ትማሊ ቀዳም ዕለት 29 ሰነ 2013 ካብ ፖሊቲካውን ብርገሳውን ውልቀስባትን ዝተሳትፍዎ ሰፊሕ አኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ተሰላሲሉ፣እቲ አኼባ ኣገደስቲ እዋናውያን ሕቶታት ብኩነታት ሕዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፣ ብፍላይ ድማ በቲ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ካብ 25-28 ሓምለ 2013 ክግበር ተወሲኑ ንዘሎ ፈስቲቫል እንታይነቱን ዕላማኡን ንመንግስቲ ሽዊደን ንምግላጽን፣ ነቲ
ትማሊ ቀዳም ዕለት 29 ሰነ 2013 ካብ ፖሊቲካውን ብርገሳውን ውልቀስባትን ዝተሳትፍዎ ሰፊሕ አኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ተሰላሲሉ፣እቲ አኼባ ኣገደስቲ እዋናውያን ሕቶታት ብኩነታት ሕዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፣ ብፍላይ ድማ በቲ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ካብ 25-28 ሓምለ 2013 ክግበር ተወሲኑ ንዘሎ ፈስቲቫል እንታይነቱን ዕላማኡን ንመንግስቲ ሽዊደን ንምግላጽን፣ ነቲ
http://www.youtube.com/watch?v=9tibz_UHi8I&width=200&height=200
በተን መዓልታዊ ሰሪሐየን ዚብለን ኣብ ሃገርን ህዝብን *ብሶላ ዘይብለን *ኣሰር ዘይብለን ከምቲ ዚተለምደ ከደናግረለን ህዝቢ ተስፋ ጌሩ ክጸናናዓለን ኣብ ዕስራ ሰነውን ከይጃሃረለን ኣደታት ከንብዕ እናሓኸኸ ቁስለን ከርእየን ቀንዩ መስዋእቲ ናይ ደቀን! ህዝቢ ከይጸንዕ ረሲዑ ሓዘኑ ብጥልመት መላኺ እናሓርቀመ ኣስናኑ ዝነኣሱ ደቁ ከይሓቁፍ ቀሲኑ ዓመት መመላእታ ክነብዕ ቃዚኑ ብምሕደራ ህግደፍ ቅሳነት ስኢኑ! ንገድ ነጋዳይ ኢልካ ሓረስታይውን ሕረስ ብራህዋን ሃሴትን *እልበትና
መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ብትዕዝብቱ ኣብ መስርሕ ምስረታ ኤባሃደለ ድሕሪኡን፡ ንዝተራእዩ ኩነታት ብነቐፌታዊ ዓይኒ ዝገምገመ ኣራሚ ሰነድ ብምድላዉ ብመገዲ መራኸቢ ብዙሓን ንህዝቢ ክዝርግሕ እዩ። እቲ ኣብ መብዛሕቲአን ሃገራት ኤዉሮጳ ብዝመደበረን ሲቪላዊ ማሕበራት ዝቖመ መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ኤርትራ ኣብ ኤዉሮጳ (NECS) ንዉጽኢት ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ
ምስልዩነት ካብ ገለ መዘክረ ጥንታዊ ቃላት ዝተለቅመ ኦሪታዊ ቃል ይጥዕም። ካብ ርሑቕ ድርብ ሞራልነትን ናይ ሓሶት ቅዱስነትን ንቡር ዝነበረሉ እዋን። ካብ ምምሳል ዝመንጨወ ቃል’ዩ። ኮነ ተባሂሉ ዝተሰርሐ ዒላማዊ ሓሶት እዩ። ሓሶትን ከም ኵሉ ሓሶት ከኣ ቀሻሺን ስለዝኾነ ድማ ኣቘምትን መራሕትን ሃይማኖታትን ሞራላውያንን ኣዓርዮም ይዅንንዎ። ክርስቶስ
Eritrea's human rights situation has not improved since the Council’s 2009 Universal Periodic Review. Torture, arbitrary detention, and severe restrictions on freedom of expression, association, and religious freedom remain routine. Elections have not been held since Eritrea gained independence in 1993, the constitution has never
