ኣብ ዝሓለፈ 2ይ ክፋል ጽሑፈይ፣ ብዛዕባ’ቲ ሎሚ ኣብዛ ዓለምና ዝገዝእ ዘሎ ስርዓተ-ቁጠባን ንዕኡ ዘሰኒ ፖለቲካዊ ምሕደራን ምስ ህሉው ኩነታት ሃገርና ኣዛሚደ ገሊጸ ነይረ። እቲ ሒዝናዮ ዘለና ኣርእስቲ፣ ኣውራጃዊ ፖለቲካ ስለዝኾነ፣ ብዛዕባ ኣቃውማ ኣውራጃታት ኤርትራ ቁሩብ ክዛረብ ምዃነይ ገሊጸ ድማ ኢየ ተፋንየኩም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/ኣውራጃዊ-ፖለቲካ-3ይ-ክፋል.pdf"]