https://www.youtube.com/watch?v=f2yZtX6pLp4&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=f2yZtX6pLp4&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=iudT3WRe8pU&feature=youtu.be
‘ግብረ ዘወሃብከነ ፈጸምኩ’ ብፁዕ ኣቡነ ዘካርያስ ዮሓንስ፡ ሓላፍነታውን ብትብዓት መዓድን ኣቦ 9 ታሕሣሥ 2016 ዓ/ም/ፈ ክቡራትን ክቡራንን፡ ንሰብ ከም ሰብ ጥራሕ’ውን እንተረኣናዮ፡ ንባዕሉ እቲ ባህሪ ተፈጥሮኡ፡ ኣብዚ ምድሪ’ዚ ሓደ ሓላፍነታዊ ፍጡር ምዃኑ ንግንዘብ፤ ዕላዊ መንፈሳውን ማሕበራውን ሓላፍነት ምስዝዕደል ከኣ፡ እቲ ሓላፍነት ብዝያዳ ሕጋውን ሕልናውን ክብደት ይውስኽ። ቀናእን ተባዕን ኣቦና
ግደ ሓቂ ንምዝራብ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ እቲ ኣብ 50ታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸመቶ በደል ምቁራን ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይቅረ ክትብልን ክትክሕስን’ዩ ዝግባኣ። ምስ ደገዝማቲ መን ተማጓቲ ስለዝኾነ ግን፡ ተጻባኢ መርገጺ መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ሎሚ ኣየኸተመን። ይኹን እምበር፡ ክትበልዓ ዝደለኻ ኣባጉምባሕ
Reporters Without Borders (RSF) is today releasing its annual worldwide round-up of journalists who are detained, held hostage or missing. The numbers are rising dramatically. A total of 348 journalists are currently detained worldwide – 6% more than were detained at this time last year. The
https://www.youtube.com/watch?v=2JbCKqCmEDA&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=xl9JJ7XqmFA
https://www.youtube.com/watch?v=ZpEggjLV-EA&feature=youtu.be
ካብ ምህናጽ ሃገር ናብ ፖሊቲካዊ ሃደና፡ ፖለቲከ-ቑጠባዊ ሰረት ዘይምዕብልና፣ ድኽነትን ንቡር-ኣልቦነትን ኣብ ድሕረ-ናጽናት ኤርትራ ቀዳማይ ክፋል ደራሲ፡ ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡ ናብ ትግርኛ ተርጓሚ፡ ኣቶ ሃብቶም ተኽለ መእተዊ ኣብ ጽሑፋት ፖለቲካዊ ቁጠባ ብሰፊሑ ተመዝጊቡ ከም ዘሎ፣ ታሪኽ ዘመናዊት ኤርትራ ታሪኽ ንሃገርነት፣ ሃገራዊ መንነት፣ ማሕበረ-ባህላዊን ቁጠባውን ሓርነታት ዝተኻየደ ነዊሕን ከቢድን
The 26-year-old man applied for asylum to avoid persecution in his country of origin after being found out by other Eritreans in Israel; his lawyer explains that he would be in danger if forced to return to Eritrea. The Population and Immigration Authority (PIA) recently granted
ግብጺ ኣብ መሸጣ ህዋሳት ደቂ ሰብ ተዋፊሮም ንዝጸንሑ፣ ዶካትር፣ ነርሳትን ፕሮፌሰራትን ዝርከቡዎም ገበነኛታት ከምዝኣሰረት ምግላጻ ካብ ቢቢሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረዲኡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ መንግስቲ ግብጺ ዘዋደዶ ሓደ ጸረ ብልሽውና ኣካል ብዝገበሮ ምንቅስቓስ ብውሑዱ 25 ገበነኛታት ኣብ ቀይዲ ክውዕሉ ከለዉ ሚልዮናት ዶላራትን ኣዋርቕን ተታሒዙ ‘ሎ። እቲ ጸረ ብልሽውና
ዶር ጨፈና ሃይለማርያም መእተዊ እዚ እዋን`ዚ፡ ምዕራባውያን መንግስታት ብሕልፊ ድማ ኤውሮጳውያን፡ ብሰንክ`ቲ ካብ ሕሉፋት የማናውያንን ዓሌታውያንን ዝመጾም ዘሎ ጸቕጥን ዘየቛርጽ ዋሕዚ ስደተኛታትን ኣሰኪፉዎም፡ ንዘበናት ንደሞክራሲያዊ ስርዓታቶም ዘቑሙ ቐንዲ ኣዕኑድ ዝኾኑ መትከላት ሰብእዊ መስላት ዕሽሽ ይብልዎም ኣለዉ። ንስለ ፖሎቲካዊ ዕላማታቶም ክብሉ ነዞም መትከላት እዚኦም ኣብ ዋጋ ዕዳጋ
Saudi plans to open a military base in the tiny Rea Sea state of Djibouti have raised concerns among Egyptian officials, as strained relations between Cairo and Riyadh show little sign of improving. The base, which will reportedly be built "very soon", would threaten national security, and