Three of the 170 hunger-striking prisoners at Saharonim detention center have reportedly required medical attention; prison management preventing strikers from using telephone. The hunger strike by Eritrean migrants at the Saharonim detention center, which began Saturday, is still underway and according to the Israel Prison Service,
ንእሽተይ ከላ ገና ዋንጭል: እምብዛ ተረቢጻ ህበይ ንኽትኣክል: ህበይ በሉኒ ኢላ እንተኾና ፋል : ኣብ ጎኑ ኮይና ምስ ጓውና ከተዕልል [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/06/hibey_poem.pdf"]
This webinar will focus on private refugee sponsorship of Eritrean refugees, residing in Sudan, through the Blended Visa Office-Referred (VOR) Initiative, a new program designed to resettle specific refugee populations identified by the UN Refugee Agency and referred to sponsoring groups by Canadian visa offices
ሓበሬታን ቴክኖሎጅን ኣብ ዝሓለፈ ፍርቂ ዘመን፣ ተክኖሎጂ ነቲ ኣብ መንጎ ሰባት ዝነበረ ናይ ሓበሬታ ዝምድናታት ቀይርዎ ኢዩ። ተክኖሎጂ ኣብ ብዙሕ ጽላታት እኳ ዓቢ ዝላ እንተኣምጸአ ብፍላይ ንሓበሬታ ዝምልከት ግን ኣዝዩ ገፊሕ ዝኾነ ፍልልያት ኢዩ ጌሩ። ኣዋርሕ ዝወስድ ዝነበረ መልእኽቲ ሎሚ ብሓንቲ ደቒቕ ይበጽሕ ኣሎ። ብፍላይ ድሕሪ
The Challenge to civil societies: By Petros Tesfagiorgis During the commemoration of the 22nd year of Independence the role of Eritrean Civil Societies has shined brightly worldwide. I was particularly impressed by the Washington March organised by Eritreans for democratic change where more than 2000 people participated. The
ቀዳም ምሸት 22 ሰነ 2013 ነቶም ሂወቶም ከፊሎም ናጻ ሃገር ዘርከቡና ጀጋኑ ስዉኣትና ንምዝካር፡ ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ-ኤርያ ኣብ ለይክ መሪት ኦክላንድ ካሊፎርኒያ ሽምዓ ብምብራህ ዝኽሪ ሰማእታት ኣኽቢሮም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/06/በይኤርያ_M.pdf"]
መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተዘኪሩ ኤርትራውያን ነበርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ብ22 ሰነ ኣብ ፕሪቶርያ፡ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር ብምእካብ ንሓርበኛታት ሰማእታት ኤርትራ ዘኪሮም። ኣብቲ ብኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣውን መሰላትን (ኤምዲሰመ) ዝተወደበ ኣኼባ፡ ተሳተፍቲ ነቲ መዘና ኣልቦ ምውፋይን ጅግንነትን ሓርበኛታት ኤርትራ ዘለዎም ኣድናቖት ገሊጾም። እንተኾነ ግን ክቡር
ኣብ ሲናይ፣ ዓሰርተታት ኣሽሓት ዶላራት ንክኸፍሉ ብበደዊን ከም ጅሆ ተታሒዞም፣ ክሳቐዩ ዝጸንሑ 4 ኤርትራውያን ካብቲ ተኣሲሮምሉ ዝጸንሑ ምስጢራዊ ምሕዩር ብምምላጥ ኣብ ትሕቲ ዑቕባ ሸኽ መሓመድ ይርከቡ ኣለዉ። እቶም ካብ ዓመጽ ነጋዶ ሰብ በደዊን ዘምለጡ ግዳያት፣- ሓበን ብርሃነ - 14 ዓመት ባና መሓሪ - 18 ዓመት ምስግና ብርሃነ - 25
