ብ ኣጋጥሚ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ን ተቓላሲት ኤርትራዊት ዜጋ ብ ዓቕመይ ሕጽር ዝበለት ግጥሚ ንከበርክተላ ካብ ውሽጢ ልበይ ዝፈልፈለ ሓጎስ ይስመዓኒ ብፍናና ከኣ ይኾርዕ:: ኤርትራዊት ዜጋ ኣብ ጊዜ መግዛእቲ ከም ኩሉ ኣባል ሕብረተሰብና ክትጭቆንን ክትምዝመዝን ናይ ግድን ነይሩ:: እንተኾነግን ናታ ጭቆና ፍሉይ ዝገብሮ ኩነት ኣሎ ንሱ
ብ ኣጋጥሚ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ን ተቓላሲት ኤርትራዊት ዜጋ ብ ዓቕመይ ሕጽር ዝበለት ግጥሚ ንከበርክተላ ካብ ውሽጢ ልበይ ዝፈልፈለ ሓጎስ ይስመዓኒ ብፍናና ከኣ ይኾርዕ:: ኤርትራዊት ዜጋ ኣብ ጊዜ መግዛእቲ ከም ኩሉ ኣባል ሕብረተሰብና ክትጭቆንን ክትምዝመዝን ናይ ግድን ነይሩ:: እንተኾነግን ናታ ጭቆና ፍሉይ ዝገብሮ ኩነት ኣሎ ንሱ
ንሕና ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ነዛ ብዓለም ደረጃ ንመበል102 ዓመት እትኽበር ዘላ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ክነብዕል ከለና፤ ኣብ ደቂ-ኣንስትዮ ንዝበጽሐን ዝበጽሕ ዘሎን ጾታዊ ጭቆናን ኣግላሊ ኣሰራርሓን ማእከል ብምግባር ጥራይ ዘይኮነ፡ ወጽዓና ኣካል ኣምሳል ናይ’ቲ ዝበዝሐን ብቐጻሊ ብህግደፍ ዝሳቐ ዘሎ መላእ ሕብረተሰብናን ምዃኑ ብምግንዛብ፣ ናይ ኩሎም ውጹዓት ወገናትና መሰረታዊ
ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ በይ- ኤርያ፡ ዕማማት ሃገራዊ ባይቶ ንምትግባር፡ ምስቲ ደላይ ለውጢ ዝኾነ ህዝብና ክንዝቲ፡ ንዕለት 10 መጋቢት 2012 መዲብና ኣሎና። ኹሉ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ንውድቀት ህ.ግ.ደ.ፍ ንምቅልጣፍ፡ ንመደባት ሃገራዊ ጉባኤ ከም ቀዳማይ ዕላማኡ ሰሪዑ፡ ንኽነጥፍን ብዘለዎ ዓቕሚ ከበርክትን፡ ኣብዚ ኣኼባ
Ykuno Bahta, March 05, 2012 8 መጋቢት ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ ኻብ 1910 ጀሚሩ ኻሳብ ሕጂ ማለት 2012 ንመበል 102 ዓመታት ይበዓል ኣሎ። ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂኣንስትዮ ንክብርታትን፡ መሰልን፡ ፍትሕን፡ ጸቕጥን ደቂንስትዮ ንምሕላው ተመስሪቱ። ኣብ መልእ ዓለም እካ እንተዘይበልና ደቂኣንስትዮ ኣብ ብዙሓት ሃገራት መሰለንን ኽብረንን ረኪበን እየን። ብፍላይ
ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ ንዲሞክራሲን ለውጥን ሓጺር መግልጺ ዳግማይ ኣደቡሓ፡ ኣቐዲመ ነቲ ዝተገብረና ክብርን ልግስን፡ ብህዝቢን ብመንግስትን ኢትዮጵያ ከመስግን ይፈቱ፡ ዝተገብረ ኣገባብ ጭዉነትን፡ ስነ ስርዓትን፡ ምቕሉልነትን፡ ትሕትናን፡ ፍቅርን፡ ፍሽኽታን፡ ንኸተመስገን ቃላታት ዘይርከቦ ሕውነት ዝመልኦ ብምንባሩን መሰታ ዘይብሉ ከበሬታ ንኣንበብቲ ክገልጽ ይፈቱ፡ ናይ ሕዝቢ ሃዋሳ ጉባኤ ተፈጺሙ
ብገዛኢ ኪዳነ ስምዕዎ እዚ ድምጺ ስምዕዎ’ዚ ኣውያት ኣብ እንዳዓለቦና ኣሎ መሪር ብኽያት፡ ወያ ኣደይ ሓዚና ንዓይ ዝወለደት ኣነ ፍረ ማህጸና ሰፊረ ኣብ ስደት። ወደይ ጓለይ ኪትብል ዘይሙሱል መሲላ መልክዕ ጥራሕ ኮይኑ ስልማት ማሕዘላ፡ ከም ዘይወለደት በይና ተኾርምያ ሰላም ስኢናታ እታ ትምነያ። መርዓ ውላዳ ክትርኢ ዝነበራ ሃረርታ ትምኒት ጥራሕ ኮይኑ ገዛ ሓርቢታታ፡ ጓለይ ወደይ ክትብል ናፍቖት ቀለባ ብሚሒር
ባይቶ ሰሚዔ ብድሙቕ ኣጣቒዔ ሓቂ መሲኦሉኒ ተሓቢነ ኮሪዔ ጎየሉ ደኺመሉ ዘብዘብ ኢለ ለፊዔ ኮሚሽን ዋኒኑ ምስ ኣብቅዔ ብስራሕ ብሞያ ንኪዳን ምስ ኣቃልዔ ኩሉ መሰሎ ሽግርና ዘብቅዔ ጸባ ሰትዩ ኔሩ ደም ዝነብዔ ። ደግሲ መጺኡ ሕጂ አለኹ ኢሉ ኪዳን በዝን ባይቶ በትን ኣንቆራ ዝርጋን ንተኣከብ ሓደ ንኹን ንዝበለ ምዉጋን ደቂ ሰብዓ ሕደጉ ይሕሸኩም ቁርባን ንስኹም ከፊኤኩማ ሃገር
ኣብ እስራኤል ቴልኣቪቭ ዝነበረት እንዳ መድሃነኣለም ቤተክርስትያን ብፖሊስ እስራኤል ብምዕጻዋ ትማሊ ሰንበት 4 መጋቢት ኣገልግሎት ቤተክርስትያን ክትህብ ከምዘይከኣለት ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። እታ ብቐጥታዊ ምትእትታው ስርዓት ህግደፍ ካብ ኣስመራ እትመሓደር ዝነበረት ቤተክርስትያን፡ ምንጪ ኣታዊ ገንዘብ ስርዓት ህግደፍ ጥራይ ዘይኮነ፡ እንተላይ ምንጪ ግርጭት ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን
ቀብሪ ሓደ ሰብኣይ ወይስ መሰል 4 ምልዮን ህዝቢ? ኣብ ዓለም ዘለው ዲክታተራት ሓደ ንኹሎም ዝገዝኦም ባህርይ ኣሎ። ንሱ ድማ መሰል ህዝቢ ኣየኽቡሩን፡ መሰል ውልቀሰባት ኣየግድሶምን፡ ልዕላውነት ሃገርውን ኣይንታዮምን። እታ ቀንዲ እተገድሶም ስልጣኖም ኢያ። ብስልጣኖም ዝመጾም ዝኾነ ስጉምቲ ክወስዱ ድልዋት ኢዮም። ኢሳያስ ብፍላይ ሕልፍ ዝበለ ጨካን ኢዩ። ናይዝጊ
ካብ ጉሁይ ኣባል ማሕበረኮም- መ. ተስፋጽዮን ብዛዕባ ንምንታይ ማሕበረኮማት የድልያና ንዝብል ዳርጋ ኩላትና ብሳላ ሕሱም ተምክሮታት ስደትና ኣዕሪና ዝተገንዘብናዮ ይመስለኒ። ቀደም’ሲ ንደቅና ቃንቃኦምን ባህሎምን ብዓቢኡ ድማ ኤርትራዊ መንነቶም ከነውርሶም ዝብል ኣተሓሳስባ ጥራሕ ከም ቀንዲ ምኽንያት ኣድላይነት ምትእኽኻብና ገይርና ክንወስዶ ድጸናሕና ይምስልኒ። እዚ ድማ ካብቲ ካብ
ውምቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ሎሚ 4 መጋቢት ንደገፍቱ ዓዲሙ፡ ብመሪሕነት ኣብ ጀነቫ ዝመደበሩ ወካሊኡ ሽለሺ እድሪስ፡ ኣብ ዋና ከተማ ስዊዘርላንድ፡ በርን፡ ከካይዶ መዲቡዎ ዝነበረ ኣኼባ፡ ብመኸተ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ከይተጀመረ ፈሺሉ ከምዝተረፈ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ነቲ እኼባ ንምቅዋም ካብ ትሽዓተ ካንቶናታት ስዊዘርላንድ
ብ.ኣበባ ኣብርሃ፡ ቶሮንቶ ካናዳ 04/03/2012 እዞም ዓድና ዘይብሎም ሓቦ ኣብ ደጊኡዶ ይትረፍ ወዲሓወቦ፧ ዞም ዓድና እዞም ዓያሹ ኣይመለሱ ዲዮም ዝብሉ ነቶም ዝገሹ፧ ዞም ዓድና እንታዩ ጎዶም፧ ንቡር ቀብሪ ዝኸልኡ ንወዲ ዓዶም፡ እዞም ዓድና ክብሎም ወይሌኹም! ሎሚ ንኻልእ ኣሎ፣ ጽባሕ ንዓኹም፡ ኣብምንቲምንታይ እዚ ኩሉ ኣብያ፧ ተረኛኮ ኣይትብልን ኳሕኪሓ ኣትያ የእጋሩ ዝብኢ እንዳበልዖ፡ ዝበለ ድሓን ጽባሕ ድማ ኣካሉ ኩላ
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/03/Church_Demo_GR.pdf[/embed]
ተኽለዝጊ ሓጎሰ (በርሜንግሃም) አብ ዓለም መሰል ደቂ አንስትዮ ከይተኸበረ ንብዙሕ ዘመናት ደቂ አንስትዮ ማዕርነተን ከየተረጋገጽ አብ ትሕቲ ጽላል ደቂ ተብዓትዮ ጥራሕ ክነብራ ክምዝኽእላ ተጊሩ ክርኣይ ጸኒሑ። ደቂ አንስትዮ አብ ከቢድ ዕዮ ገዛን ምውላድን ምእላይ ስድራ ከምኡ ድማ አዝዩ አህላኺ ብዙኸነ ስርሓት እናተጸምዳ ማዕርነተን አብ ፖለቲካውን ባህላውን
ሬሳ ናይዝጊ ክፍሉ ኤርትራ ከይዱ ከይቕበር ተኸልኪሉ ዝብል ወረ እንሆ ወርሑ ሒዙ። ካብ ሕድሪ ስውኣት ዝጠለመ ከሓዲ ሰናይ ምጽባይ ካብ ዝቐብጽ ዛጊት ልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት’ካ ኣቑጺረ እንተኾንኩ ከምዚ ዝኣመሰለ ሕሱር ተግባር ዋላ ካብቲ ብቱኽ ተባሂሉ ዝፍንፈን ስሑው’ውን ኣይተጸበኹን። እቶም ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘለዉ ሓለፍትስ ኣብ ከባቢ’ቲ
ጅግና ኔርካ ተቓላሳይ ተባዕ ኔርካ ተኳሳይ ኣብ ዓውዲ ኲናት ቀላሳይ ዘይተዋላዋላይ ንቕድሚት መራሻይ ኣብ ባሕሪ ኤርትራ ሓምባሳይ ንህይወትካ ዘይትንሕፍ ክሓልፍ በሃላይ ኣብ ክንዲ ብጻዩ ዝውፈ ዘላላይ ታሪኽካ ተለዊጡኒ እንታይ’ዩ ወሪዱካ ሎሚ ኩነታትካ ገሪሙኒ ጋህዲ ዲዩ ሕልሚ ርእስኻ ኣድኒንካ ፈዚዝካ ብጣዕሚ መዐንዘዚ ዲዩ ተገይሩልካ ወይስ ዘልሚ ተዳሂልካ ዲኻ ወይስ ሞይትካ ውሒጡካ ሰልሚ ደምበርበር እምበር ኢልካ ከም በዓል ጋህሚ ሎሚ
