Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኢድካ ኣይትሃብ!

ኣብዚ ብቓልሲ ዝልለ ዕለታዊ ውልቃዊ  ህይወትን፡ ተወሳኺ ናይ ሞትን ሕይወትን ኤርትራዊ ሃገራዊ ጽንኩር እዋናዊ ቃልስናን፡ -ኣብ ዘሎካ እንተ ዝውስኹኻ- ከም ዝበሃል፡ ናይ ቃልስና ሞራል ክብ ንምባልን ሕልናና ንምብርባርን  እወንታዊ ኣበርክቶ ክትገብረልና  እትኽእል  ዝተተርጐመት እትስዕብ ግጥሚ

ኣብዚ ብቓልሲ ዝልለ ዕለታዊ ውልቃዊ  ህይወትን፡ ተወሳኺ ናይ ሞትን ሕይወትን ኤርትራዊ ሃገራዊ ጽንኩር እዋናዊ ቃልስናን፡ -ኣብ ዘሎካ እንተ ዝውስኹኻ- ከም ዝበሃል፡ ናይ ቃልስና ሞራል ክብ ንምባልን ሕልናና ንምብርባርን  እወንታዊ ኣበርክቶ ክትገብረልና  እትኽእል  ዝተተርጐመት እትስዕብ ግጥሚ ንቐደም በሉ። ንምምሕያሽ  ወትሩ  ቦታ ኪህሉ ግድን ስለ ዝኾነ፡ ነዚ ንምሕጋዝ ነታ ናይ እንግሊዝኛ ኣብ ትሕቲኣ ኣስዒበያ ኣለኹ። ሰናይ ንባብ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • Meretse Asmelash March 19, 2014

    ክቡር ሓው ዑቕባይ ገብረመድህን
    ሓያል መልእክቲ ዝሓዘ ግጥሚ፡ ከምተረድኦይ ሰጥ ይበል መዓንጣ ዘይወግሕ ለይቲ የሎን ዝብል ዘሎ ይመስለኒ ደራሲ
    እቲ ብከርሱ ዝግዝእ ብከርሱ’ዩ ዝልለ። ግዜ ነዊሑኒ’ሉ ቦታ ዝቀያይር’ውን ካብቲ ብከርሱ ዝግዛእ ፈለያ የብሉን።
    ኣብዚ ክልተ መዓልቲ ግዜ ነዊሑናስ ኣይትሓዙልና ብምባል ቁልፎም ንዝፈትሑ ዘተኮረ ሓጺር ግጥሚ ከኣንግደካ

    ዓሊ ክብል ጸኒሑኒ ዮኑስ …..ብቀትሪ ካልእ ብለይቲ ካልእ (((መስተኣምርቲ ዘወር ዝበለ ይርክቦ)))
    ቅንይ’ሉ ከይከውን ሃንስ
    ዝገደደ ከብዳካ ዝሕምስ
    ዝነደቖ ህንጻኡ ዘፍርስ
    ለይቲ እንከሎ ከይብለኒ ፋዱስ
    “ኮኮብ ሰማይ” ኣሎካ’ዶ ፋኑስ …… [ 1ይኾኮብ ሰማይ (2ገጹ-ደራሲ) ]

    ፋሩሰይ ክብል ፋሩሰይ ፋሩሰይ …. ንዮው ነጆው ዝብሉ ሰብ ቀለም
    ኣልዒለካ ኣትሒተ ንነብሰይ
    ኣመሉ’ዩ ክጻወር’ቲ ከርሰይ
    ቃልሲ’ሎ ኣይደንን ርእሰይ
    ናትካስ ደሓን ምለሶ “ፈረስይ”…………ቃልሲ

    • fetsum abrahamt March 27, 2014

      Meretse;
      Very nice poem as usual. Keep on comin bro!

  • waEro March 19, 2014

    UQbay,
    Great work.
    I remember this quite a very long time ago when I was in college and translated it for me to keep it in my room until I graduated. I still remember the first part. Here is how I tried to translated it at that time. Sorry I do not have tgrGa fonts.

    kulu ente Sebebe kulna kem nreKbo:
    tguAzo megedi ent Kone AQeb gobo:

    etot ente weHade ente bezHe leqaH:
    ktsHq tdeli emo ente koneka aH:

    Halayi seinka ente teSeQetka ntaHti:
    aytequarS qalsi aErf ente adleye Erefti::

    When ever I get frustrated in school and was about to quit, I go back and look at that Poem. It really helped.

    It can be appllied to our struggle for justice now.

    Good work.

  • Berhane Kidane March 20, 2014

    Now, that’s the kind of Tigringna Poem I enjoy reading: brief and to the point; superbly translated. Thanks

POST A COMMENT