Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: Commentary – ኤርትራ ንቡር ነይራ ዕዉር ተእቱ – Dec 08, 2016

https://www.youtube.com/watch?v=RCuddQTDRYA&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Desalegn December 11, 2016

    ገድሊ ህዝባዊ ግንባርን ሕዋሕትን ብቕዓቱ ዘመስከረ እዩ።

    ቃልሲ ኤርትራውያንን ትግራዎትን ብኹሉ መለኪዒታት ብቁዕ ከምዝነበረ ኣታሓታቲ ኣይክኸዉንን እዩ።

    እዚ ማለት ገድሊ ህዝባዊ ግንባር ይኽሉን ገድሊ ሕዋሕት ንብቕዓቱ ብኹሉ መዳይ ኣዚዩ ክብ ዝብለ ከምንባሩ ልዕሊ ዘርኣዮ ብቕዓት ክምስክረሉ ዝኽእል ኣካል ኣይክህሉን እዩ።

    ነዚ ኩሉ ዘጋጣመናን ዘጋጥመናን ዘሎ ዓበይቲ ዕንወትን ሽግራትን፥ ጠንቂ ሕግደፍን ቅድሑ [ኮፒ] ናይ ህግደፍ ዝኾነ ማለሊትን ጥራሕ እዮም። እዚ ማለት “ጠንቂ ናይ ስትራተጂካዊ ጌጋ ጥራሕ ዘይኮነ ምቕያር ቀንዲ ዕላማ ውድባት” ብኽልተ ሸፋቱን ከዳዓትን፥ ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቅን መለስ ዜናዉን ምኻኑ ዘጠራጥር ነገር የለን እዩ። ነዚ ዝምልከት ብኣዝዩ ሕጽር ዝበለን ገላጽን ብዝኾነ መልክዑ ኣብ ቀጻሊ፥

    “ኣብ ሕብረተሰብ ይኹን ኣብ ገድሊ: ሰላማዊ እንተሎ ሽፍታ* ከምዘሎ ኣይንዘንግዕ”

    https://www.facebook.com/VOA-Tigrigna-132597640090658/?fref=ts

POST A COMMENT