ኢሳይያስ ንኹሉ ህንዱድ ሽግራት ህዝቢ ኤርትራ፣ እንተላይ ነቲ ኣብ ሰሃራን ሲናይን ኣሽሓት ኤርትራውያን መንእሰያት ዘህለቐ ንኤርትራውያን ከም ዜጋታት ዘድንነናን ዘሕነኸናን ታሪኻዊ ውርደት፣ ከምኡ ‘ውን ነቲ ኣብ ፈለማ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ላምፐዱዛ 357 ህይወት ኤርትራውያን ኣብ ሓደ ወጋሕታ ዝቐዘፈ ንመላእ ዓለም ዘንቀጥቀጠ ጅማላዊ ጥፍኣት ክሑዱዎ እዩ።
ኢሳይያስ ንኹሉ ህንዱድ ሽግራት ህዝቢ ኤርትራ፣ እንተላይ ነቲ ኣብ ሰሃራን ሲናይን ኣሽሓት ኤርትራውያን መንእሰያት ዘህለቐ ንኤርትራውያን ከም ዜጋታት ዘድንነናን ዘሕነኸናን ታሪኻዊ ውርደት፣ ከምኡ ‘ውን ነቲ ኣብ ፈለማ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ላምፐዱዛ 357 ህይወት ኤርትራውያን ኣብ ሓደ ወጋሕታ ዝቐዘፈ ንመላእ ዓለም ዘንቀጥቀጠ ጅማላዊ ጥፍኣት ክሑዱዎ እዩ።
ኣገልግሎት ሕክምና ኤርትራ ካብቲ ዝነበሮ ናብ ኣዝዩ ዝኸፍአ ደረጃ ወሪዱ መባእታዊ ናይ ሕክምና አገልግሎት ምርካብ አብ ዘይክኣለሉ ኩነታት ተበጺሑ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብመሰረት ሓበሬታ ናይቶም ግዱሳት ኤርትራውያን፣ ኩለን ናይ ጥዕና ማእከላት ብሰንኪ ዋሕዲ ምኩራት ክኢላታት፡ ዋሕዲ መሳርሒ፡ ቀጻሊ ምቍራጽ ሓይሊ ኤለትሪክ፡ ዋሕዲ መድሃኒት፤
http://www.youtube.com/watch?v=jYkjORgeBWM&width=200&height=200
ኣብቲ 27 ሕዳር ኣብ ናይሮቢ ዝጀመረ ዞባዊ ኣህጉራዊ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ፣ Cecafa፣ ክሳተፉ ኬንያ ዝገሹ ዛጊት ኣስማቶም ዘይተነጸረ ክልተ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብ’ታ ሃገር ከምዝተሸርቡ ነቲ ኣህጉራዊ ውድድር ሸፈነ ዝገበራሉ ዘለዋ ዝተፈላለያ መርበብ ሓበሬታታት ኣፍሊጠን። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ እቶም ክልተ ተጻወቲ፣ ትማሊ ቀዳም
በሉ እስከ ፕረሲደንትና ብዘይ ሓለዋ ኢዩ ዝንቀሳቀስ ትብሉናሲ፡እቲ ዝጓዓዘሉ ዝነበረ መንገዲ ባጽዕ ብዓይንኹም ጥራሕ ዘይኮነስ ኣእሙሮኹም እውን ኣበራቢርኩም እሞ ተመልከትዎ ጥር ትብል መኪና ብድሕሪኡ ይኹን ብቅድሚኡ ኣይክትሪኡን ኢኹም።ስለዚ ሓለዋ ኢሰያስ ኣብ ብሎኮ ኣስመራን ባጽዕን፡ ደቀምሓረ ማይ ሓባር ነፋሲት ከምኡ እውን ሰሜናዊ ባሕሪ ክሳብ ጋሕቴላይ ኢዮም
ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም መበል 11 ክፋል 30/11/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ
ሎሚ ዕለት 11/30/2013፣ ኣብ ንግደት ናይ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኤርትራ ዋሽንግቶን ዲ.ሲ. ኣብዚነበረሉ፣ መራሕቲ ቤተ ክርስቲያን ከይፈለጡ ብሒቡእ, ኣብ መውጽኢ ጸኒሖም፣ ህዝቢ ኪወጽእ ከሎ፣ ናይ ቤተ ክሪስቲያን ወረቐት ኣምሲሎም ንህዝቢ ዘርጊሖም። ትሕዝቶ ናይቲ ጽሕፍ፣12 ገጻት ዝሓዘ፣ 4 ክፋላት ዘለዎ ኮይኑ፣ ንደለይቲ ፍትሒ ዚኩንን፣ ብስም
ንዝተሸመ ተኸተሎ። 2ይ ክፋል 30-11-13። “ነገር ምርጫ ኮይኑ ሰብና ድማ “ሰይጣንዶ መልኣኽ ትመርጽ”? ተባሂሉ እንተዝሕተት ብዘተፈጥሮ መልኣኽ ምሓረየ እብ ል። እናሓንሳብ ግና ኣይኣዝዝ’ምበር ወዝቢ እንተኣጓኒፉስ ምርጫኹም ጭራሽ ካብ ክልተ ሰይጣውንቲ ጥራይ ሓዲኦም ምምራጽ ምስትሕተቱ ንኣየናይ ዝዓይነቱ ሰይጣን ምመረጽኩም? ዶስ መሰል ተዓቅቦ ክወሃበኩም ሕቶኹም መንበልበልኩ ማ”? ኢለ ኢየ ተሰናቢተኩም
100pour100-velo.com | 12/1/2013 For the fourth consecutive time Eritrean cycling team composed of Natnael Berhane, Daniel Teklehaimanot, Russom and Meron Teshome won the first stage of African championship after 63 kilometers. Eritrea beat Algeria and South Africa. Software Translation from French