https://www.youtube.com/watch?v=dDxc8fHLM90&feature=youtu.be
ምስሊ ስርዓት ህግደፍ ከመሓይሽ ናይ ሎቢ ስርሓት የካይድ ምህላዉ ዝንገረሉ ማእከል ኣፍሪቃ ናይ ኣትላንቲክ ካውንስል፣ ብ 8 ታሕሳስ “Rethinking Eritrea.” ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ሰሚናር ኣካይዱ። ኣብቲ ሰሚናር፣ ኣብ ሰንኮፍ ናይ ዝርከባ ሃገራት ክኢላ Seth Kaplan፣ ቁጠባ ኤርትራ ስነሓሳብን ዕድላትን ብዝብል ኣርእስቲ ከምኡ ድማ ምኽትል
US intelligence agencies believe Russia acted covertly to boost Donald Trump in the election race, US officials have told leading newspapers. A report in the New York Times says the agencies had "high confidence" about Russian involvement in hacking. A CIA assessment reported by the Washington Post
Forget Objectivity: For The Atlantic Council, Eritrea’s Prison State Isn’t That Bad by Martin Plaut By François Christophe, December 2016 Risk analyst on sub-Saharan Africa, who worked at the French embassy 2008 – 2009 Original source with references Eritrea is in many ways one of the world’s few totalitarian states, although
In the last 25 years in Eritrea, “The crimes of enslavement, imprisonment, enforced disappearances, torture, other inhumane acts, persecution, rape and murder have been committed as part of a widespread and systematic campaign against the civilian population. The aim of the campaign has been to
መድረክ ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ከተማ ፍራንክፉርት ነቲ እዋናዊ ምዕባሌታት ሃገርና ኤርትራ ምርኩስ ብምግባር ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒn ዲሞክራሲን ኤርትራውያን ምስ ፈተውቲን ናብ ናይ ዘተ መኣዲ ብኽብሪ ንዕድም። ግዜን ቦታን ቀዳም ዕለት 10.12.2016 ካብ ሰዓት 2 ድሕሪ ቀትሪ - 22:00 ናይ ምሸት Saalbau Grießheim Schwarzerlenweg 57 65933 Frankfurt am Main دعوة فرصة لطلاب العدالة الإرتريين في مدينة فرانكفورت. يشرفنا
https://www.youtube.com/watch?v=RCuddQTDRYA&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=2RwUrWkqedQ&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=feE60phxD40&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=FNEefKj66WM&feature=youtu.be
ኤርትራ ልኡላዉነታ ካብ ተረጋግጽ ንመጀመርያ እዋን መሬታ ንወታሃደራዊ መደበር ክትጥቀመሉ ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብኽራይ ከምዝሃበት ብሳትላይት ዝተሰነየ ኣሳእል ቀሪቡ። ዕሱባት ስዑዲ ዓረብን፡ መሻርኽታን ዝስልጥንሉ ወታሃደራዊ መዓስከር ደኲነን የሰልጥና ከምዘለዋ ሰሚዕና። ብዘይካ`ዚ ኣብቲ ንየመናዊ ጉጅለ ሑቲ ንምድምሳስ ዝካየድ ዘሎ ወታሃደረዉን ፖለቲካዉን ቃልሲ ብቀጥታን ተዛዋዋርን ትሳተፍ ከምዘላ
ኣሽምባይዶ ንዓቅሚ ኣዳምን ሂዋንን ዝበጽሐ ሰብ ዘጽብቀሉን ዘኽፍኣሉን ዝግንዘብ ሰብ፡ ወለዲ ሓደ ዓመት ዝገበረ ውላዶም’ውን “እንታይ ይሕሸካ” ኢሎም ዝበልዖ መግቢ ፡ ዝሰትዮን ዝለብሶ ክዳንን የምርጽዎ። ወለዲ ሓደ- ሓደ እዋን ጠለብን ቃሕታን ውላዶም ይሰምዑ፡ ካልእ እዋን ድማ ብሕጽረት ዓቅሚ ወይ ብጽቡቅ ሓልዮት፡ ወለዲ ንጠለባት ውላዶም፡ “ኣይፋል”
