ትማሊ 24 ሚያዝያ ኣብ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ መበል 36 ቅድድም ማራቶን ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሰ መበል ራብዓይ ክወጽእ ከሎ፣ መበል 12 ዝወጽአ ንዓዲ ዓዲ እንግሊዝ ወኪሉ ዝተወዳደረ ኤርትራዊ ስደተኛ ጸጋይ ተወልደ፣ ኣብቲ ውድድር ካብ ዝተሳተፉ እንግሊዝያውያን ተቐዳደምቲ ካልኣይ ዝቐልጠፈ ኮይኑ ውድድሩ ብምዝዛሙ፣ ኣብ
ትማሊ 24 ሚያዝያ ኣብ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ መበል 36 ቅድድም ማራቶን ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሰ መበል ራብዓይ ክወጽእ ከሎ፣ መበል 12 ዝወጽአ ንዓዲ ዓዲ እንግሊዝ ወኪሉ ዝተወዳደረ ኤርትራዊ ስደተኛ ጸጋይ ተወልደ፣ ኣብቲ ውድድር ካብ ዝተሳተፉ እንግሊዝያውያን ተቐዳደምቲ ካልኣይ ዝቐልጠፈ ኮይኑ ውድድሩ ብምዝዛሙ፣ ኣብ
https://www.youtube.com/watch?v=lnT66-qmmvU&feature=youtu.be
Quote of the day: A generic tendency to change the situation may produce anarchic unity with anarchic vision but it is only when it blends with strategic unity that a society acquires clear focus for a global vision. We were ineffective because of having nothing
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/ዜና-ክፉት-ህዝባዊ-ኣኼባ-23-04-16-ኦስሎ-1.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/poem-by-kindishih.pdf"]
ብቐዳምነት ናይ ክብሪ ሰላምታይ የመሓላልፍ ፡ ኣከታቲለ ድማ ነቲ ንስኹምዉን እትፈልጥዎ ሃዋህዉ ሃገርና ብሓጺር ከብርህ ሃገራዊ ግዴታይ ምዃኑ ከዘኻኽረኩም እፈቱ ። ግዚያዊ መንግስቲ ኤርትራ በቲ ዘሐብን ናይ ህዝቡ ድምጺ ኣብ ረፍረንዱም ኮሪዑ ኣብክንዲ ፍረ-ጻማ ህዝቡ ክፈዲ ዝመጣጠርን ን ሰብኣዊ መሰላቱ ሓልዩ ፖለቲካዉን ማሕበራዉን ነጻነቱ ዘረጋግጸሉን ህዝባዊ
https://www.youtube.com/watch?v=lTOaIHQ7d7E&feature=youtu.be
Dear Fellow Eritreans in the Diaspora, We are writing to invite you to be a signatory of a call that we will soon issue to all Eritreans in the Diaspora to join a Grassroots Movement whose goal is to elect Global Leaders who will represent Eritreans
እቲ መስዋእትን ስንክልናን ብሉጻት ደቂ ሃገር ዝሓተተ ናጽነት ንህዝቢ ኤርትራ እቲ ዝተጸበዮ ሰላምን ራህዋን አየጨበጦን ፡ ብኣንጻሩ እኳደኣ ኣብ እዋን ባዕዳውያን ገዛእቲ ከማን ርእዩዎ ዘይፈልጥ ዘስካሕክሕ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል ተፈድዩ ይርከብ። አብዚ ዝሓለፈ 25 ዓመት ኣብ ትሕቲ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ፤ ሓዘንና ፡ ሞትና ፡
https://www.youtube.com/watch?v=WrcVWacd26g&feature=youtu.be
እቲ ኣብ ፈለማ ናይዚ ወርሒ ሚያዝያ 2016 ኣብ ማእከል ኣስመራ፣ ኣብ ልዕሊ መንእሰያት ኤርትራ ዝተፈጸመ ጃምላዊ ቅትለት፣ ስለምንታይ ኣሽሓት ኤርትራውያን መንእሰያት ናብ ስደት የምርሑ ከምዘለዉ ዘዘኻኽር ጭቡጥ መርትዖ ምዃኑ ዋሽንግተን ፖስት ኣብ ዘስፈሮ ሰፊሕ ዓንቀጽ ኣብሪሁ። እቲ ውሩይ ጋዜጣ፣ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ዓለም ሓድሽ ኳ እንተዘይኮነ፣
ቁጽሪ ናይቶም ናብ ሲሲልያ ዝኣትዉ ዘለዉ ስደተኛታት ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናዓበየ ኣብ ምስ ምኻዱ፣ ምስቲ ማዕበል ስደተኛታት ተጸምቢሮም ገለ ኣፍሪቃውያን ገበነኛታኛ ሲሲልያ ኣብ ዝኣትዉሉ ዘለዉ እዋን፣ ኣብቲ ናይ ትሕቲ መሬት ፋሉላዊ ግዝኣት መን ላዕለዋይ ኢድ ከምዘለዎ ንምርግጋጽ ሓለቓታት ማፍያ ናይቲ ኮዛ ኖስትራ ተባሂሉ ዝፍለጥ