By Fetsum Abraham Confession: In my last article I promised to write on APARTHEID in the Eritrean school system. I am working on it but until, here is something for you to really think about. The situation of Eritrean Education is so surprising, I have been researching
ኣብ ገማግም ሚድተራንያን ትርከብ ናይ ዞና ሊጉርያ ዋና ከተማ ዝኾነት ጆነቫ ኣብ ትበሃል ከተማ፡ናይቶም ኩሎም ኣብታ ከተማ ዚነብሩ ስደተናታት ህዝብታት ዓመት ዓመት ፌስትቫል ይካየድ'ዩ። እዚ ፌስትቫልዚ ባህላዊ ማለት ናይ ኣከዳድና፡ኣመጋግባ ( ኣሰራርሓ መግቢ ) ሙዚቃ፡ሳዕሳዒትን ካል ኦት ፍሉጣት ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት፡ኣምንስት ኢንተርናሽል …
http://www.youtube.com/watch?v=bnyGZTr_oAc&width=200&height=200
ዝኾነ ክርድኦ ከምዝኽእል፥ ግፍዕን ንዕቀትን እናተቐበለ ክነብር ዝደሊ ሰብ ኣሎ ክበሃል ኣይከኣልን። ከመይሲ ማይ ዝመልአ ዕትሮ ወይ ገንኢ መሊኡ ከምዝፈስስ፥ ሰብ ‘ውን ንዕቀትን ውርደትን ክበዝሖ ከሎ፥ ከም ኣድጊ ዝጸዓንዎ ስቕ ኢሉ ዝጸዓን ኣይኮነን። ስለዝኾነ ‘ውን እቲ መስፈር ክመልእ ወይ እቲ ዓቐን ካብቲ ልክዕ ክሓልፍ ከሎ
http://www.youtube.com/watch?v=1fPQZeb6Vg0&width=200&height=200
A young, visionary and energetic Eritrean youngster (MeronSemedar) took part in the 36thSan Francisco Marathon, that took place in Oakland on the eve of Martyr’s day. Meron was running with an Eritrean flag and a banner on his hand and the banner reads: “Democracy, Freedom and
ቀደም ዘመን ሓደ ኣብ መጀምርታ ብህዝቡ ኣዝዩ ፍትው ዝነብረ ፡ እንተኾነ ግን ዲሒሩ በቲ ግዝኣቱ ንምስፋሕፍሕ ዝተኸተሎ ዘይቕቡልን ዘይህዝባውን ኣገባብ ምሕደራ ብህዝቢ እታ ሃገርን ዓለምን እተኻዕበ ንጉስ ነብረ። እዚ ንጉስ በቲ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ሓይልን ጭካነን ንግስነቱ ኣብ ዓለም ግኑን ነብረ። እቲ ሕሱም ባርነት ዝመለለዪኡ ንግስነቱ
ኣታ ሓወይ! ቅንጥው እስከ’ብላ ስጋኻ ክተረጋግጽ ብሓቂ እንተሊኻ ‘ኣለኹ፡! እንተልካኸ ምሰየንኖት ኢኻ ምስ ዕሱባት! ምስ ዝኑባት! ምስቶም ፈሊጥና ብሃልቲ ሃላያት? ምስቶም ሽሙ ዘዓሽዎም ግጉያት? ፈውሲ ሕንከት ዝተለኽዩ ዕንዝርያታት? ‘ንሕና ንሱ፡ ንሱ ንሕና! ኢሎም ኣብ ዓለም ኣደባባይ፡ ዝጭድሩ ዕሹራት? ምስትም ‘ጽቡቕ ኣሎ ህዝቢ!’ እናበሉ ዘደናግሩ ንግሩሃት? ንህዝቦም ከድሕኑ ዝቃለሱ ዝዕንቅፉ ነውራማት! ንህዝቦም ከጥፍኡ እምኒ ዘቐብሉ ግርጉራት? ንህግደፍ
ኣሰና፣ መንግስቲ ሱዳን ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣሰና፣ መንግስቲ ሱዳን ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና፣ demo.archive.assenna.com ፣ ኣብ ሱዳን ምእጋዱ ብምቅዋም፣ ሎሚ 25 ሰነ ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ናይ ምሕጽንታ ደብዳበ ብምልኣኽ፣ ነቲ መሰል ነጻነት ምርካብ ሓበሬታ ኤርትራውያን ዜጋታት ዝግህስ ስጉምቲ ደው ከብሎ ጸዊዑ። መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና
Tuesday, June 25, 2013 His Excellency, Omar Hassan Ahmad Al-Bashir President of the Republic of Sudan Dear Sir, Access to demo.archive.assenna.com, an Eritrean website dedicated to promoting freedom of expression among Eritrean citizens, has been blocked in Sudan for several weeks. Although we received complaints about the lack of access to our
A Cardiff MP is calling for action amid claims people have been forced to pay tens of thousands of pounds to free African relatives from kidnappers. Cardiff West MP Kevin Brennan met an Eritrean man who settled in the city and whose nephew was held by
The Geneva-based association for Eritrean refugee children at Wad Sherifey in East Sudan (ASEE - Association Suisse Enfance-Erythree) organized during the past weekend a successful three-day fund-raising event at the 22nd Music Festival in Geneva. [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/06/ASEE.pdf"]
Before delving into discussing Yemane Gebreab’s recent comments at the 22nd independence celebration in DC, it is worth revisiting PIA’s 22nd tired independence speech. PIA’s favourite comment used to be, ‘Every Arab student blames Israelis for failing in school.’ This comment has come back to
http://www.youtube.com/watch?v=tkgm4MB-LTE&width=200&height=200
The lives and times of Asmara University (1958-2003) and other colleges according to Professor Sara Uqbai By Fetsum Abraham In few of my past articles, I have discussed the Eritrean government’s policy of dictating through ignorance and particularly the tragedy behind the closure of the only accredited
መዓልቲ ምኽባር ሰማእታት ኣብቲ ቦታ ናይ ሎሚ ዓመት ፍሉይ ዝገብሮ'ተሎ። ቀዳማይ፣ ንመጀመርታ ግዜ ሙኻኑን፣ ፍናን መንእሰያትን ዓበይትን፣ ብፍላይ ከኣ ስደተኛታት፣ ሞራሎም ን ደሌቶምን ናብ ንቡር ዝመለሰን ምንባሩ ፣ ካልኣይ ከኣ ፣ብመትከልን ከም መርኣያን፣ ኣብነት ኣብ ካልኦት ከተማታን ሃገራትን ዘሎ ህዝብና ንሙኻን፣ ኩሉ ዓቅሙ፣ ኣንጻር'ቲ መስዋኣቲ የሓውትናን ኣሓትናን ክንቱ ዝገበረ:
June 23, 2013 (JUBA) - President Salva Kiir repeated on Saturday his insistence that South Sudan is not interested in returning to war with neigbouring Sudan, asserting that the two countries need peace. The president made the remark during a meeting with the Eritrean foreign affairs
