ON My LAST ARTICLE ON UNITY ogbai : “Unity is the best medicine to heal our wounds no doubt about that. But Mr. fetsum with respect for your hard work. WE, as your readers we would like to hear from you and likes, to tell us who
ON My LAST ARTICLE ON UNITY ogbai : “Unity is the best medicine to heal our wounds no doubt about that. But Mr. fetsum with respect for your hard work. WE, as your readers we would like to hear from you and likes, to tell us who
ጠዓመ ኣብርሃም ጎይትኦም (መቐለ) ትውልዲ ዓዲ ስመጃና ዕለተ ልደት 1956 ቁጽሪ ፓስፖርት - Diplomatic Passport No D0001060 ቁጽሪ ፓስፖርት Laissez – Passer 02154 መዓርግ - ብሪጋደር ጀነራል ምንጭታትና ከምዘረጋገጹዎ ብሪጋደር ጀነራል ጠዓመ ካብ መዝነቱ ወሪዱ፣ ነቲ ናይ ስለያዊ ስርሒታቱ ጉልባብ ዝነበረ Horn Building Inc ንወልዱ ባርያን ካልኦት ሓለፍትን ኣረኪቡ። ቀንዲ መደስከሊኡ ኮይኑ
እቲ ዓመት ዓመት ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ብህግደፍ ተማእኪሉ ዝግበር ፡ ብጉልባብ ህዝባውን ባህላውን ፈስቲቫል ፡ ሎሚ ዓመት ድማ ብስለስተ ዓበይቲ ወከልቲ መንግስቲ ኤርትራ ተወኪሉ ሓሊፉ። ንሳቶም ድማ ናይ ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስተር ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ፡ ኣደመንበር ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ወይዘሮ ልኡል ገብረኣብን ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱን
TORONTO — An investigation by United Nations monitors has found that the Eritrean consulate in Toronto was collecting money for the African country’s military as recently as January in violation of an arms embargo. The consulate was part of an “international system of illicit revenue collection”
ብቕድሚ ትማሊ ዕለት 08 ነሓሰ 2013 ብለይቲ አብ ከባቢ ሃይኮታ ብዝወቕዓ ቡሩቱዕ ዝናብ ነታ ብሚኒስትሪ ሕርሻ አብቲ ከባቢ ዝተሰርሓት ዲጋን መእለይ ውሕጅን አፍሪሱ ነቲ አብቲ ከባቢ ዝነብር ህዝቢ ብማይ የዕለቕሊቕዎ። በዚ ዘጋጠመ ሓደጋ ድማ ሓያለ ገዛውቲ ዓንዩን ንብረት ብውሕጅ ተወሲዱን ከቢድ ክሳራ አስዒቡን አሎ። ስርዓት ህግደፍ ነቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ብመንገዲ
The bodies of six migrants apparently killed in a shipwreck have been recovered on a beach in southern Italy. Officials in the Sicilian port of Catania say some 100 other migrants - reportedly Syrians - have been rescued. The migrants were thrown into the sea when the
Mogadishu, Somalia (CNN) -- An Ethiopian military cargo plane crashed at an airport in the Somali capital of Mogadishu early Friday, killing four crew members, African Union peacekeepers said. The plane "burst into flames immediately on crashing" at the international airport, according to the African Union Mission
