ብ27- 28 ሰነ ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሒዛ ናብ ዓዲ ጥልያን ዝተበገሰት ጃልባ ክሳብ ሕጂ ደሃያ ኣይተረኽበን። ኣብ ሻቕሎት ንዘለዉ ስድራቤታት ጠቒስና፣ ኣሰር ናይዞም ኤርትራውያን ንምርካብ ብ26 ሓምለ ዝዘርጋሕናዮ ምሕጽንታ ‘ውን ፍረ ኣይተረኽቦን። ሰለ’ዚ ኣሰር ናይቶም ኤርትራውያን ኣሓትን ኣሕዋትን ንምፍካብ እንተሓገዘ፣ ኣብ ሽግር እንተለዉ ረዲኤት
ብ27- 28 ሰነ ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሒዛ ናብ ዓዲ ጥልያን ዝተበገሰት ጃልባ ክሳብ ሕጂ ደሃያ ኣይተረኽበን። ኣብ ሻቕሎት ንዘለዉ ስድራቤታት ጠቒስና፣ ኣሰር ናይዞም ኤርትራውያን ንምርካብ ብ26 ሓምለ ዝዘርጋሕናዮ ምሕጽንታ ‘ውን ፍረ ኣይተረኽቦን። ሰለ’ዚ ኣሰር ናይቶም ኤርትራውያን ኣሓትን ኣሕዋትን ንምፍካብ እንተሓገዘ፣ ኣብ ሽግር እንተለዉ ረዲኤት
https://www.youtube.com/watch?v=NTm4_H92bqY&feature=youtu.be
It’s not hard to figure out why so many Eritreans have left and many remain desperate to follow. Those who didn’t flee the decades-long civil war, or the brutal post-independence conflict with Ethiopia, now have to contend with a regime in which political space is
ካልኣይ ክፋል ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ..? ካብቲ ዝመጻኒ ብዙሕ ርእይቶታት ገለ ምስቲ ኣነ ዝጽሕፎ ዘለኹ ሓሳብ ዘይሳነ ሕቖን ከብድን ኮይኑ እየ ረኺበዮ፡፡ ስለ ዝኾነ ነቶም ጽሑፈይ ምስ ሰሚት ቦለኛ ብምትእስሳር ናብ ካልእ ጫሌዳ መገዲ ከተትሕዝዎ ዝፈተንኩም፡ ኣይፋልኩምን እዚ ጽሑፍ ምስ ሰሚት ቦለኛ ዝኾነ ዘራኽብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/07/Godefa_Part3.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=wzBeMqV3P7k&feature=youtu.be
ኣማኑኤል ተስፋስላሰ ዝተባህለ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ (ኣራት ኪሎ) ናይ ስነ ቁጽሪ (Applied Mathematics) ትምህርቱ ተኸታቲሉ ዝለዓለ ነጥቢ ዝረኸበ ብልሂ ኤርትራዊ ተማሃራይ ስደተኛ፣ ካብ ኩሎም ተማሃሮ ዝለዓለ ውጽኢት ረኺቡ ክንሱ፣ ኣብ እዋን መመረቕታ ንዕኡ ዝግባእ ናይ ወርቂ ሽልማት ካብ ናቱ ዝተሓተ ነጥቢ ዝነበራ ኢትዮጵያዊት ተማሃሪት፣
The numerous reactions to the latest pastoral letter by the four Catholic Bishops of Eritrea has prompted Assenna to explore the previous public interventions of the same institution for the period of over two decades since independence. Result: besides the three full- fledged pastoral letters
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ 2014፣ ድሕሪ ናጽነት ኣብ ኤርትራ ተፈጺሞም ንዝብሃሉ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዘጽንዕ መርማሪ ኮምሽን ክቐውም ምውሳኑ ኣገዳሲ ፍጻሜ እዩ። መሰል ሰብ ኣብ ዘኽብራ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም፣ ኣብ ልዕሊ ዜጋታተን ንዘጋጥሙ ጭውያን ምሕቃቕን፣ ዘይሕጋዊ ማእሰርትን ሞትን ዝኣመሰሉ በደላት ንምምርማር በብደረጃኡ ከምዚ
ኣብ ወተሃደራዊ መደበር ታዕሊም ሳዋ ክስልጥኑ ዝጸንሑ፣ ትማሊ ቀዳም 26 ሓምለ ነናብ ገዝኦም ንዕረፍቲ ክኸዱ ዝተፈቕደሎም ኣባላት መበል 27 ዙርያ፣ ናይ ማትሪክ (መልቀቂ ፈተና) ውጽኢቶም ንምፍላጥ ድሕሪ ወርሒ ናብ ሳዋ ክምለሱ ብሓላፊ መዓስከር ሳዋ ኮለኔል ደበሳይ ግደ ተኣዚዞም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ቀንዲ ምኽንያት ናይ’ዚ
