ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን፥ ንዕለት 3 ታሕሳስ 2017 ኣብ ከተማ ሎንዶን ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካይድ ስለዝኾንና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። እዚ ኣኼባ`ዚ ናይቲ ዝሓለፈ ኣኼባታት መቐጸልታ ወይ`ውን ሥሩዕ ኣኼባ ኾይኑ፥ ህልው ኩነታት ሕዝቢ ኤርትራን ዝጽበዩና ዘለዉ ብድሆታትን ኣልዒሉ ክዝቲ ኢዩ። እዚ ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝተራእየ፡ ኣብ ውሽጢ
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን፥ ንዕለት 3 ታሕሳስ 2017 ኣብ ከተማ ሎንዶን ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካይድ ስለዝኾንና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። እዚ ኣኼባ`ዚ ናይቲ ዝሓለፈ ኣኼባታት መቐጸልታ ወይ`ውን ሥሩዕ ኣኼባ ኾይኑ፥ ህልው ኩነታት ሕዝቢ ኤርትራን ዝጽበዩና ዘለዉ ብድሆታትን ኣልዒሉ ክዝቲ ኢዩ። እዚ ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝተራእየ፡ ኣብ ውሽጢ
ኣብዚ ዝሓለፈ ርብዒ ዘመን ታሪኽ ኤርትራ: ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቒ ነዛ ከቢድ ዋጋ ዝተኸፍላ ሃገር ብዘይ ቅዋምን ህዝባዊ-ምርጫን ባይቶን፡ ምስ ውሑዳት ተማእዘዝቱ ዝተፈላለዩ ውዲታት እንዳተጠቕመ ቐስ-ብቐስ ዲክታተርያዊ ስርዓት ኣማዕቢሉ፡ ሃገርና ከም ብሕታዊት ጥሪቱ እንዳ ኣማሐደረ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ከኣ ናብ ርእይዎ ዘይፈልጥ ሕሱም ናይ ራዕዲ መነባብሮ ጅሆ
ትብጻሕ ናብ ዝተፈተኻ ተናፋቒ ክቡር ወላዲየይ ካብ እንፈላለ እንሆ 40 ዓመት ኮይኑ። ኣርብዓ ዓመት ማለት ቀሊል ዕድመ ኣይኮነን። ፍርቂ ዕድመ ናይ ሓደ ረቢ ዝባረኾ በዓል ጸጋ ዕድመ እዩ። ሎሚ ከምቲ ኩሉ ሳዕ ዝገብሮ ኣብ ኢድካ እትወሃብ ደብዳበ ዘይኮነት፡ ኩሉ ሰብ ዝርእያን ዝሰምዓን ቅልዕቲ ደብዳበ ክልእከልካ’የ ወሲነ። ከም ቐደመይ
By Michael Abraha Eritrea is again said to have jailed without trial more people since October 31, 2017 in an effort to extinguish the blazing spirit of the rebellious Islamic school, Al Diaa, in Asmara. How dare they refuse to stop teaching Islam in that school
https://www.youtube.com/watch?v=rUf12AF-RAo&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=JWksOyEje7c&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=wqiXCVlOTEA&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=vQV6yuozXfY&feature=youtu.be
Zimbabwe remains in political limbo a day-and-a-half after the military takeoverthat appears to have put an end to Robert Mugabe’s 37-year grip on power. As talks between Mugabe - who has been confined to his residence in Harare by the army, and senior military officers – entered
ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንኹሎም ኣብ ፐንሲልቫንያ፡ ደለዌርን ደቡባዊ ኒው-ጀርሲን ዝነብሩ ኤርትራውያን ተቓለስቲ ንፍትሒ ዕላማ ኣኼባ፡ ኩልና ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድመና ኣብ ፐንሲልቫንያ ደለዌር ስተይት ከምኡ’ውን ደቡባዊ ኒው-ጀርሲ እንነብር ኤርትራያን ተቓለስቲ ንፍትሒ፣ ዝውክሉና መራሕቲ ንኽንመርጽ ዕለት፡ ቀዳም ሕዳር 18፣ 2017 ሰዓት፡ 3:00 ድ.ቀ. ቦታ፡ University of the Sciences Rosenberger Hall, Room 102 600
ትግባረ ፖሊቲካዊ ናዕቢ ኣንጻር ምልክነት ኣብ ኤርትራ ከመይ ክኸውን ኣለዎ Applying Political Defiance in Eritrea ብፍስሓ ናይር ሕዝቢ ኤርትራ ብኩሉ መነባብሮኡ በቲ ዘስካሕክ ጭቆናን ወጽዓን በቲ ውልቀ-መላኺ ስርዓት ሕጅስ ይኣክል ኢሉ ኣብ ከተማ ኣስመራ ሰላማዊ ሰልፊ ብምግባር ዘርኣዮ ተባዕ ተቃውሞ ብመን ካበይ ተበጊሱ ብዘይገድስ እቲ ሕቶ ሕዝባዊ ሕቶ