ኤርትራ ከም ተስፋ ኣፍሪቃ ዘተምበሀት ሃገር ዝተባህገትሉን ዝተደንቀትሉን እዋን፡ እቲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ መሪር ጭኮና ባዕዳዊ መግዛእቲ ተናጊፉ ብሓበን ዝተሓጸነሉ ዝሓጸረ ግዜ ኢዩ ነይሩ። እቲ ‘ሕጽኖት’ ኣብ ታሪኽ ተሰኒዱ፡ ኣብ ታሕታይ ክፋል ከብሒ ተቐሚጡ ደሮና ክእክብ ዝሓለፈ መዋእል ድማ እቲ ብምረቱ መዳርግቲ ዘይተረኽቦ ህዝብና ልዕሊ ዝኾነ ግዜ
ቤት ማእሰርቲ ኣደርሰር ዓቢ ቦታ ዝሓዘ ኮይኑ ህንጻታት ምምሕዳር ቤትማእሰርቲ ይርከብሉ። ኣብ ጥቓ እዞም ህንጻታት ድማ ኣመሓደርቲ ቤት ማእሰርቲን በብተራ ዝሰርሑ ሓለውቲታት ዝነብሩሎም ብጥንቃቔ ዝተደርደሩ እምኒታት ዝተሰርሑ ኣባይቲ ይርከቡ። ከም መኻዚኖ ዘገልግሉ ብዚንጎ ዝተሰርሑ መኻዚኖታትን እውን ኣለውዎ። ቤት ማእሰርቲ ኣደርሰር ብብረታዊ ዕሾኽ ዝተሓጸረ ኮይኑ ብሓደ
ሰለስተ ክፋላት ሓበሬታ ተመራመርቲ ሓበሬታ ነቲ ወዲ ሰብ ብህዋሳቱ ዝእክቦም መልእኽትታት ልክዕን ዘይልክዕን መታን ክዕቅኑ ንሓበሬታ ኣብ ሓሙሽተ ክፋላት ከፊሎሞ። ብእንግሊዝኛ Information, Uninformation, Noninformation, Misinformation, Disinformation ተባሂሎም ይጽዉዑ። ይኹን እምበር ሓደ ኣብ ልዕሊ ሓደ ከመሳስሎምን ከፈላልዮምን ዝኽእሉ ጠባያት ስለ ዘለዉዎም፣ ኣብቶም ሰለስተ ዝተፈላለዩ ወይ ዘይራኸቡ ጠባያት
State Department 2013 Human Trafficking Report on Eritrea (Tier 3):Worst Ranking for 5 Consecutive Years Eritrea is a source country for men, women, and children subjected to forced labor, and to a lesser extent, sex and labor trafficking abroad. During the reporting period, tens of thousands
http://www.youtube.com/watch?v=y3WFDKFkFBA#at=622&width=200&height=200
ንህዝቢ ኤርትራ ዝቐርቦ፡ ግብጺ ወይስ ኢትዮጵያ? ፈለግ ኣባይ (ናይል) ኣብ ዓለም እቲ ዝነውሐ ፈለግ ኢዩ። ንብዙሓት ሃገራት ድማ ይትንክፍ። ናይል ዝትንክፎም ሃገራት፡ ኢትዮጵያ፤ ደቡብ ሱዳን፤ሱዳን፤ ግብጺ፤ ኡጋንዳ፤ ከንያ፤ ታንዛኒያ፤ ብሩንዲ፤ ሩዋንዳ ኮይነን፡ ዲሞክራቲክ ረፓብሊክ ኮንጎን ኤርትራን ድማ ከም ተዓዘብቲ ይኾና። 85% ናይ’ዚ ፈለግ’ዚ ማይ ካብ ኢትዮጵያ
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፣ 10 ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ኣስመራ ነብሰ-ቕትለት ከምዝፈጸሙ ምንጭታት ሓቢሮም። ሓደ ካብቶም ግዳያት ዮሃንስ ዘሪሁን ዝተባህለ ወዲ 24 ዓመት ሕሳስ ልደ ስድራቤት ክኸውን ከሎ፣ ሓደ ካልእ ግዳይ ወዲ 17 ዓመት መንእሰይ ከኣ ወናኒ ፋርማሲ ዝኾነ ኣቦኡ ብመደብ ዕጥቂ ህግደፍ ንዝተዋህቡዋ ብረት ተጠቒሙ ህይወቱ ባዕሉ
ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ስዊዝ ዝኽሪ እቶም በጃ ዝሓለፉ ጀጋኑ ሰማእታት ብክብ ዝበለ ስነ ስርዓት ተኸቢሩ።ኣብቲ ዝሓለፈ ትማሊ ሓሙሽ ምሸት ዝተኻየደ ናይ ሽምዓ ዝኽሪ ፤ ነታ ዕለት ብዘንጸባርቕ ዝተፈላለየ ናይ ሰውራ ደርፍታትን መዛሙርን ተሰንዩ ድሕሪ ምቕራቡ ተሳተፍቲ ንለበዋታት ስዋኣትና ንምትግባር ቃል ብምእታው፤ ነቲ ንዘይ ምማት ዝተመውተ