Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: Daily Program – News and Analysis, Thursday, May 31, 2018

https://www.youtube.com/watch?v=J92RVm11A5E&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Berhane June 1, 2018

    ዝኸበርካ ኣማኑኤል እያሱ ፣ መርበብ ኣሰና ፤
    ንኹሉ ኣገልግሎትካ ምስጋና ይብጻሕካ። ንነዊሕ ዓመታት ንመሰል ስደተኛታት ኤርትራ ክትማጎት ፤
    ንስቓይን ቃንዛን ኤርትራውያን ዓለም ክፈልጦ ስለ ዝገብርካ ሰናይ ተኻሓስ።
    ኩሎም ኤርትራውያን ድማ ወፈያኦም ከዕዝዙ ይጽውዕ ::

  • Berhane June 1, 2018

    ኣብራሃም የቐንየልና ንኹሉ ሓበሬታኻ:
    ሽም ኣሰጋገርቲ ጠለምቲ ወይ ተሓባበርቲ ናይቶም ሊብያውያን በዓል “ወዲ ሻም ፣ ኣማን ፣ ዓብዱሰላም ፣ ወዲ ሰሚር ፣ ኪዳነ …” ኢልካ። እዚ እኹል ሓበሬታ ኣይኮነን። ምሉእ ኣሻማቶም ፣ ዓዶም ዝዓበየሉ ከባቢ ይትሓበር። ጽባሕ ንግሆ ኣሻማቶም ስለ ዝቕይሩ።

POST A COMMENT