Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ህጹጽ ሓደጋ ድንጋገ ኣዊጁ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ህጹጽ ሓደጋ ድንጋገ ከምዝኣወጀ ወግዓዊ መንግስታዊ መርበብ ሓበሬታ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዋልታ ኢንፎሬሽን ሰንተር ሓቢሩ። እቲ መርበብ ሓበሬታ፣ “ቤትምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ነቲ ሓይልታት ጸረ ሰላም ምስ ወጻእተኛታት ጸላእቲ ብምትሕብባር ምርግጋእ ንምዝራግ ዘለዓዓሉዎ ናዕቢ ንምቕልባስ”

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ህጹጽ ሓደጋ ድንጋገ ከምዝኣወጀ ወግዓዊ መንግስታዊ መርበብ ሓበሬታ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዋልታ ኢንፎሬሽን ሰንተር ሓቢሩ።

እቲ መርበብ ሓበሬታ፣ “ቤትምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ነቲ ሓይልታት ጸረ ሰላም ምስ ወጻእተኛታት ጸላእቲ ብምትሕብባር ምርግጋእ ንምዝራግ ዘለዓዓሉዎ ናዕቢ ንምቕልባስ” መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ስጉምቲ ከዝወሰዶ ድሕር ምጥቃስ፣ እቲ ናይ ህጹጽ ሓደጋ ድንጋገ ካብ ትማሊ 8 ጥቅምቲ 2016 ኣትሒዙ ኣብ ተግባር ምውዓል ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • haben October 11, 2016

    Amaniel garbage, why do not bring the voice of the opressed people of Ethiopia, until your master removed from power you will be serving it. Shame on you

POST A COMMENT