Uganda Cranes' next opponents, Eritrea will have to do without two players who have reportedly vanished out of camp in Nairobi. The two players whose detailed identities are yet to be known went missing from the Red Camels' camp after their Saturday evening training session. According the CECAFA organizing
AUZONE By Luciana Manrique Eritrean-born artist Michael Adonai is one who believes art can show artists´ inner emotions rather than his objective observations. His own style, a combination of ‘Coptic’ and realism, is internationally recognized. He was selected as a participant of the 3rd Art Camp by
http://www.youtube.com/watch?v=hGlrKqZ3h8Q&width=200&height=200
ኣርባዕተ ኤርትራውያን ሲቪክ ማሕበራት፡ ማለት ስድሪ፡ ረሊዝ ኤርትራ፡ EHDR- UK ከምኡውን HUMAN RIGHT CONCERN ዝተባህላ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ካብ 26-29 ሕዳር 2013 ኣብ ዘዳለዎ ቅድመ ምድላዋት ኣኼባ ( pre-session) ናይቲ ኣብ ዝመጽእ 18 ለካቲት ዝካየድ ገምጋም ሰብኣዊ መሰላት ሃገራት
It has been some weeks since we released a communique criticizing the rushed and premature decision by the head of the executive to go ahead and hold an EYSNS Congress without due diligence to all the attendant and all-important pre-conditions that are crucial for a
http://www.youtube.com/watch?v=Rh4_tSQOFLM&width=200&height=200
Sudan scored all the three goals within first half while Eritrea tried to get something out of the match in the second period, to no success Eritrea’s poor starting form at Cecafa Senior Challenge Cup continued when they were thrashed 3-0 by a well oiled Sudan
ማሕሙድ ሳልሕ 11- እንታይ ስለዝገበርናዮም ኮን ይኸውን እዞም ኣማርካ ክሳብ ክንድ’ዚ ዝጭክኑልና?( ቀንዲ ምኽንያት መጽሓፊ ናይዚ ዓምዲ ኣብቲ ቀዳማይ ክፋል ኣሎ) ንመበራበሪ ክኾነና፡ ናይ ጆን ፎስተር ዳለስ ጥቅሲ ትደጋገም እያ። ንሳ ቅድሚ ኣስታት 70 ዓመታት ኣብ ኣዝዩ ዝተፈልየ ኩነታት ዓለምናን መዋእልን ዝተባህለት እያ። እቲ ዝሰዓበ መርገጺ ኣመሪካ
ዝመረረ ተመክሮ ህይወት መሰረት ጽኑዕ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ’ዩ!! ዑቕባይ ገብረመድህን ( ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰተስ፡ ሰ.ኣ.) 28 ሕዳር፡ 2013 ----------------------------- “ባህሪ ኣብ ጣዕሚን ህድኣትን ኪምዕብል ኣይኽእልን’ዩ። ብናይ ፈተነን ስቓይን ተመክሮ ጥራይ ኢዩ ነፍሲ ኪሕይል፣ ድልየት ኪበራበር፣ ዓወት ኪርከብ ዝከኣል።”-- (ሀለን ከለር፡-ኣዒንታ ዓዊራ፣ ኣእዛና ጸሚማ፣ ኣፋ ተዓቢሳ፡ ካብ ሓሙሽተ ህዋሳት ሰለስተ ወሰንቲ ስኢና ዝተወልደት ኣመሪካዊት ክነሳ፡ ተኣምር
http://www.youtube.com/watch?v=QH93_ocWUIU&width=200&height=200
Earlier, he said the railway was one of the flagship projects of his government's ambitious Vision 2030 initiative to improve much-neglected infrastructure. "The project will define my legacy as president of Kenya and it is my personal desire that the implementation is done to the standard,"
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/መቓብር-ህሉዋት-3.pdf"]
http://www.youtube.com/watch?v=9YRa-X_npmg&width=200&height=200
ዮውሃንስ ጸጋይ (ለንደን) 28 November 2013 ዝኸበርኩም ኣንበብቲ፡ ኣብዛ ሓጻር ጽሑፈይ፡ ብዛዕባ’ዚ ሕጂ ዝበጋገስ ዘሎ ንቕሎ ንፍትሒን ምትካል ቅዋማዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራን፡ ኣብ ቅድሚ’ዚ ማዕበል ሓፋሽ ዝዝርጋሕ ዘሎ ሃሳዪን ምድንጋር ዝዕላምኡን ጽሑፋትን ዘመተታትን: ናትና ከም ኤርትራውያን ክኸውን ዘለዎ ግብረመልሲን፡ ኣመልኪተ፡ ንኹሉ ግዱስ ኤርትራዊ መልእኽተይ ከሕልፍ ኢየ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/መርሓባ-ንኩሉ-ንፍትሒ-ዝነቐለ-ዜጋ.pdf"]
መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ፣ ንህቡብነት ናይታ ዮሃንስ ትካቦ (ወዲ ትካቦ) ንስርዓት ህግደፍ ድሕሪ ምግዳፉ “ሓድነትና” ብዝብል ኣርእስቲ ዝዘየማ ሓዳስ ደርፊ ኣመልኪቱ “ናይ ቦብ ማርሊ ህሞት ደኾን’ዩ?” ክብል ኣብ ዘቕረቦ ዓንቀጽ፣ “ንመንግስቲ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝነቅፍ ዝመስል ናይ ተቓውሞ ደርፊ ሙዚቀኛ ‘ታ ንእሽቶ ሃገር ኤርትራ ኣብ ‘ዩትዩብ” ዋዕዋዕታ
ኤ ና ስ ኣ ምስ ዓመጹን ንመሪሕነት ህ.ግ.ሓ.ኤ ምእዛዝ ምስ ኣበዩን ኢሳያስ ኣፈወርቂ እቲ ጠንቁ ንምፍላጥ ግዜ ኣይወሰደሉን፡፡ እቲ ሽግር ክፍጠር ዝኸኣለ ኤ ና ስ ኣ ኣኻል ናይ ህ.ግ.ሓ.ኤ ስለዘይነበረን ነብሱ ኽኢሉ ነጻ ኮይኑ ዝንቀሳቐስ ማሕበር ብምንባሩ ዝተፈጥረ ጸገም ብምንባሩ ኢዩ፡፡ እዚ ስለዝተረድኦ ድማ ኢሳያስ
By Paul Brown A musician from tiny Eritrea has caused a stir on YouTube, with a protest song that appears to criticise the government of President Isaias Afewerki. Eritrea is the kind of a place where protest songs don't go viral every day. It is one of
http://www.youtube.com/watch?v=ycxU12S7qW8&width=200&height=200
ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 10ይ ክፋል 26/11/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ መሊሱ
http://www.youtube.com/watch?v=t4s9KxSa4EA&width=200&height=200
ነፍሲ ወከፍ ሕብረ-ተሰብ ዓለምና ዝልለየሉን ዝፈልዮን ባህልታትን፡ ልምድታትን፡ ታሪኽን ኣለዎ። እዚ መለለዪ’ዚ ድማ መግለጺ መንነቱ ኮይኑ ኣብ ሕብረ-ተሰብና እከለ ከም’ዚ ዓይነት ተግባር ኣኽብሮት የውህቦ ፡ ከም’ዚ ዓይነት ጠባይ ከኣ ዉጉዝ’ዩ ተባሂሉ ይፍለጥ። ህዝቢ ኤርትራ እውን ፍሉይን ሃብታምን ዝኾነ መለለዪ ባህልን ክብርን ከምዘለዎ መጠን፡ ኣብ መዓልታዊ
Urban folk singer FETSUM was born in Egypt to Eritrean parents and grew up in Italy and Germany, where he currently lives. His songs - which combine traditional African rhythms with soul, reggae, folk and rock - bear testimony to that mix of experiences. He sang one