ተስፋማርያም ወልደጊዮርጊስ 03/03/ 2012 Norway እዞም መንሽሮ ሃገር መንሽሮ ህዝቦም ብጡሙዩ ዝምሕሉ ዝጸገበ ኣምሲሎም ዓዲ ንክመላለሱ ህግደፍ ከይኽልክሎም ዘየለ ዘውርዩ ድኹማት ሸየጥቲ ሕልናኦም ብህግደፍ ሪዒዶም ንህዝቦም ዝኸሓዱ ብደገን ብውሽጥን ንዑቓት ዝተዋረዱ ተቕትሉናለኹም እናተባህሉ ዘይፈግዱ ፍንፉናት ብህዝቦም ኣብ ዝኸዱ ተኸዱ እምነቶም ዘርሓቑ ፈራሓት መንደላሓቕቲ ንጥቕሞም ዝሓልሙ ብመዓቲ ብለይቲ ቆራዲድ ስሚ ሃገር መርዛማት ዓዘቕቲ ጥዑያት ዝመስሉ ናይ ጸልማት ሰለይቲ ህግደፍ ዘዋፈሮም
ኤርትራዊት ኣደ ባዓለልቲ ድርብ ጊደ፡ ትዋጋእ ከምሰራዊት፡ ትወልድ ትዝምድ ከም’ደ። ናይ ገዛኣ ዘዉዲ፡ ናይ ሃገራ ዕርዲ፡ ናይ ሞራል ማኣዲ። ኤርትራዊት ምጭዉቲ ምልክዕቲ፡ ወዘሪት ኣፍሪቃ ዓይኒ ከዋኽብቲ፡ ሰፊሕ ልቦንኣ ተማኽር ተዛቲ። ጅግና ሓፍተይ ኤርትራዊት፡ ብረታ ተሓንጊጣ ኣብ በረኻ ዝሐደረት፡ ሞራል ተጋዳላይ ዝደረበት ዝደርዔት። ቁልቁለት ወሪዳ ንዓቐብ ትደግም፡ ኒሕ ዝቕናታ ዘይትደክም፡ ናብ መስዋእቲ ትጎዪ ትቕድም። ናብ ታንክታት ዝደየበት ነብሪ፡ ግንባር ጊንዳዕ ዉዒላቶ ወፍሪ፡ ጎልጎል ኣምሁር
Chris Guillebeau Sitting in the Madrid airport cafeteria, I contemplated two recent challenges in travelling the world. The first was completely my own fault - in planning back-to-back trips to Eritrea and Chad, I had confused the date. When your flight leaves around midnight or arrives
ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኵነታት ንስርዓት ህግደፍ ኣዝዩ ዘሰክፍን ዘፍርሕን እናኾነ ይኸይድ ኣሎ። ስለዝኾነ፡ ህግደፍ ብዝከኣሎ ክቈጻጸሮ ይፍትን ኣሎ። ነቲ ጕዳያት በብሓደ ንርኣዮ። - ኣብ ሰራዊት ዘሎ ሓይሊ ሰብ ብብሄረ ትግረ ጥራይ ስለ ዝተዓብለለ፡ መራሕቲ ሰራዊት ከምቲ ልሙድ ብትግርኛ ኣኼባ ክመርሑ ስለ ዘይከኣሉ ኣኼባታት ብትግረ ክካየድ ኣለዎ
By BRITTANY PENLAND - McClatchy Newspapers CHARLOTTE, N.C. - As a daughter of freedom fighters from East Africa, Meron Fessehaye understands the importance of independence, she said. Her father, an Eritrean native, volunteered as a medical aide, helping Eritrean wounded during the fight for independence from Ethiopia.