ሓደ ታሪኽ: ተመሳሳሊ ዕድመ እዩ ነይርዎም፡ ጽቡቕ ናይ ትምህርቲ ዕድል ብምርካቦም ምሁራት እዮም፡ ካብ ንእስነቶም ንናጽነት ኤርትራ ተቓሊሶም፡ ኣብዝተቐራረበ እዋን ናብ ሰውራ ተጸምቢሮም፡ ኣብ ህግሓኤ ተሰሊፎም፡ እሙናት ወኪላት ውድብ ኮይኖም ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ወጻኢ ተመዲቦም ሰሪሖም። ኣብ 1987 ኣባላት ማእከላይ ሽማግለ ህግሓኤ ኮይኖም ኣብ ዝተፈላለየ ተኣፋፊ
ኣንታ ‘እዚኣ ስቕ ኢላ’ያ ውላዳ መይቱዋ’ያ’ ዝብሃል ኔሩ ዝበሉና ህይወት ዘሪኡ፡ እግሪ ተኺሉ፡ ድዩ ተመሊሱና! መንእሰያትና ኣብ በረኻ፡ ኣብ ባሕሪ ጠፊኡዎም ኣብ ሲናይ ተጠቢሑ ተሸይጡ ኣካላቶም ህዝቢ ሕርሙኳ ከየውጽእ ከልኪሎም ‘መን ነጊሩኩም ሓዘን ተቐሚጥትኩም!’ እናበሉ ዝስልበጡ ዘሳቕዩ መዓት ንዝወረዶም ምስቲ ነይሩ ዝብሃል ዛንታ ኣይመሳሰልንዶ ግብሮም? እዝጊ ጸሊኡሎም’ምበር ኣሕዋትና’ዮም ኔሮም ግን እዞም ስልጣን
ንህግደፍ ኣለና ምሳኹም ንደለይቲ ፍትሒ ኣጆኹም ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 09/08/2013 Norway ኣብ መሰልን ፍትሕን ዘለዎ ሃገር ክትፈርሑዎ ነዚ ስርዓተ ዱሑር ሊቀ መምበር ብሓሶት ዘዳናግር 20 ዓመት መብጽዓ ንዘይትግበር ኣይትእመኑዎም ንገጅለ ፈገራግር ስረኻ ዕጠቆ ጎበዝ ኤሪትራዊ ክሳብ ምዓስ ተሓቢእካ ከተኢዊ ከም ጓና ኣይትኹን ከም ባዕዳዊ ይኣክል ፍርሒ ኣይትኹን ጀጃዊ ሓዲኡ ምረጽ ከይትበሃል ኣዕናዊ ንጠፍ ተሓባበር ምስ ተቓለስቲ ዝዕዘቡ በዚሖም ሕቡኣን ፈለስቲ ንድኽመቶም ክሽፍኑ
ከም ዝፍለጥ አብ ኤርትራ አብ ግዜ ክራማት ኢና ንርከብ። ብሰንኪ አብ ኤርትራ አጋጢሙ ዘሎ ናይ ነዳዲ ሕጽረት እቲ ክሕረስ ዝኽእል መሬት ክሕረስ ኣይክኣለን ዘሎ። እዚ ዝኽውን ዘሎ ነተን ዝርካበን ትራክትራት ሚኒስትሪ ሕርሻ ከምቲ ዝድለይ ንኸዋፍረን አይክኣለን። እዚ ድማ ቀረብ ነዳዲ እቲ ስርዓት ከቕርብ ብዘይምኽአሉ ኢዩ። አብ መላእ
ኣብ ዝሓለፈ 4ይ ክፋል ጽሑፍ ሰነዳት ቢተወደድ ኣብርሃ ኣብ ዘቕረብናሉ ግዜ እታ ክፋል መወዳእታ ናይታ ሰነድ ምንባራ ሓቢርና ኔርና። ስዒቡ ካብ ዝመጸና ርኢቶታት (ከምኣድላይነቱ ክንምለሶ ይካአል ኢዩ) ናቱ ተወሳኺ ወይ ድማ ናይ ካልኦት ሰነዳት እንተኣል ዩ ከነቕርብ ዘተባብዕ ነይሩ። ገለ‘ውን “ተግባር‘ዩ ተሳኢኑ‘ምበር ጥረ-ነገር ድኣ በዚሑ‘ዃ“
http://www.youtube.com/watch?v=QUYDToIOuaw&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=15nRDJJC67k&width=200&height=200
ኣብዚ ብዙሓት ሓለፍቲ ህግደፍ: ሳልሳይ ዕስራ ናይ ህይወቶም ወዲኦም: ናብ እርጋን ዝተጋማገሙሉ እዋን: ገለ ብዝሓደሮም ሕዱር ሕማም: ገለ ድማ መስጣ ናይቲ ንህዝቢ ዘሕደሩሉ: ሕማም: ብወዝቢ: ብሃንደበት በጋጣሚ: ብድኻም ልቢ: ናብ መዕረፊኦም ክፋነው ንርእን ንሰምዕን ኣለና:: ኣሽንኳይዶ ካብ ሰብ ዝተወልደ ሰብ: ዝበቖለ ገረብ'ውን ንዘለኣለም አይነብርን:: ሞት
ሃንደበት ዝብሉዋ እንታይ እዩ ብልሓታ ሰበ ስልጣን ህግደፍ በብሓደ ኣጽኒታ እነሀት ትቐብሮም መዓሙቕ ኲዒታ ኩነታታ ይመርመር እዚኣስ ገለ ኣላታ መርዚ ከይትኸውን ናይዚ ዕሉል ሽፍታ! ንሕማም ሳልስቲ ዘይትፈቅድ ዕድል ብሃንደበት መጺኣ ብወቕዒ ትቐትል ሓለፍቲ መሪጻ ወትሩ ካብ ትምንጥል ኣየጸግምንዶ ወዝቢ እያ ክንብል!? ሃንደበት ዝብሉዋ እንታይ እዩ ሚስጢራ? ሰባት እተጥፍእ ብቕጽበት ሰዊራ ሓድሽ ግን ኣይኮነን እቲ እኩይ ግብራ ከምኡ’ዩ
QUOTE of the moment: The litmus test for a genuine Eritrean group in the opposition camp is its position on national unity. The measure of this then must be practical involvement for UNITY. The rest is a chaotic recipe for dictatorship. Let us say Enough is
Letter dated 24 July 2013 from the Chair of the Security Council Committee pursuant to resolutions 751 (1992) and 1907 (2009) concerning Somalia and Eritrea addressed to the President of the Security Council. To Read the Report Click on this Link: Report of the Monitoring Group on Somalia and Eritrea
Hyndburn MP Graham Jones spoke out to ask if the government was probing the issue of mistreated Christians in Eritrea. Reports say people are fleeing the tiny Red Sea state because of religious persecution, including raids and torture. Mr Jones raised the issue on the floor of
ሓባራዊ ኣኼባ ፈጻሚ ሽማግለን ሰክረታርያን ባይቶ ካብ ዝጅመር ንደሓር ብዛዕባ ሃገራዊ ባይቶ ጽቡቕ ወረ ክነፍስ ኣይቀነየን። ምዃን እዚ ባይቶ’ዚ ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ መዓስ’ከ ንቃልሲ ዘዐዉት ብስራት ኣስሚዑና ይፈልጥ ትብሉ ትኾኑ። ብዝኾነ እቲ ኣብ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ ዝተራእየን ብዙሕ ዘዛረበን ሽግር ሕጂ’ዉን ኣብዚ ኣኼባ’ዚ
(ANSA) - Rome, August 7 - Leading international human rights organizations on Wednesday praised Italy's decision to accept 102 immigrants rescued by the Salamis tanker and refused entry by Malta. The UN Refugee Agency (UNHCR), International Organization for Migration (IOM) and Italian Red Cross praised
ናይ መወዳእታ ዕርዲ ህግደፍ ቀዳማይ ዕርዲ ተቓወምቲ - 2ይ ክፋል ወገናዊ ፖለቲካ የዋጽእ ዶ? እቲ ኣብ መንጎ ተጋዳላይን ዘይተጋዳላይን (ተጋዳላይ - ገባር፣ ዋርሳይ - ይከኣሎ) ዝተመርኮሰ ፍልልይ፣ ዝፈጥሮ ዘይምትእምማን ብእዋኑ ለውጢ ካብ ምምጻእ ዘዐንቅፍ ተርእዮ ‘ኳ እንተኾነ ካብ ሓደ ወለዶ ዝሓልፍ ዕድመ ስለዘይብሉ ኣመና ዘሻቕል ኣይኮነን። ምስ
By Topy Vogel, European News August 6, 2013 The European Commission has warned Malta not to continue blocking a Greek-operated oil tanker after it rescued 102 migrants in distress off the Libyan coast. “It is the humanitarian duty of the Maltese authorities to allow these persons to
http://www.youtube.com/watch?v=2f433WwnmSI&width=200&height=200
Eritrean-Canadians from Toronto and its suburbs, Ottawa, London-Ontario and Kitchener staged a protest in front of Sheraton Hotel in Toronto on August 4, 2013. The purpose of the protest was to throw a heavy punch at PFDJ by exposing its fundraising event held at Sheraton
ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ብዛዕባ እቲ ንዶር ዮሱፍ ብርሃኑ ካብ ኣቦ መንበርነት ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ካብ ሓላፍነቱ ናይ ምውራድ ብመሪሕነት ባይቶ ብሓፈሻ፣ ብኣቦ መንበር ኣቶ ጸጋይ ዮሃንስ ከኣ ብፍላይ ዝተወስደ ሃንደበታዊ ስጉምቲ ንምዝርራብ ዓርቢ ነሓሰ 2, 2013 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይድና
Outline of Basic Approach of Uniting Eritrean Democratic And Civic Resistance I. Background: Eritrea achieved its independence in 1991 after a bitter and long political and armed struggle for freedom and independence. The people of Eritrea and the gallant heroic fighters (Tegadelti/Munadlin), who hailed from diverse backgrounds,
