Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብስራት ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና

ብስራት ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና እታ ድምጽኹም ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ዝኾነት ራድዮ ኣሰና፣ ርእይቶታትኩም ብናጽነት ከተስምዑ እተካይዶ ዘይሕለል ጻዕሪ ብምቕጻል፣ ብቴለፎን ደዊልኩም መልእኽቲ እትህቡሉ ሳንዱቕ ርእይቶ ኣዳልያትልኩም ከምዘላ ብሓጎስ ተበስር። ኣብ ማዕከን ርእይቶ ድምጺ ኣሰና ካብ ሓደ ደቒቕ

ብስራት ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና

እታ ድምጽኹም ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ዝኾነት ራድዮ ኣሰና፣ ርእይቶታትኩም ብናጽነት ከተስምዑ እተካይዶ ዘይሕለል ጻዕሪ ብምቕጻል፣ ብቴለፎን ደዊልኩም መልእኽቲ እትህቡሉ ሳንዱቕ ርእይቶ ኣዳልያትልኩም ከምዘላ ብሓጎስ ተበስር።

ኣብ ማዕከን ርእይቶ ድምጺ ኣሰና ካብ ሓደ ደቒቕ ዘይነውሕ መልእኽትኹም ንምሃብ እቶም ካብ ኣመሪካ ወጻኢ ዘለኹም ብቅድሚት ክልተ ዜሮ ወሲኽኩም 14695139711 ደውሉ።

ርእይቶታትኩም፣ ምስ ግዜና ኣገናዚብና፣ ከከም ኣድላይነቱ ኣብ መደባት ድምጺ ኣሰና ከነቕርቦ ምዃና ድማ ንሕብረኩም።

ኣሰየ ኣሰና፣ ድምጺ ኣሰና

ኣሰና ፋውንዴሸን

aseye.asena@gmail.com

Review overview
15 COMMENTS
  • dan March 8, 2014

    shame for eri.tiv for one bandit man it call him hero couple months ago 360 eritreans Pershied in Mediterranean sea eritv called them illegal African emigrants that is bullshit.

  • dan March 8, 2014

    hopefully the rest of old dog generals to follow ignorant wuchu as soon.

  • Mesinas March 9, 2014

    ሓርበኛን ህቡብ ጋዜጠኛን ሓው ኣማኑኤል እያሱ ደኣ ማዕጾ ሊሰዩም (ኣስተምህሮታት ኪወሃበሉ ዚተዳለወ ፍሉይ ኣዳራሽ) ኣሰና መፍትሕ ዓጽዩዎድዩ ገይሹ? ዘዝለኣኽናዮም ጽሑፋት መእተዊ ስኢኖም ይምለሱና ኣለዉ?

  • nayher March 10, 2014

    well done assena

POST A COMMENT