ረሳዕቲ እንዲና ናጽነት ጥራይ-------- እሞ ትምጻእ ረፈረንዱም--------------እሞ ይወዳእ ቅዋም -----------እሞ ይጽደቕ ሽዑ ጉሒላ ------ኽጭፍለቕ ክብሃል ድሕሪ ምጽናሕ ኣሳቢብካ ኩናት ምስ ጎረበትካ ምኽፋት ልብኻ ብኽፋእ መሊእካ ምሽፋት፡፡ ሕጂ ድማ ሓዲሽ ጭርሖ ኩናት እሞ ደው ይበል ዓቃቤ ሰላም እሞ ይእተው ዶብናሞ ይተሓንጸጽ ብድሕሪኡኸ ዓለም ዘርያትና ወያኔ መኻልፍ ጌሮምልና ኣሜሪካ ተጻቢኣትና ሕብረት ኤውሮጳ ስቕ-ኢሎም ርእዮምና ሕብረት ኣፍሪቃ መአከቢ ዘይጠቕሙ ኮይኑና እምበር ንሕናስ---- ጽዒርና--ለፊዕና ብምግቢ ነብስና ክኢልና ጥሜት የልቦን
By Scholarios Gennadius The rightful occupant of the Episcopal throne of the Eritrean Orthodox Tewhado Church is widely known to have been unlawfully detained in an undisclosed location within the general confines of Amasra, Eritrea for approximately 7 years and an uncanonical claimant has been occupying
BY AMARE GEBREMARIAM GEBRE “If we no longer treat the dead with dignity what hope is here for the living” Condolences to the family of Naizgi Kiflu that is to his wife, his son and daughter and relatives. People say that you can measure how civilized a country
ተበግሶ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን e.V Initiative Eritreischer Frauenverein in Deutschland e.V 8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ን10.03.2012 ፍራንክፎርት ጀርመን 8 መጋቢት ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ፣ ኣካል ናይቲ ንሰብኣዊ ክብርን ፍትሓዊ ስርዓት ንምትካልን ኣብ መላእ ሕብረተ ሰብ ዓለም ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎን ቃልስታት ኢዩ ። 8 መጋቢት
ወየ ወየ ብስማይ ይምሓርካ ወይ ናይዝጊ ክፍሉ ወየ ወየ ብስማይ ይምሓርካ ወየ ናይዝጊ ክፍሉ ወዮ ዶ ክብለልካ ወዮ ናይዝጊ ክፍሉ ከምዚ ናትካ ክንደይ ዘይበደሉ ናባኻ መጺኡ ተጠቕሊሉ ሓመድ ዓዲ ሲኢንካ ብቐሊሉ ሽማግለ የለን ዓገብ ዝብሉ ብሓደ ሰብ ኩሎም ክታለሉ ገበል ከይውሕጦም ዝተዳህሉ። ወየ ወየ ወየ ሓደ ነገር ክሓትት ናይ ግዲ እንታይ ወሪዱኩም ምስዚ ወዲ ኢድን ጓንትን
ኣብ ዝሓለፈ 11 ለካታቲ 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ ማንቸስተርን ከባቢኣን ዝርከቡ ግዱሳት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን መንእሰያት፡ “ስቕታ ማንቸስተር ይሰበር” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዕዉት ኣኼባ ከምዘሰላሰሉ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። መብዛሕትኦም እቶም በቲ ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝምኽነ ገደብ ዘይብሉ ባርነት ዘስካሕክሑ መንእሰያት፡ ኤርትራ ሃገርና ኣብ
