http://www.youtube.com/watch?v=ZJxgf4tDXMA&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=ZJxgf4tDXMA&width=200&height=200
ብዕለት 06/19/13 መዓልቲ ሰማእታት ብድምቐት ተዘኺሩ ኣምስዩ እቲ ብደንበ ተቓውሞ ዝተዳለወ መደብ ዝኽሪ መጀመርታ ንሰማእታት ዝዝኽሩ ዝተፈላልዩ መዝሙራትን ናይ ዝኽሪ ደርፍታትን እዩ ተጀሚሩ። ቐጺሉ መንእሰያት ኣቦታት ኣደታት ሽምዓ ብምብራህ ነቲ ኸባቢ ንደቓይቅ ዘሬሞ፡ቐጺሎም ብሓባር ብምኽባብ ንደቓይቅ ናይ ሽምዓ ዘክሪ ገይሮም ፡ብድሕሪኡ እቲ መደብ ብምቕጻል ብመንእሰያት ዝቐረቡ ዝተፈላልዩ ንትርጉም
Rhuba is from Eritrea, a small, impoverished East African nation led by a man the American ambassador called an “unhinged dictator,” who was described as “cruel and defiant” in classified cables made public by Wikileaks. In 2006, 1,348 Eritreans who fled their government crossed the border
ብዛራ ደምኩም ጸረርታ ኣንጉዕኩም ፍሰሃ ሓጎስ ነጒዑ ጩራ ብርሃን መስዋእትኹም ንሰማያዊ ህዋ በሲዑ እንተ 'ቲ መላኺ ግን መስዋእትኹም ረሲዑ ንማሕላኹም ረጊጹ ከዲዑ። ብዝመኸኽኩሞ ጸሓይና መሊኣ በሪቓ ደስታ ዓሲሉዋ ኤረና ምሒር ወቂባ ጸቢቓ እንተ 'ቲ ኣረሜን ግን ንግምጃ ግርመኣ ጸሊኡዎ ጸሊም ሕብሪ ቀቢእዎ። ብዛራ ደምኩም ሰውሒ ሻኻ በቚሉ ህዝብና ዓሊሉ ዘውዲ ናጽነት ኣኽሊል ተቀቢሉ እንተ 'ቲ ተካል ግን ንሓርነት ጓዕጺጹ ቀቢሩ ናብ ባርነት ቀይሩ። ብሽያኽ ደም
http://www.youtube.com/watch?v=zzPinn-AcKI&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=yvNLs53Synk&width=200&height=200
ኣብዚ ግዜ ‘ዚ ሓደ ንሕልና ዘለዎም ኤርትራውያን ወትሩ ዘጨንቕ ሕቶ፣ ንሕና ኤርትራውያን ሓባራዊ ዕላማ ሓንጺጽና፣ ብሓድነት ነብስና ንምድሓን ለውጢ ንምምጻእ፣ ካብዚ ዝወርደና ዘሎ ስቅያትን መከራን ንላዕሊ ዝብእስ እንታይ ዓይነት ውድቀት ንጽበ ከምዘለና እዩ። ኣብዚ እዋን’ዚ፣ ኤርትራዊ ዘይሰኣኖ መሰል፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ዘይወረደ በደል ሃሰስ ኢልካ
ኩሉ ዝበልዖስ ቁራዕ ትሓሮ ተባሂሉ: መግዛእቲ ኣባሪሮም መላሲ ዘይብሉ: ጀጋኑ ሓሊፎም ህዝቦም ክሓልፈሉ; ቀሲኑ ኪነብር ኣብ ፍትሒ ኣጽሊሉ! [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/06/semaetat_Ogba.pdf"]
ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስርዓት ህግደፍ ዑስማን ሳልሕ ካብ ውልቀመላኺ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ መራሒ ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር ዝተሰደ ፍሉይ ልኡኽ ንምብጻሕ ጽባሕ 20 ሰነ ናብ ጁባ ክኣትዉ ምዃኖም እምኑናት ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ትሕዝቶ
ብምኽንያት ቅነ ናጽነት ብስርዓት ህግደፍ ናብ ስዊዘርላንድ ተላኢኹ ምርኢታት ከካየድ ዝቐነየ ውሩይ ኤርትራዊ ደራፋይ መንእሰይ ሮቤል ምኪኤል ንስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ ዑቕባ ከምዝሓተተ ተፈሊጡ። ሮቤል ምኪኤል ሓያለ ዜማታት ትግርኛ ዘቕረበ ሰፊሕ ህቡብነት ዝነበሮ መንእሰይ ስነጥበበኛ እዩ። ቀቅድሚኡ ኣብታ ብስርዓት ህግደፍ ንፕሮፖጋንዳ ዝተላእከት ጉጅለ ዝነበረ ውሩይ ደራፋይ ቢለን ኤልያስ
ጀጋኑ ሰማእታት ትሰምዑዶ ኣለኹም ሰብ ሕድሪ ጠሊሞም ዕላማ ራኢኹም ቅሳነት ስኢኑ እቲ ለዋህ ህዝብኹም ጌና ኣሎ ይሳቐ ቀጻሊ ብድሕሬኹም! ብስደት ጠፊኦም ኣሕዋትኩም ደቅኹም ወላድ መኻን ኮይኖም ይዋእ ወለድኹም *ጻኦት ተኸሲቱ ባዲሙ ደንቤኹም *ብብዝሒ ምስዳድ *ኣውቶክራት ፈጢሩ ክቡር መስዋእትኹም! *ዉልቀ መላኺ ኣብ ሓራ ሃገራ ብሓጐስ ስሒቓ ሰላም ከይትነብር ብደቃ ማምዩቓ ሕሰምን መከራን መሪሩ’ቲ ጭንቃ ምጻሩ ስኢና በዚሑ ጭፍለቓ ኣደ ጸልሚቱዋ
እወ፡ ብርግጽ ንዘይመውት መድሃኒት ኣለዎ! እምበር ኣስከሬን ናይዚንርእዮ ዘለና ህጻን መንእሰይ መሪሕ ፍትዊስ ብርግጽ ኣብ ድም ጹ ይራአየና ነይሩ። መዓስ ኣስከሬኑ ጥራይ፡ ብቐንዱ‘ምበር ብሰሪ ደላሎ ፖለቲከኛታት ሃገርና ዉልዶ ኣካላቱ ተተመዝሒቑ ክሽየጥ፡ ብሰንኪ‘ቶም ኣዒንቶም ብዶላር ዝዓወረ ኣብሶርያን ሊብናንን እናተዛወሩ ኣቐዲሞም ብመሸጣ ኩሊት ናይተን ብሂወት ተሪፈን ጸገማ
ክሳብ ሕጂ ስርዓት ህግደፍ፡ ብድሌት ወይ ግዴታ ኣብ ውራዩ ክትሳተፉ ኣብ ዘይትኣምንሉ ንጥፈታት ክትዋስኡ ከገድደኩም ጸኒሑ። ንስኹም ከኣ፡ እንተስ ብፍርሒ ወይ ጉርሒ ዝተሓተትኩሞ ክትገብሩ ጸኒሕኩም። ብ2 ሰነ፡ ነቲ ካብ ዲፕሎማስያዊ መዝነቱ ወጻኢ ብምሕላፉ፡ ናይ ካናዳ ሕጊ ብምጥሓሱ ከምኡ ውን ብው.ሕ.ሃ. ዝተበየነ ሕጊ ብምርጋጹ፡ ካብ ካናዳ ዝተጠረዘ
ቀቢረዮ/ያ በሉኒዶ ኢላትኩም ኣደይ፧ተወኪሳዶ መውጋእተይ ኣብ እግረይ ኣብ ኢደይ፧ክትሕበን ብዉሉዳ ከተበስር ኣዝማደይ፡ተቐቢላቶዶ መስዋእተይ፣ ከምዘይኮነ ነደይ ዘይንዓደይ፡
[caption id="attachment_11975" align="alignleft" width="640"] Photo by Dan Connel[/caption] እዚ ኣብ ስእሊ እትርእዩዎ ዘለኹም፣ ካብ ሸገራብ ብራሻይዳ ተጨውዩ ናብ በደዊን ሲናይ ድሕሪ ምሻጡ ኣብ ሓደ ምስጢራዊ ማሕዩር ንሓያለ ኣዋርሕ ከም ሳምና ክሓቅቕ ዝጸንሐ፣ ምስቶም ኣብዚ ሳልስቲ ብዜና ዝነገርናሎም 12 ግዳያት ንስክላ ዝደሓነ፣ መሪሕ ፍትዊ ዝብሃል ወዲ 15
http://www.youtube.com/watch?v=TUPmdTYvfwY&width=200&height=200
ብዙሓት ሃገራት ዓለምና ምርጫ እንታይ ሙዃኑ ዘይፈልጣን፡ ቅዋም ዘይነበረንን እንከለዋ፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ 26 መጋቢት 1952ን ሃገራዊ ምርጫ ወከልቲ (ባይቶ) ከመዝገበረን፡ 10 ሓምለ 1952 ድማ ቅዋሙ ከም ዘጽደቀን፡ ነፍሲ ወከፍና ክንዝክሮ ኣለና። ቅዋም ዓዲ እንግሊዝ፡ ሱዕድያ ዶ ምርጫ ኬንያ ዶ ዚምቡዋበ ዘይኮነስ፡ ቅድም ቀዳድም ክንሕበነሉ፡
ንስዉኣትና ብኸመይ ንደብሶም?? ካብ ድሮ ናጽነት ኣትሒዙ በቲ “ኤርትራ ሕድሪ ስዉኣትና እያ፡ ስልጥንትን ብልጽግትን ኤርትራ ምፍጣር ድማ ደበስ ስዉኣትና፡” ብዝብል ናይ ህግደፍ ምስሉይ ጭርሖ ጸሚምና ኔርናን ኣለናን። መምዘኒ ናይ ዝኾነ መንግስቲ፡ ውድብ፡ ማሕበር፡ ሰልፊ ወይ ውልቀሰብ ዝብሎን ዝገብሮን ዝሳነ ድዩ ኣይኮነን? ዝብል ሕቶ ብእወታ ክምለስ ከሎ
[caption id="attachment_11947" align="aligncenter" width="599"] Photo by Dan Connel[/caption] ካብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብን ዶባት ኤርትራ ሱዳንንን ብራሻይዳ ተጨውዮም ናብ በደዊን ሲናይ ድሕሪ ምሻጦም ንሓያለ ኣዋርሕ ከም ጅሆ ተታሒዞም ኣብቲ ኣሰቃቒ ምስጢራዊ ማሕዩር ሲናይ ዘስካሕክሕ ስቅያት ዘሕለፉ 9 ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 12 ግዳያት ብዝተፈላለየ መንገዲ ድሒኖም ኣብ ትሕቲ ዑቕባ
ሃገረይ፣ ኣብቲ ንኡስ ዕድመይ ‘ክጋደል’ ኢለ በረኻ ክወጽእ ከለኹ፣ ሕማቕ ተማሃራይ ኣይነበርኩን። መምሃሪ’ውን ኣይሰኣንኩን። እኳ’ድኣ ልዕሊ መሓዙተይ ንፉዕ፣ ፈታው ትምህርትን ፈታው መጻሕፍትን ኢየ ነይረ። 1ይ 2ይ 3ይ ዲግሪ ሰቒለ፣ ዶክተር ፕሮፈሰር ምኾንኩ። ምስ ብርቱዕ ድርኺትን በሊሕ ኣእምሮን ኢየ ኣቋሪጸ። ሃገረይ - ምእንታኺ ኢየ ከርቲተ። ሕማቕ ሓረስታይ’ውን
ደሃዮም ሃበና! ኣንታ ገንሸል ህዝቢ ወዲ ዓሊ ጅግና ህዝብኻ ከተድሕን ንዓና ክሕሸና ሽዱሽተ ወርሕኻ ካብ ትፍለየና ከመይ ጸኒሑካ ናብራ ስውኣትና በል እስከ ተዛረብ ደሃዮም ሃበና? ናብራ ደቂ ህዝቢ ሞባእ ናይ ሓርነት ምስቲ ዓቢ ገንሸል ጽቡቕ ኣሎ ህይወት ብዋጋ መስዋእቶም ዝመጸት ናጽነት እምብዛ ሓዚኖም ክትቅየር ባርነት ሰላም ከሊኡዎም ዕረፍቲ ቅሳነት! ጀጋኑ ሰማእታት ከመይ ኢሎም ክቐስኑ ብግፍዕታት ምልኪ ህዝቦም
http://www.youtube.com/watch?v=jEmRe5Ojnb4&width=200&height=200
ኮማንዶ ናይ ስዊዝ! መንሽሮ ናይ ሃገር ሕማም ክፍውሱ ኮማንዶ ናይ ስዊዝ ግንባር እናፍረሱ ውሑዳት *ወይጦታት ሃገር ዘራኽሱ *ንዑቓት፡ ዕላማኦም ዝኸሓዱ ስእሉ ኣንጠልጢሎም ክብሉ ንሕና ንሱ ኣብ መቓብር ሓዎም ሰቲ እናነስነሱ መጥፍኢ ሃገሮም *መስቴማ ይውድሱ! *ሰይጣን *ሃሻታት ዓሲቡ ህዝቢ ንምትላል *ብዛዕባ ነብሶም ጥራይ ዝሓስቡ ንጓይላን ጨፈራን እናበለ ፈስቲቫል ኣብዚ ዓዲ ፍትሒ ከይፍጽም ኣሽካዕላል ህግደፍ ከተባህርር ሰዓብቱ ብምድሃል ከም ኮማንዶ ስዊዝ
ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ፖለቲካ ናይ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ፖለቲካ ቅልጡፍ ምቅይያር ክገብር’ዩ ጸኒሑ። ብፍላይ እቲ ምስ ኤርትራ ዝተኣሳሰር ሸነኻቱ ብናህሪ ክጐዓዝ ጸኒሑ። እቲ ዝያዳ ኣገዳሲ ድማ ተበግሶ ቀጠር ንሽምግልና ኤርትራን ኢትዮጵያን እዩ። ሀ. ተራ ቀጠር፡ ቀጠር ኣብ ጕዳያት ሰላም ማእከላይ ምብራቕ ይኹን ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትግደስ ካብ
ኢሰያስ ኣፍወርቂ ነቲ ብ21 ጥሪ 2013 ኣብ ፎርቶ ዝተፈጸመ ስርሒት ኣመልኪቱ ኣብ ተለቪዥን ኤርትራ ክዛረብ ምስ ሰማዕኩዎ፡ ሓርበኛ ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ንኢሰያስን ሓበሬታን ኣመልኪቱ ዝሃቦ ቃለ ምስክርነት ተዘኪሩኒ። እቲ ሓርበኛ ምስ ሬድዮ ወጋሕታ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ፡ ኢሰያስ ካብ መጀመርያ 70ታት ኣትሒዙ ንሓበሬታ ብኸመይ ኣብ ውልቃዊ ረብሓኡ
ናጽነት ኤርትራ ፍረ 20 ሰነ መዓልቲ ስውኣት እያ፡፡ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ: ንኹሎም እቶም ንስለ ናጽነት ህይወቶም በጃ ዝኸፈሉ ጀጋኑና ብፍሉይ እንዝክረላ: መብጽዓና እነሓድሰላ: ክብርቲ ዕለት ስለ ዝኾነት፡፡ እቲ ምንታይ ጀጋኑና ንሞት እናተቐዳደሙ ግንባሮም እንተዘይህቡ፡ ኣነ ክሓልፍ ንስኻ ስዓብ ሕመረት መትከሎም እንተዘይ ገብሩ፡ 24
ሕብረት ኣፍሪቃ = ሕብረት መራሕቲ ኣፍሪቃ ዉድብ ሓድነት ኣፍሪቃ ከም ኣህጉራዊ ዉድብ ክምስረት ከሎ፣ ብዘገምታዊ ጉዕዞ ንብምልእታ ኣፍሪቃ ኣብ ትሕቲ ሓደ መንግስቲን ሓንቲ ባንዴራን ናይ ምጥርናፍ ዕላማ ነይርዎ። እዚ ሓሳብ’ዚ ክልሰ ሓሳባዊ ጥራይ ኮይኑ ተሪፉ እምበር ከም ሓሳብስ ኣመና ዓቢ ሓሳብ እዩ። ይኹን እምበር እቲ ዉድብ፣
June 12, 2013 (KHARTOUM) - Sudanese president Omer Al-Bashir begins on Thursday a three-day visit to Asmara where he will hold meetings with the Eritrean president Isaias Afwerki over bilateral relations between the two neighbours. According to the Sudanese presidency Bashir’s delegation includes his presidency’ affairs
Two Swedes who allegedly sought to profit from the kidnapping of Eritreans in Egypt faced charges Wednesday in a district court outside Stockholm of blackmailing exiled Eritreans in Sweden. According to the indictment, Rasmi Almasri, 21, and Hussin Mohamed, 18, demanded that a Swedish-Eritrean woman pay