ብዛዕባ ጽሑፈይ ሓውኻ ኣበይ ኣሎን ኣህጉራዊ እምነታዊ ቅልውላው ኣህጉራዊት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያንን ነፍሰ ነቐፌታ ብዕለት 24.07.2014 ‘ሓውኻ ኣበይ ኣሎ? ዶስ እምነታዊ ቅልውላው ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን’ ዘርእስቱ ዓንቀጽ ኣብ ኣሰና ኮም ኣውጺአ። ሽሕ’ኳ ዘይተጸረፍኩሉ ዓንቀጽ እንተዘየሎ፣ ሽሕ’ኳ ካብ’ዚ ዓንቀጽ’ዚ’ውን ክጽረፍ ምዃነይ እንተተጸበኩ፣ እቲ ብዝሕን ተመሳሳልነትን ኣሉታዊ መልስታትን፡ ብፍላይ ከኣ ብሓደ
https://www.youtube.com/watch?v=wlTLpCUKp3w&feature=youtu.be
ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ፣ ብ19 ሓምለ ኣብ መመረቕታ መበል 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብቲ ጳጳሳት ካቶልካዊት ቤተክርስትያን ዝዘርግሑዎ፣ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” ዝብል ሕልናዊ መልእኽቲ ብምምርኳስ “ ደቅኹም ኣበይ ኣለዉ” ብዝብል ኣርእስቲ ዘዳለዉዎ ጽሑፍ ኣብ መዓስከር ሳዋ ከምዝዘርግሑዎ፣ ነቲ ዕማም ዝፈጸሙ ደለይቲ ፍትሒ
ቆንስል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ፣ ሚስተር ጆን ሁቨር ብምኽንያት መበል 238 ዓመታዊ ዝኽሪ ናጽነት ኣመሪካ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘዋደዶ ዲፕሎመሰኛታትን ዳርጋ ኹሎም ሚኒስተራት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን ዝተረኽቡሉ እንትዶት ታሪኽን ተመክሮን ኣመሪካ ተወኪሱ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቶም መጋበርያ ምልኪ ኮይኖም ዘለዉ
https://www.youtube.com/watch?v=fJHzTGC8UjE#t=30
ኤርትራ ንኤርትራውያን ! ንመን ድኣ….? ሓቂ ኣብዘይ ግዚኡ ሓሶት ኢዩ፡፡ ነዚ ኣርእስቲ እዚ ወሲደ ንኽጽሕፍ ዘገደደኒ ነገር እንተሃልዩ ብዙሕ እዩ፡፡ ሎሚ ንኹሉ ሓደ ብሓደ ክዝርዝሮን ክኣትዎን ኣይደለኹን፡፡ እቲ ምንታይ ሓቂ ኣብ ዘይ ግዚኡ ሓሶት ኢዩ፡፡ ስለ ዝኾነ ነቲ ናይ ሓምሳ ዓመታት ዝተመስረሐ ትያትሮታት ኢሳይያስን ደቂ ዕቁቡን
On July 24th, the United Nations Development Programme (UNDP), 2014 Human Development Report (HDR) has been launched in Tokyo, Japan. The theme of the 2014 HDR is Sustaining Human Progress: Reducing Vulnerabilities and Building Resilience. This note on the composite indices of the HDR is
ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ኣብ ጎድኒ ዝፈትዎም ደቁ ኮይኑ ብጉልበቱ ንብረቱን ገንዘቡን ደኺመ ከይበለ ተቓሊሱ ናጽነት ኣምጺኡ፡ ፤እንተኾነ ግን እንተ ብዕድሉ እንተ ብሕመቑ ሓደጋ ወዲቕዎ እቲ ዝበሃጎን ዝሓለሞን ሓርነትተመንጢሉ እንሆ ኣብ ባርነት ይነብር፡ ፤መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍናይብሉጻትስዉኣት መብጽዓ ጠሊሙ እቲ ሓፋሽ ተጋዳላይን ህዝቢ ኤርትራን ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ዘምጽኦ ናጽነትንብሕቱወኒኑብቀይዲበተኽኣካይዳክሃልልምርጫወሲዱ፡ ፤ንፋስሓርነትከየተንፈስናንህዝብንሃገርንኣብናይጎረባብቲኩናትከቲቱህዝቢኤርትራኣብኣደራዕወዲቑ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/07/Weldu_Lingo.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=_AodMWyQ6G8&feature=youtu.be