ክሳዕ ትመውትዶ! ኣንታ እሙን ምልኪ ገዲም ተጋዳላይ እንታይ ደኣ ኣምጽኦ ብሃንደበት ምፍላይ ከምቶም ዝቐደሙ ዉሒጡካ ቀላይ ዓለምዶ’ታ ኣርኪባ ዘይብላ ኣፈላላይ ወዮ በል ክብለልካ ኮይነ መላቓሳይ! ነዚ ዉጹዕ ህዝቢ ውዕለቱ ኪሒስካ እዚ ኹሉ በደል ይቕረ ከይበለልካ ምኻድ ዶ’ታ ኾይኑ ምሉቕ ኢልካ በል እስከ ፈጣሪ ምሕረቱ ይሃብካ! ኣብ ስርዓት መላኺ ኣብ ህግደፍ ኮይኑ’ምበር ከምዛ ዘይወለደት ተካእቲ እዛ ሃገር ኣሪግካ
ሰለስተ ዓመታት ዝገበረ ኣጋጣሚ ኢዩ። ሓደ ዉሩይ ኣፍሪቃዊ ደራሲ ንፈለማ ግዜ ኣብ ኤርትራ ዑደት ንምፍጻም ኣስመራ ኣትዩ። እቲ ደራሲ 66 ዓመት ዝዕድሚኡ ኑረዲን ፋራሕ ዝተባህለ ሶማላዊ ኢዩ። ኑረዲን ፋራሕ ካብ 70ታት ክሳብ ሕጂ ሓያሎ መጽሓፍቲ ደሪሱ ኢዩ። ገለ ካብ ድርሰታቱ From a Crooked Rib(1970)፣ Sweet
ስጊንጢር ካብ ብርሃን ጸልማት ካብ ጽጋብ ጥሜት ካብ ራሕሲ ድርቀት ካብ ህንጸት ዕንወት ካብ ሰላም ህውኮት ካብ ኣብ ዓድኻ ስደት ካብ ሓቂ ሓሶት ካብ ሓጎስ ንብዓት ካብ ስሓቅ ብኽያት ዘለዎ ጸልእቲ ሰናያት ። ጉድ ሪኢና ኮክፉኡ ዝፈቱ ሃገር ደፊኑ ኣጸልሚቱ ህዝቢ የህሊቁ ኣጽኒቱ ትሕቲ መሬት ኣስፊሩ ብጾቱ ፣ ንሱስ ኣእምርኡ ሲሓቱ ዝገርመካ ግን ናይቶም ስዓብቱ ፍጹም ዘይስተብህሉ ምስኡ ዝህውትቱ ። ዎግዓዊ
The concept of UNITY under arrest by the youth leaders in the Diaspora. As you know the Eritrean government has been terrorizing the Eritreans at home: Likewise, the divisive opposition forces have equally been terrorizing the people from the Diaspora: Check this out: መግለጺ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ ብዛዕባ ርክብ ቦለኛ Posted on August 2, 2013 by assenna ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብቲ“”ምትእኽኻብ ተሓለቕቲ ዲሞክራሲ ኤርትራውያን”
Saturday, August 3rd 2013 As a boy, BROTHER PAULOS MESMER tended his family’s livestock in Eritrea, since his parents had no intention of letting him go to school. But he was determined to be literate, even if it meant studying by moonlight. Later, he gave up
By Eric P. Schwartz and Mark Hetfield, Published: August 3 Eric Schwartz was assistant secretary of state for population, refugees and migration from 2009 to 2011. He is dean of the Humphrey School of Public Affairs at the University of Minnesota and a board member of the Hebrew Immigrant Aid Society (HIAS). Mark
ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደሚካኤል ገብረማርያም ሎሚ 4 ነሓሰ ሃንደበት ዓሪፉ። ብመሰረት ሓበሬታ መራኸቢ ብዙሃን ህግደፍ፣ 72 ዓመታት ዝገበረ ኣቶ ወልደሚካኤል፣ “ኣብ ጋሽ ባርካ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ ናብ ኣስመራ እናተመልሰ ኣብ ከረን እዩ ዓሪፉ”። ጠንቂ ሞቱ እንታይ ምዃኑ ግን ኣይተገልጸን። ድሕሪ ናጽነት ንነዊሕ ዓመታት ሚኒስተር ማይን
Venue: Amnesty International 17/25 New Inn Street London EC2A 3EA conference date: 16 and 17 August 2013 Dear Friends ERSA-UK would very much like to invite you for its special conference titled "Making a difference to the lives of refugees” Every month there are over 2000 people, mostly the youth, leaving