(CNN) -- After seeing his three-decade rule come to an end, Yemen's former president, Ali Abdullah Saleh, will leave the country for Ethiopia this week, ruling party officials said Monday. Saleh returned to Yemen just days ago. However, he was under increased pressure to leave, as
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/02/Knanan.Mnanan.pdf[/embed]
An asylum seeker from Eritrea has been living and working legally in Israel – but is continuously denied a discounted electronic bus pass because she has no passport or formal identification card. The Transportation Ministry refuses to recognize her government-issued visa and claims this ‘technical
Strasbourg rules Italy's practice of intercepting boat migrants from Africa and handing them over to Libya was illegal Antoine Buyse for the ECHR blog, part of the Guardian Legal Network Last week the Grand Chamber of the European Court of Human Rights delivered judgment in an important
ዘካርያስ ክብረኣብ ዝተባህለ ወዲ 28 ዓመት ኣብ ጀርመን ዝቕመጥ መንእሰይ ፡ ካብ ኤርትራ ኣትሒዙ ብምድረበዳ ሱዳንን ሊብያን ማእከላይ ባሕርን ጥሒሱ ንጀርመን ቅድሚ ምእታው ዘጋጠሞ ናይ ባህርን ናይ ሰብን ተጻብኦታትን መስገደልን ኣጻምእን ዝገልጽ መጽሓፍ ብቋንቋ ጀርመን ኣሕቲሙ ንዕዳጋ ኣውሪዱ ኣሎ፡፡ እዛ ብመንእሰይ ዘካርያስ ዝተሓትመት 400 ገጻት ዝሓዘለት
መንእሰያት ኤርትራ ብዘርእይዎ ዘለዉ ናዕብን ጎስጓስን ብምስጋእ ኣብ ፍራንክፈርት ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ቆንስል ኤርትራ፡ ንሽማግለታትን እሙናት ኣባላት ህግደፍን እንተዘይኮይኑ፡ ንካልእ ንዝኾነ ይኹን ኣካል ከምቲ ልሙድ ማዕጾ ክፉት ከምዘይኮነን፡ ብፍሉይ ፍቓድ ጥራይ ከምዝእቶን፡ ካብ ፍራንክፈርት ዝተረኽበ ሓበረታ ገሊጹ፡፡ ናይ ፍራንክፈርት ቤ/ጽሕፈት ብፍላይ ሎሚ ነዚ ስጉምትዚ ዝወሰደሉ ምኽንያት፡
ኢሳያስ ስለምንታይ ምስ ሬሳ ናይዝጊ ክፍሉ ጥምጥም ገጢሙ ከም ዘሎ ነቶም ዝቃወሙ ዘይኮነ፡ ዝያዳ ነቶም ኣጣቓዕቲ ኢሳያስዩ ገሪሙዎም ዘሎ። ስለምንታይ እንተ በልና፡ እቶም ንኢሳያስ ፎእ! ኢሎም ዝኸዓቡዎን ዝፈንፈኑዎን ሰባት፡ ክንዮ’ዚ ሕጂ ዝገብሮ ዘሎ ሓጢኣት ዝኸይድ ገበናት ከም ዝፈጸመን ገና’ውን ክፍጽም ከም ዝኾነን ድሮ ተጋሂዱሎም’ዩ። እቶም
ለንቅነ፡ ሓደ መሳጢ ድራማ፡ ኣብ ቅድሚ የዒንትና፡ ክፍጸም ረኣና። ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ [ናይ እዝጊ ምባሉኳ የሰክፍዩ፡ ናይ ኢሳያስ/ናይሳያስ ምባሉ ይቀለል] ፈትሊ ሂወቱ ተበጣጢሳስ፡ ስግኡን ትንፋሱን ምስ ተፈልየት፡ ወያ ኣይኡ ኢሳያስ፡ ሬስኡ ኣይተርኢዩኒ፡ ኣሻፈረኝ! ክብል ረኣናዮ። ነቲ ድራማ መታን ክጥዕም ድማንስ፡ ወያ ትንፋስ ናይዝግስ፡ ኣብ ዓባይ
ከምቲ ኣብ ናይ ኤርትራውያን ተቃወምቲ ማዕከናት ዜና ዝግለጽ ዘሎ ኣነውን ንናይ ሞት ዕረፍቲ ናይዝጊ ክፍሉ እታ ዝዓረፈላ ምዓልቲ ብሰኑይ 6 ለካቲት ሰሚዔ። ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ናይ ሓላፊ ፓለቲካዊ ጉዳያት ህ.ግ.ደ.ፍን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቅን ኣቶ የማነ ገብረኣብን ምስ መንግስቲ እንግሊዝ ንክራኸቡ ኢሎም