ቅልዕቲ ደብዳቤ ንኣርባዕተ ኣቡናት (ጳጳስት?) ኤርትራ ሓውኻ ኣበይ ኣሎ? ዶስ እምነታዊ ቅልውላው ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ቃኤል ካብ ቅንኢ ተበጊሱ ንኣቤል ሓዉ ቀተሎ። እግዚኣቢሔር ከኣ፡ ኣቤል ሓውኻ፡ ኣበይ ኣሎ? በሎ። ንሱ ድማ፣ ኣይፈልጥን፡ ኣነ’ዶ ሓላው ሓወይ እየ? በለ። እንታይ ጌርካ ኢኻ? ድምጺ ደም ሓውኻ ካብ ምድሪ ናባይ ይጠርዕ
ናይ ህዝብና ድምጺ ንኹን ታደሰ ኪዳነ 24/07/2014 ኣእዛንና፣ ክትሰምዖ’ውን ዘይእመን ታሪኽ ካብ ዝሰምዓ ሓያሎ ዓመታት ሓሊፉ ኢዩ። “ኤርትራውያን ብራሻይዳ ከም ጠለ-በጊዕ ይሽየጡ ኣለዉ። ኣብ ሲናይ ኮላሊት ኤርትራውያን ይሽየጥ ኣሎ። ኣብ ሳሃራ ክንድዚኦም ዝኣኽሉ ሰባት ብጽምኢ ማይ ሓሪሮም። ካልኦት ድማ ብሸፋቱ ተጨውዮም ምስ ተወስዱ ደሃዮም የለን። ኣማኢት
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/07/Godefa_yemane.pdf"]
ተሳትፎ ደለይቲ ለውጢ ኖርወይ ኣብ ቦሎኛ ህግደፍ፡ ኣዝዩ ግፍዐኛ ጕጅለ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ቀንዲ ጸገሙ ብዘይካይ ብዛዕባ ጕዳይ ሃገር ዝምልከቶ ሰብ የሎን ብምባል፡ ምሕደራ ሃገር ንበይኑ ክብሕት ምድላዩ እዩ። ንሱ ከይኣኽሎ፡ ነዚ ነገር’ዚ ብሕጋዊ ኣገባብ ዘይኮነ ብደረጃ ውልቀምልኪ የካይዶ። ስለዚ፡ ደለይቲ ለውጢ ነዚ ጋሕማጥ ጕጅለ’ዚ ካብ
https://www.youtube.com/watch?v=Jy8_j6nZ9Mo&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=Qm4WEJmLhTs&feature=youtu.be
In our country we are forced to see the media of the regime and dance by the rhythm of the regime and clap for whatever our insane president uttered shamelessly for the shameful sentences. Leadership of any country is measured not only by the people who
https://www.youtube.com/watch?v=fLFb7EWgiD4
Italy: Human Traffickers 'Stabbed 60 Migrants to Death' in Latest Boat Tragedy Italian police have arrested five human traffickers under allegations of stabbing 60 migrants to death and throwing their bodies into the sea off the coast of Lampedusa. Gianluca Mezzofiore | ibtimes.co.uk | July 22, 2014 Asylum-seekers rescued by the Danish petrol
ISAIAS AFEWERKI: THE FOUNDING FATHER OF MODERN SLAVE ERITREA It is common knowledge that Dictator Isaias Afewerki Abraha is the founding father of the modern slave Eritrea state. The objective evidence for that assertion is overwhelming. He was the designer of the disastrous Ethio-Eritrea war which
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሳዋ ናይ መበል 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ምረቓ ድሕሪ ምግባሩ፣ ኣርባዕተ ሰዓታት ዝወሰደ ካብ ኣዘዝቲ በራጊድ ንላዕሊ ዝተሳተፉዎ ዕጹው ኣኼባ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣብ ሳዋ ከምዘካየደ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብቲ ኣኼባ ኢሳይያስ ዘተኮረሎም ጉዳያት፣ ኩነታት ሰራዊትን ህሉው ኩነታትን ክኸውን ከሎ፣ ኣብ ሓይልታት ምልክኻል ኤርትራ
https://www.youtube.com/watch?v=Lp-Gajr7QWo&feature=youtu.be