Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: Interview with Chairman of ENCDC Mr Tsegai Yohannes & Deputy Chairman Freweini H/Mariam Re their Decision to Remove Dr Yosuf Berhanu from Chairmanship of the Executive Body – Part 2

http://www.youtube.com/watch?v=QUYDToIOuaw&width=200&height=200

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • mussie August 10, 2013

    ተኣማንነት ናይቲ ዝብልዎ ዘለዎ ነገራት ዘተሓታትትዩ ምኽንያቱ ፡ዶር. ዮሱፍ ዝበሎ፡ ዮሃንስ ኣስመላሽ ዝተዛረቦ ካልእ ነገራት ስለዝኾነ፡፡ ሕጅውን ዘይበርሀ ነገር ኣሎ፡፡ ግን ድማ ብውሑዱ ኣብ መድያ ወጺኦም ምዝራቦም ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚትዩ፡፡ እዚ ድማ ውጺኢት ናይቲ ካብ በቦትኡ ዘገጠመ ተቓውሞታት ኢዩ፡፡ ኣቀራርባ ናይ ኣቶ ጸጋይ ዮሃንስን ወሮ ፍረወይንንውን ካብቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ዝሰማዕኽዎ ዘረባታቶም ፍልይ ብዝበለ ትሕትና ዘለዎን ስፍሕ ብዝበለ መንገዲ ንምብራህ ዝፈተነን ነይሩ ንዓይ፡፡
    ኣገባብ ኣመራርሓ ባይቶ ጎታትን ሃሳይንዩ ዘሎ፡፡ እዚ እንተዘይተኣሪሙ ድማ ሕጂውን ደንበ ተቓውሞ ዓቢ ሽግር ሒዙዩ ዝጓዓዝ ዘሎ፡፡ ንኣብነት ጉዳይ ደምሓኩኤን: ንጹርነት ሕጋዊ ኣሰራርሓ ባይቶን ገና ዘይተፈትሐ ዘሎ ጉዳይ ኢዩ፡፡
    ንቑሕ ተሳትፎ ናይ ህዝቢ ንኩሉ ሽግራት ክፈትሕን፡ ፊንጢራዕ ንዝብሉን፡ ክብሉ ዝፍትኑን መራሕቲ ኣብ ቦትኦም ከእትዎምን ይኽእልዩ፡፡
    ድሕሪ ሕጂውን መራሕቲ ውድባት ምስ መዲያ ጥቡቕን፡ ክፉትን ዝምድና ክገብሩን፡ ሓበሬታታት ክህቡን፡ ንዝተሓተትዎ ሕቶታት ብትሕትና ክምልሱን ግቡኦም ኢዩ፡፡ ንሶም ብገዛእ ፍቓዶም ህዝቢ ከገልግሉ ቅሩባት ኮይኖምስ ሓላፍነት ዝተቐበሉ ሰባት ኢዮም፡፡
    ኣብዚ ጉዳይዝን ኣብ ካልእን ጉዳያት ገና ዘይበርሀ ዘሎ ነገራት ድማ፡ ብቐጻሊ ቃልሲ ናይ ህዝቢ ናብ መድያታት ክወጽእ ክንቃለስ ኣሎና፡፡
    ኣማኒኤል ኢያሱ ብጣዕሚ ዘሐጉስ ሕቶታትን ኣተሓታትን፡፡ ቀጽለሉ፡፡

POST A COMMENT