https://www.youtube.com/watch?v=59sflTsCXBA&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=KkuwibBSdF8&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=TOACAyZ01qQ&feature=youtu.be
Around eleven o’clock on the night of October 10, 2015, Samson Arefaine learned that he had been selected to play on the national soccer team of Eritrea, a sliver of a nation in the Horn of Africa. For two months, he had been in a
TheGuardian Incoming president, Adama Barrow, says Jammeh called him offering his congratulations after shock result The Gambia’s autocratic president, Yahya Jammeh, who once claimed a “billion-year” mandate to rule, has conceded defeat after a shock election loss to a real-estate developer who once worked as a security
https://www.youtube.com/watch?v=CE0OlkKYDdc&feature=youtu.be https://www.youtube.com/watch?v=M9my9mlKZeo&feature=youtu.be https://www.youtube.com/watch?v=QwnqOSwU4nU&feature=youtu.be https://www.youtube.com/watch?v=teaxo5s7FC0&feature=youtu.be
By Andrew Korybko Global Research, December 03, 2016 Oriental Review 2 December 2016 The first part of the research on the Horn of Africa described the regional state-to-state political dynamics, and now it’s time to delve into each country more in depth in order to acquire a heightened sense of
https://www.youtube.com/watch?v=iG13Qt_LDP0&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=w3_OmwQJel4&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=AhE7pWFHpdk&feature=youtu.be
(ምድሃል + ምልማስ + ምስጓግ) x (ዘይምትእምማን + ብኲራት ምሁራን) = ምብትታን ህዝብን ሃገርን ኣብ መንበሪ ገዛ እንዳ ሓደ ብ/ጀነራል ክልተ ኮሎኔላት፡ ሓደ ማእከላይ ጽፍሒ ዝሓላፍነቱ ኣብ ሲቪላዊ ስራሕ መንግስቲ ዝተመዘዘን ሓደ ዝተጣየሰ
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ናይ’ቶም ኣብ መላእ ዓለም ዝርከብ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ልቢ ዝተንከፈ ዘሐዝን ናይ ሞት ሓደጋ ዘጋጠሞም ክልተ ኮዋኽብቲ ስነ_ጥበበኛታት መርሃዊ ቀሺ ስብሃት-ለኣብን ዮናስ ዮውሃንስ ወዲ ኪኮን ብሓሙስ 01 ታሕሳስ 2016 ኣብ ማእከል ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብክብ ዝበለ ኣገባብ ተፈጺሙ። እዞም ድሕሪ ዕለተ መስዋእቶም ክሳብ ናይ
እዚዅሉ ጭርጭር ዓበደ ንምንታይ ኣድለየ? ህግደፍ ኣብ ሸፈጥን ምድንጋርን ዝዓረደ ምትእኽኻብ’ዩ። እዚ ባህርያት ህግደፍ’ዚ ኣብ ኵሉ ዓውደ ስራሓቱ ንርእዮ ኣለና። ኩላትና ከም ንፈልጦ: “ብድሆ” ተባሂሉ ዝጽዋዕ ህግደፋዊ ናይ ጸለል መለል ዳንኬራ ኣብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ዓመታት ኣብ ከተማ ስታቫንገር ተኣማሚኑ ምርኢት ኣቕሪቡ ኣይፈልጥን እዩ። ኣብቲ ብኽንደይ ምስጢራዊ ኣገባብ
ንቡር ዝፈልጥ ውላድ ረኺባ ብሰላም ክትነብር ኣብ ዓዳ ‘ላም ሓዊ ወሊዳ ከይትልሕሶ ኣንደዳ’ ከይትጉሕፎ ውላዳ ‘እንተ ተመሰለለይ!’ ኢላ ሃዲማ ተሰዲዳ ንሓዊ ዝኾነ ውላዳ ገዲፋ ዓዳ ግን ተሳጠሐት ንዝገደደ ሓደጋ ኮነት ግዳይ ባሕሪ ምድረ-በዳ ዘርከበ ዘሳድዳ ዘሸክማ ዘይነበራ ዕዳ ክፈሊ! ሓውሊ! ዝብል ሓኒቑ ብኽሳዳ የብለይን! ዘይፈልጥ ቡዳ ካብ ኣካላ ቅንጣብ ጓሕጊሑ ዝሰዳ ናብ ካልእ ኣካላ ዝጉሕጉሕ ይሰዳ ስለዚ ትምህለል’ያ ዘላ ‘ወላድ ትፍረድ!’ እናበለት ማይ