http://www.youtube.com/watch?v=mfOPvXNvI0o&width=200&height=200
ግዝያዊት ኣሰናዳኢት ሽማገለ 20 ሰኔ 2013፣ ኩላትና ኣብ ኦስሎን ከባቢ ኦስሎን እንርከብ ኤርትራውያን ንሰማዕታትና ሓሙስ 20 ሰኔ ኣብ ሓደ ቦታ ተረኺብና ብሓባር ሸምዓ ብምውላዕ ክንዝክሮም ጻውዕት ተቅርብ:: ብዚ ኣጋጣሚ ኣሰናዳኢት ሽማገለ ናይዛ ፍልይቲ ዕለት እዚኣ፣ ንኹሉ ዜጋ ነዚ ዝስዕብ ምሕጽንታ ተቅርብ:: ኩሉ ዜጋ ተሳታፊ ናይዛ ዕለት
Conditional Unconditional Unity from the Liberian Experience By Fetsum Abraham As you know, we have been discussing UNITY in the last few forum activities and I hope this article will provide the practical aspect of the theory (conditional unconditional unity) based on the Liberian experience. The points
If martyr's rise for the day
ወይዘሮ ወርቅሃ ሃይሉን ዕስራ ሰነን። 11-06-13። ጽዋኽን ጥዒሙስ ኣካን‘ዃ ደጋጊምናዮ ወይዘሮ ወርቅሃ! ኣቀራርባኽን ኣዘነታትዋኽ ኣዘራርባኽን ኮታኩሉ ነገርክን እንታይ ክወጾ። ዋላ‘ዃ ዘይተፈለጠ ምስጢርክን ኣይሃሉ ‘ደፋር ሓታቲት‘ እንተዘይተካልፈክን ካልእ ናይ ውሻጠኽን ሳርማ መቕናዕክናኣ!! ንመዋግዕትኽን ኣይትሓዛላ! ከምኡ ኢዩ ዝገብር በትሪ ሓቂ። እምበር ትምቢተ-ቀጠፍቲ እናሓደረ ክጋለጽ እንከሎስ ከምኣ ኢያ። ሓዳርክን‘ዃ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/06/Semaetat-Boston2013.pdf"]
Honorable Minister John Baird Minister of Foreign Affairs House of Commons Ottawa, Ontario K1A 0A6 June the 10th, 2013 Your Excellency, On behalf of all Peace and justice loving Eritreans we would like to thank you for siding with justice and truth. The decision to expel the Eritrean Government Consul General in
IMPORTANT NOTICE TO ALL ERITREAN CANADIAN IN OTTAWA AND SURROUND June 10, 2013 Dear Brothers and Sisters who support PFDJ in Ottawa and environs: The Eritrean Canadian Human Right Group has learned that the Eritrean Consulate Office in Toronto is organizing a demonstration to oppose Canada's decision to expel Consul