ፈጻሚ ኮሚተ ናይቲ ሰልፊ ሎሚ ሰሉስ 5 ሰነ ኣኼብኡ ኣብ ዝጀመረሉ ናይ ፈለማ መዓልቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ንህሉው ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዕምቆት ከምዝዘተየሉ ብምጥቃስ፡ ` እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጸንሐ ዘይምርድዳእ ኣብቂዑ፡ ኣብ መንጎ እዞም ክልተ ኣሓዋት ህዝብታት ነባሪ ሰላም ክፍጠር ጻውዒት የቕርብ` ኢሉ
ፈጻሚ ኮሚተ ናይቲ ሰልፊ ሎሚ ሰሉስ 5 ሰነ ኣኼብኡ ኣብ ዝጀመረሉ ናይ ፈለማ መዓልቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ንህሉው ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዕምቆት ከምዝዘተየሉ ብምጥቃስ፡ ` እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጸንሐ ዘይምርድዳእ ኣብቂዑ፡ ኣብ መንጎ እዞም ክልተ ኣሓዋት ህዝብታት ነባሪ ሰላም ክፍጠር ጻውዒት የቕርብ` ኢሉ
https://www.youtube.com/watch?v=moVjkWMXfr0&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=tB1yCYVooaI&feature=youtu.be
ብቀዳማይ ጸሓፊ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ሳልሕ ዓብደላን (ጁኑቢ) ኣብራሃምን ዝምራሕ ምስጢራዊ ኣኼባ ዋህዮ ምስ ቁንጣሮ ሕልና ዘይብሎም ብሕርያ ዝጸውዕዎም ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ተቐማጦ ከተማ ሸፊልድ ሎሚ ሰኑይ ካብ ሰዓት 19፡00 ምሸት ጀሚሩ ክካየድ ኣምስዩ። ንምግላጽ ገለ ካብኣቶም:- በረኸት (ታክሲ): ዳኒኤል (ታክሲ): ዓቢ ቈልዓን
https://www.youtube.com/watch?v=lOJ8nzelg8s&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=tVuZ7Q5Trz8&feature=youtu.be
Thirteen Eritrean asylum seekers were arrested Sunday after mass brawls broke out in Tel Aviv and Kiryat Malakhi between supporters and opponents of the Eritrean regime. 11 were arrested in Tel Aviv and two more were arrested in Kiryat Malakhi. Some of the brawlers suffered mild injuries and
https://www.youtube.com/watch?v=znq98-6kFTI&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=QBvftXr8KUg&feature=youtu.be
ኣብ ሕብረተሰብና፡ ብልምዲ ደላላይ ክብሃል እንከሉ፡ ንብረት ንምሻጥ፡ ንምግዛእን ንምክራይን ዝነጥፍን፡ ዕዳጋ ዝዋቅዕን ኣብ መንጎ ክልተ ሰብ ጉዳይ ምቅርራብ ዝገብር ውልቀሰብ ወይ ትካል’ዩ። ኣብ መዋእል ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ግን ሞያ ደላላይ መልክዑ ቀይሩን ካብቲ ንቡር ርሒቁን። ኣብዚ እዋን’ዚ እቲ ኩልና ንፈልጦ ደላላይ፡ ሰርሳሪ ዝብል ተወሳኺ
https://www.youtube.com/watch?v=3Ku5Ns_wuHk&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=OS7v92PNb-E
https://www.youtube.com/watch?v=K_lB2RW074Q&feature=youtu.be
Eritrea on Friday laid to rest Tsehaytu Berakhi, the woman known as Mother of Eritrean soul music. She was buried at the St; Mary’s Cemetery in the capital, Asmara. Berakhi died in exile in the Netherlands at the age of 79. Information Minister Yemane Meskel described
Andy Tsege was held in solitary confinement in Ethiopia after the authorities there accused him of being a terrorist. By Andy Hayes, news reporter A British national who spent four years on death row in Ethiopia has arrived back in the UK after being pardoned last month. Supporters
