Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንወዲ ሓርበኛ ስውእ ማሩ ሃይለ፡ መንእሰይ ሑሩይ ማሩ፡ድሃዩ ጠፊኡና ዝራኣዮ ዓይኑ ይብራሕ

ንኹሉ ኣብ ስደት ዝርከብ ክቡር ህዝብና ብዘይ ዕድመ ፍልልይ ብዘይ ጾታ ፍልልይ ንኹሉ ሰላምታ እና ኣቕረብና ብምቕጻል ብወዲ ስዉእ ማሩ ሃይለ መንእሰይ ሑሩይ ማሩ ሃለዋቱ ስለ ዝተፍኣና ቤተሰብ ከቢድ ሻቅሎት ስለ ዘለና ኤርትራውያን ኣብ ዝተፋላለየ

ንኹሉ ኣብ ስደት ዝርከብ ክቡር ህዝብና ብዘይ ዕድመ ፍልልይ ብዘይ ጾታ ፍልልይ ንኹሉ ሰላምታ እና ኣቕረብና ብምቕጻል ብወዲ ስዉእ ማሩ ሃይለ መንእሰይ ሑሩይ ማሩ ሃለዋቱ ስለ ዝተፍኣና ቤተሰብ ከቢድ ሻቅሎት ስለ ዘለና ኤርትራውያን ኣብ ዝተፋላለየ ኩርናዕ ዓለም ስለ እንርከብ ገለ ኣይ ፍለጥን ዝራኣዮ ሓበሬታ እንተ ረኸብና ካብ ዝብል ሓሳብ ተበጊስና ዝራኣዮ ዓይኑ ይብራህ እና በልና በዚ ዝስዕብ ኢመል ኣድረስ ጊርኩም ክትሕቡሩና ብትሕትና ንውከስ ኣለና ቤተሰብ መንእሰይ ሑሩይ ማሩ ሃይለ።

ኢመል ኣድርስ ……> harnetnabqalsna@aol.comኣብ ቦታ ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ምስ ኣተወ ተራኺብናዮ ኔርና ብቴሌፎን ንገለ ውሑዳት ማዓልትታት ዳሓር ግን ድሃዩ ጠፊኡና በታ ንራኸበላ ዝነበርና ቴሌፎን ክንረኽቦ ኣይ ካልናን ብሻቕሎት ተዋሒቱ ቤተሰብ ዝራዮ እንተሎ ሓደራ በዛ ኣብ ላዕሊ ተጻሒፋ ዘላ ኢመል ኣድረስ ክትሕቡሩና ንውከስ ኣሎና ስድራቤት ሑሩይ ወዲ ሓርበኛ ስውእ ማሩሃይለ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT