጓሃየን ዝሰንበደን ህዝቢ ዳዕሮ ቃውሎስ፣ ሎሚ 3 መጋቢት ታቦቱ ኣውጺኡ እዝግዮ ብምባል ነቲ ዓንዳሪ ፖሊሲ ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ክቃወም ከምዝውዓለ ምንጭታት ሓቢሮም። [caption id="attachment_20688" align="alignleft" width="444"]

One of the villas demolished by the PFDJ in Tselot, Feb 17, 2015

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 400 ኣባይቲ ዳዕሮ ቃውሎ ክፈርስ ብዘመሓላለፎ ትእዛዝ ዝጓሃየን ዝሰንበደን ህዝቢ ዳዕሮ ቃውሎስ፣ ሎሚ 3 መጋቢት ታቦቱ ኣውጺኡ እዝግዮ ብምባል ነቲ ዓንዳሪ ፖሊሲ ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ክቃወም ከምዝውዓለ ምንጭታት ሓቢሮም።

One of the villas demolished by the PFDJ in Tselot, Feb 17, 2015

One of the villas demolished by the PFDJ in Tselot, Feb 17, 2015

ብመርበብ ሓበሬታን ራድዮን ኣሰና ኣብ ዝሓለፈ ቕነ ከምዝተገጸ፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ኣርባዕተ ኣስመራን ጸሎትን  ሓያለ ኣባይቲ ህዝቢ ብዶዘራት ኣዕንዩ እዩ። ኣብ ዳዕሮ ቃውሎስ ተመሳሳሊ ናይ ምዕናው ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ‘ውን ኣብቲ ዜና ተጠቒሱ ነይሩ።

እቲ ድኻ ህዝቢ ዓቕሉ ጸቢቡዎ እንተተለቂሑ እንተተዓድዩ ወይ ከኣ ጤሳኡ ብኸፊል ሸይጡ ኣባይቲ ክሃንጽ ከሎ ንሓያለ ዓመታት  ስቕ ኢሉ ዝረኣየ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ገንዘብን ጉልበትን ህዝቢ ንዝፈሰሰሉ ኣማኢት ኣባይቲ ናይ ምዕናው ወፍሪ ተተሓሒዙዎ ምህላዉ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ቅሳነት ህዝቢ ኤርትራ ዘይምነ ጨካን ስርዓት ምዃኑ ዳግም ዘረጋግጽ እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
44 COMMENTS
  • Tsegay Hadish March 7, 2015

    Kulu abtihti ezgabiher muqaunu eqau entefeletna ezgabiher nebsna knlalakel zhabena tsega alo emo gzieu eyu kntkemelu.zkeberkum yhwat satu sle zakele ede edka nbel

POST A COMMENT