https://www.youtube.com/watch?v=s4qXprQ3fJk&feature=youtu.be
መዓልቲ ናጽነት ዘኪረያ ገለን ክዘላ ገለን ክበኽያ ገለን ክፍሰሃ ገለን ክጉህያ ሰብ ዘመን ክፍንጨሓ ሰብ ኣያ ኣዴታት ስውኣት ከእውያ የዒንትና ክንደይ ዘይረኣያ -------------------------------------------- እንቋዕ ስውኣት ኣይረኣኹም ‘ቶም ናጽነት ዘምጻኹም ንብዓት ኣዴታትኩም ዝደበስኩም ንመግዛእቲ ዝሰበርኩም ዘይ ኢድኩም -------------------------------------------- ተጠሊምኩም ተጠሊምኩም ብህግደፍ ዝብልዎም ርህራሀ ዘይብሎም ሓልዮት ህዝቢ ዘይብሎም ኤርትራውነት ዘይብሎም ከመይ፥ ከመይ ገሃነም ትቀበሎም ------------------------------------------- እወ ይርደኣኒ ‘ዩ: ይርደኣኒ ብመን ከምትሓስቡ ስንኩል ኤርትራዊ ከይረኸበ ዓስቡ ብጥሜት ከብዱ ተላጊቡ ዝኣረገ ክዳውንቲ: ለጋጊቡ ናጽነት ከብዕል ተቐሲቡ ዕረ ‘ንዳጣዓሞ: ዕረ ‘ንዳጣዓሞ ‘ወታ ከም ሰቡ ---------------------------------------------- ምድሪ ሃገረ ኤርትራ ጠላማት ጀነራላት ክዕንድርሉ ንብረት ሃገር ክዘምቱ ዘይጸዓርሉ ስንኩል: ከይረሃዎ: ከይበለዐ: ከይሰተ ዮሃና በል ተባሂሉ ናጽነት ኢሳይስ: በል ተባሂሉ ተምቤን: ሓዳስ ጸሎት ኮይና ‘ያ ዝብሉ ምስተቐልቀሉ ኣብኣ ይረኽባ ተዘይሉ ‘ተዘይ ኮይኑ ደቁውን ይስንክሉ ------------------------------------- ‘ታይ ደኣ ክገብር በለ ድማ ከምስል ሰጊኡ ተዘይበለ ከይቆስል ወይ ድማ ደቁ ከዕንግል ወይ መስገደል ኣብ ርእሲ ናጽነት: ተኾይጡ ገበል እዋይ ናጽነት ትረኽብዮ ትርጉምኪ ጠፊኡ ብኻልእ ተተኪኡ ጌሮምኺ ናይ ሳይበርያ ቀዝሒ 27 ዓመታት ራሃዋ ጽጋብ ፍትሒ ኢሎሙና እዋይ ሽርሒ ሰብ ተሾቕሪሩ ብፍርሒ ናጽነት ተሰሪቓ ብዘይ ዲግሪ ተመሪቓ ብዘይ ሓርነት ዓሪቓ በዞም እከይ ግብሪ ዘይናታ ቆርበት ምስ ለበሰት ዘይምሱል መሰለት ለመሰት: ሰንከለት: ተንከላበተት ስኢና ሓርነት --------------------------------------- ክቕየርዩ: ኣጆኹም ክቕየርዩ ትርጉም ናይ ናጽነት ድሕሪ ህግደፍ: ክትለብስ ‘ያ ለማጽ ቆርበት ናጽነት ቅኑዕ ትርጉማ ክትሽከም ረዚን: ሓቀኛ: ትርጉም ቀደም ‘ቲ ወርቃዊ ቀለም ንዘልኣለም! Simon G
https://www.youtube.com/watch?v=J92RVm11A5E&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=L1RVer-Cir8&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=ystZjgrs-L4&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=c83OeQe1DQY&feature=youtu.be
ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክህሉ ዘገደደ ምኽንያት ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ዓመጽን ፈጺሙ ምምሕያሽ ስለዘየርኣየ፡ ተልእኾ ፍሉይ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ኣብዚ ጽባሕ ዝኣቱ ወርሒ ሰነ ክሕደስ ዝተፈላለዩ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ዝኾኑ ማሕበራት ከምዝጸውዑ `ሳይት
Sightmagazine.com/World Watch Monitor Rights groups have called for the mandate of the UN Human Rights Special Rapporteur for Eritrea to be renewed in June. The human rights situation in the East African country has been monitored by the UN Human Rights Council since 2012, when it appointed
ጒንበት 30/2018 ብረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ህግደፍ መደረኻ ሰሚዕናዮ ናይ ለብዘበን ኣሕጽር አቢልካዮ ወያነ-ወያነ ገዲፍካዮ ጀማሚርካ ዲኻ ባይታ-ባይታ ዝተሓብአት እምኒ ከም ብርኲታ ከም ኣመልካ ክትጻወት ካርታ እንታይ ተርኽበ? ‘ተደለኻ ዓሻ ትጠባብር ‘ተደለኻ ኣንጊህካ ተዕገርግር እንታይ’ሞ ’ስኻ ዘይትገብር ‘ተደለኻ ነብስኻ ትጸርፍ ‘ተደለኻ ሃንደበት ተዕርፍ ናብ ቃሕ ዝበለካ ሕልፍ-ሕልፍ እንታይ ተርኽበ? መልሓስካ ረቒቑ ብወያነ እንታይ ድኣ ረኸብካ ለንቅነ ሕሹዂ ናይ ውሻጠ ናይ ክሽነ ተቐቢልካ ዲኻ ጋሻ ጸላም ህግደፋዊት