By Petros Tesfagiorgis On 31/10/2017 the students of Al Diaa Islamic School marched from Akria to the City Centre, angered by the decision of the regime to take ownership of the school and imprison the 92 years old Haji Musa Nur, the chairman of school board,
https://www.youtube.com/watch?v=II4lL8PJAB4&feature=youtu.be
ሰራዊት ዚምባብወ ንዋና መደበር ቴለቭዥን ዚምባብወ ከምኡ `ውን ቤተመንግስቲ ዝርከቡዎም ኣገደስቲ መንግስታዊ ትካላት `ታ ሃገር ብምቊጽጻር ንፕረዚደንት ዚምባብወ ሮበርት ሙጋበ ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዎ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ይሕብራ ኣለዋ። ብመሰረት `ቲ ካብ ዚምባብወ ዝወጽእ ዘሎ ሓበሬታታት፡ ሰራዊት ዚምባብወ ትማሊ ምሸት 14 ሕዳር ኣብ ሃገራዊ ቴሌቪዥን ቀሪቡ ኣብ
https://www.youtube.com/watch?v=adnmgfkyJMA&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=TDhlWXp8xRQ&feature=youtu.be
Robert Mugabe remains in detention at his home in Zimbabwe more than 12 hours after the military declared on national television that it had temporarily taken control of the country to “target criminals” around the head of state. The move by the armed forces appears to have
14 November 2017 – The Security Council on Tuesday renewed until 15 November 2018 the partial lifting of the arms embargo on Somalia, authorization for maritime interdiction of illicit arms imports and charcoal exports, and the humanitarian exemption. In the resolution adopted by 11 affirmative votes
The UN human rights chief says the European Union policy of helping Libyan authorities intercept migrants on the Mediterranean and return them to Libya is "inhuman." Zeid Ra'ad al-Hussein decried "unimaginable horrors" faced by 19,900 migrants now detained in the North African country, more than 2½
https://www.youtube.com/watch?v=ctrhy0IT3go&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=gK11RcLaqfY&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=XtLzslt4VJg&feature=youtu.be
According to Assenna sources, in the months leading to the Al-Diaa School demonstration; an unprecedented exodus of staff of the ministry of education took place. Several high ranking officials from the ministry fled the country. This included among others Mr. Abdella Mohammed Osman, head of the
እቲ ብ31 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ኣስመራ ማእከል መዋፈሪ ተንኮል ስርዓት ህግደፍ ዝተኻየደ ተባዕ ህዝባዊ እምብይታ፡ ልቢ ደለይቲ ፍትሒ ዘበራበረንን ንጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ራዕድን ምድንጋጽን ዝፈጠረ’ዩ ነይሩ። ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ከምቲ ካብ ቆፉኡ ወጺኡ ብዘይ ሽም ዘዕገርግር ንህቢ፡ ካብ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ ተሓግሒጉን ተፈንፊኑን