https://www.youtube.com/watch?v=VifTSzcJY9Q&feature=youtu.be
በይ ኤርያ ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ን መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብ 27 ግንቦት 2018 ብክብ ዝበለ ድምቀት ዘኪሩ ዊዒሉ። በይ ኤርያ ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ከቢድ ዋጋ ዝተኸፍሎን ውጽኢት ከርተትን ጻማን ህዝብን ተጋደልትን እምበር ናይ ህግደፍ በዓል ከምዘይኮነ ብምእማን ብሓባር ኮይኑ ከብዕሎ ካብ ዝጅምር
https://www.youtube.com/watch?v=vr12akFk3jA
The Moscow investigators opened a case concerning the storage of weapons against the Colonel of the Eritrean Defence Forces. This is reported by MK referring to the source. According to the edition, the African militant arrived in Moscow for an exhibition of helicopters, where he was to sign
ማሓመዶ ጋሳማ ዝተባህለ ናብ ፈረንሳ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝኣተወ ወዲ 22 ዓመት ማላዊ ስደተኛ፡ ኣብ ከተማ ፓሪስ ብዘይመሳልል ብቕጽበት ናብ ራብዓይ ደረጃ ፐላሶ ብምሕኳር ጫፍ መንደቕ ሒዙ ተንጠልጢሉ ናይ ዝነበረ ህይወት ወዲ ኣርባዕተ ዓመት ቆልዓ ካብ ምጽዳፍ ብምድሓኑ፡ ናብ ቤተመንግስቲ ፈረንሳ ተዓዲሙ ብ ፕረዚደንት ፈረንሳ አማኑዌል
https://www.youtube.com/watch?v=jcHS78ku8Jo&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?reload=9&v=PS_EqU-2L30&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=H-mayIk1MW0&feature=youtu.be
ምምሓው ኤርትራዊት ያታዊ ኣሃዳዊት (ተርሞኑክሌሳዊ) ቤተ-ሰብ፡ ቅጽበታውን ነባሪን ሓደጋ ንቐጻልነት ኤርትራ ከም ሃገርን ከም ሕብረተ-ሰብን ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.) ሕቶታት፡ ኣንበብቲ ቅድሚ ነዛ ጽሕፍቲ ምንባብ ምጅማሮም ክምልስወን ዝደልየን ሕቶታት ብምቕዳም ጽሑፎይ ክጅምር ይደሊ። ንሳተን ካኣ እዘን ዝስዕባ ኢየን፦ ሀ) ናይ መጀመሪያ መምህርካ/ኪ መን ነበረ/ነበረት? ለ)ሃገርካ/ኪ ትፈቱ/ትፈትዊ ዶ? መልስኻ/ኺ እወ እንተኾይኑ፡ ብኸመይን
https://www.youtube.com/watch?v=dY5l0dR34v8&feature=youtu.be
Regime critic Andargachew Tsege was seized during stopover in Yemen in 2014 A Briton who has spent four years on death row in Ethiopia after being abducted at an airport in Yemen has been pardoned. Andargachew Tsege, an opponent of the regime in Addis Ababa, first came to the
https://www.youtube.com/watch?v=1fI2GFPT94s&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=A6jK0FudXHM&feature=youtu.be
[gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/05/G-15-letter-to-Isaias.pdf"]
ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) - ግንቦት 26፡ 2018 ከምቲ ርትዓውን ፍትሓውን ትጽቢት ህዝቢ ኤርትራ፡ እታ ኣብ ዓርቢ፡ ግንቦት 24፡ 1991 ዝተጋህደት ብስራት ናጽነትን ባይታ ሓርነትን፡ ቅንያት 24 ግንቦት ቅንያት ትፍስህትን ብሩህ መጻኢ ተስፋን ክትከውን ነይሩዋ። ኣይኮነትን ግን። ህዝቢ ኤርትራ ንትጽቢቱ ዝድውን፡ ንተስፋኡ ዘጸልምት ዘይተጸበዮ መርገም
https://www.youtube.com/watch?v=Q31uJPaNXpQ