ሃይለ ገብረ ትንሳኤ ዘብሄረ ሰራየ! ኢንድያናፖሊስ፡ ኢንዲያና 13 ሕዳር 2017 “ሻንጆርጆ ፈሪሳ!!ወይ ዓንያ???????? ሕቶን፡ ርእይቶን ንክቡር ዶክተር ተስፋ ገርግስ ገርብረ መድህን ወስት ቪርጂንያ!!!!!! (ዕባይ ዓድ ወግሪ)!!!!!! “ዘየደቅስ ነጊሮም ድቅስ ይሓድሩ” ስለ ዝኾነኒ ኣብዚ እዋን ክጽሕፍ ተገዲደ፡ እዚ ዘለናዮ እዋን ዘበነ ጸነተ፡ ዘበነ ድንቁርናን፡ ዘበነ ማአሰርትን፡ ዘበነ ስደትን፡ ዘበነ ባርነትን፡ ዘበነ ዕብሰትን፡ ዘበነ ጥምየትን፡
መዓስ ሎሚ ዄይና ተደፊርና!! ሜዳ ክንስለፍ ቀለቤት ቃልኪዳና ምስ ተሓደግና፣ ሮሜር ሰዓትካ ንሓላፊ እያ ትግባእ ተባሂሉ ምስ ተሃገርና፣ ድያቖናት ካብ ኣብያተ ክርስትያናት ኣድባራትን ወርቅን ብሩርን መሳቕልን ሒዞም ክስለፉ ምስ ተገብረ፣ ኣዴታት ብሃገራዊ ስምዒት ኣረሳሲንካ ወርቀንን ጨርቀንን ምስ ተገፈ፣ ኣቱም/ኣንትን{ ኣቦይ ዓቢ ኣደይ ዓባይ ዝብል
Eritrea’s military received help from the United Arab Emirates and possibly Russian, Czech and Italian companies in the past year, assistance that would violate a United Nations arms embargo on the Horn of Africa country, the organization’s investigators said. Thirteen Eritrean air force and navy cadets
https://www.youtube.com/watch?v=tQnrknuRYWQ&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=lsnjwFOzmE0&t=318s
https://www.youtube.com/watch?v=G1-ocfiYo6c
ኣብ ዓበይቲ ጎደናታት ሲያትል ዋሽንግተን ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ ። እቲ ንሰላማዊ ሰልፊ ኣስመራ ደጊፉ ብህዝቢ ሲይትልን ከባቢኣን ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ሲያትል ሓድነታዊ ስኒት ኤርትራውያን ዝተንጸባረቐሉ ፣ ባህጊ ሓድነት ዝደመቅሉ ባህ ዘብል ዕለት’ዩ ነይሩ ። ኩሎም ተሳተፍቲ ሰልፊ ነፍሲ-ወከፎም ባህጊ ኩሉ ኤርትራዊ ጭርሖ ሒዞም እዮም ወፊሮምን ኣቃሊሖምን
Press Release EACOR: STATEMENT CONDEMNING THE SHOOTINGS OF PEACEFUL PROTESTERS IN ASMARA We, Eritrean American Civic Organization Raleigh & Environs strongly condemn the recent shootings of peaceful civilian protesters on 31st October 2017 in Asmara the capital of Eritrea. The protest took place after the regime arbitrary arrest of
https://www.youtube.com/watch?v=NVrTMZwNvz0&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=ypOkNDGoHq0&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=x6mX-9e3Fwo&feature=youtu.be
እዚ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ቤት ትምህርቲ ኣል እስላሚያ ኣማኺሉ ኣብ ኣስመራን ዝተፋላልየ ክባቢታት ኤርትራን ዝተራእየ ህዝባዊ ምልዕዓል ነዚ ንምብትታን ንምርዓምን ዝተወስደ ጨካን ስጉምትታት መርኣያን መቐጸልታን ናይቲ ንልዕሊ 20 ዓመታት ዝተገብረን ዝቕጽልን ዘሎ ቅሉዕ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ህዝብና እዩ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ብኣቦና ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር
ብድሆ ናይ ኣቦና ሓጂ ሙሳ፡ ውጽኢት ናይ`ቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ክወርድ ዝጸንሐን ዘሎን መጠኑ ዝሓለፎ ጭቆናን ምልክን ህግደፍ`ዩ። ንህይወቶም ከይሰግኡ ኣብ ምንጋጋ ዘይምሕር ህግድፍ ክኣትዉ ምዃኖም እንዳፈለጡ፣ ሕልፈት! ይሓይሽ ኢሎም መሪጾም። ``ሕሱም ሰጓጓይ፡ ኣብ ቃልዕ የብጽሕ`` ከምዝብሃል፡ ምሒር ምልካዊ ተግባር ህግደፍ፡ ንኣቦና ሓጂ ሙሳ
ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ከምቲ ኩሉም ፉንፉናትን ኣረሜናውያንን ስርዓታት ስልጣኖም ንምሕላው ኣብ ድሮ ሞቶም ዝኽተልዎ ጽዩፍን ኣዕናውን ተግባራት ይፍጽም ኣሎ። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ይትረፍ ንሰብ፡ ንጽላለቱ’ውን ክኣምኖ ስለዘይክእል፡ ህዝቢ ኤርትራ ብጥምዩን ብዕሩቁን ብብልዮናት ዶላር ዝተራቀቀ መጽናጸንን መህደንን መሳርሒታት ምሽማትን ክኢላታት ብምስልጣንን፡ ዕድመ