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ከም ሰፊሕ ግንባር /ጽላል/ ናይ ብዙሓት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝቃለሱ ኣካላት ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ መጠን ኣብ ጉዕዞ መስርሕ ቃልሲ ዝተፈላለየ ዕንቅፋታት የጋጥምዎ ደኣ እምበር ሕጂ እውን ነዚ ብቃልሲ ክሰግሮ ጻዕርታቱ ህያው እዩ ዘሎ። እቲ ኩነታት ከምዚ እንዳሃለወ ብሸነኽ 15 ውድባት ኣባላት
In Eritrea, your last year of high school is also your first year in the army. Rebels from the country fought a 30-year war against its much larger neighbor Ethiopia, and, because of a continuing land dispute, hostilities are still considered active. Although conscription isn't exactly unusual
Free Speech Radio News Italy is proposing another plan to deal with the migrant crisis, this one between the EU and African nations, as hundreds of would-be migrants drown while attempting to cross from Libya last week. FSRN’s Nell Abram has more. Download Audio As many as 500
አብ ከተማ ዮተቦሪ ልዕሊ 29 ዓመት ዕድመ ዘቁጸረ ሓደ ኤርትራዊ ማሕበረሰብ አሎ፡፡ እዚ ማሕበረሰብ አብ ቕዋሙ ከምዘስፈሮ ዕላምኡ ካብ ፖለቲካን ሃይማኖትን ነጻ ሙኻኑ ዝሕብር እካ እንተኾነ አብ ተግባር ግና ካብ ቕዋሙ አዝዩ ርሒቁ ዩ ጸኒሑ፡፡ ብሰንኺ እዚ ድማ አባላቱ ብተደጋጋሚ ቅድሚ ናጽነት ምስ ወኪል ህዝባዊግናባር ነበር ድሓሪ ናጽነት ድማ ምስ አምባሳደር ኤርትራ አብ ሽወደን ብፍላይ ምስ ጸጋይ ድንሽ ብተደጋጋሚ ክጋራጮው ጸኒሖም እዮም፡፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/ሸወደን_ኢምባሲ.pdf"]
ብመኽንያት ብሰንበት ዕለት 3 ምያዝያ ዝተፈጸመ ባርባርዊ ቅዝፈት መንእሰያትን ከምኡውን ሕጻናት ቆሉዕን ኣደታትን ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንሰንበት ዕለት 24.04.2016 ካብ ሰዓት 6:00 pm ኣብ ክሪስቲ ፒት ፓርክ በዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኣድራሻ ክንገበር ምኻኑ ንሕብር። Christie Pit Park 750 Bloor street west Sunday April 24 6:00 PM ኤረትራውያን ደለይቲ
I had promised readers and myself to write a second part to the article entitled “Opposition’s high morality and its silly politics”, which was posted sometime in March. I did write it as promised, but I decided not to send it Assenna at the last
https://www.youtube.com/watch?v=tiWrTXwgnuc&feature=youtu.be
እዚ ሎሚ ምእንቲ ሓርነት እነካይዶ ዘለና ምንቅቓስ ምስቲ ቀደም ኣብ እዋን መግዛእቲ ስለ ናጽነት ኤርትራ ዝገበርናዮ ቃልሲ ክነጻጸር ከሎ ኣዝዩ ዝተሓላለኸ እዩ። ባህሪ ናይቲ ግጭታት ዝተፈላለየ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፣ እቲ ናይ ሽዑ ቃልሲ ኣንጻር ባዕዳውያን፣ እዚ ናይ ሕጂ ቃልሲ ግን ኤርትራዊ ምስ ኤርትራዊ ስለዝኾነ ከቢድ
Personal appeal to Eritrean Women, Members of Civic Organizations, Religious Leaders, Eritrean Web Sites, Radio Programs and Pal Talks, Eritrean Community Centers, Intellectual and Professional associations, Diplomats, Business people, Teachers, Students, Political Parties and ordinary citizens: Greetings to all of you at the moment the most
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/teklai-letter-to-baito-2016.pdf"]
ንስራሕ እሞ ንፈንጣሕ ከኣ! ዶ’ምበር ኢድ ጸላኢ ኣይህልዎን ኢልካ ካብ ምሕሳብ ዓዲ ኣይውዓልን’ዩ። እወ ንሱ ደኣ ኣበይ ክሰኣን-ጸላኢ`ሞ ካብኡ ሓሊፉ ካልእ ስራሕ የብሉን። እንተኮነስ እቶም ውዲታትን ሸርሕታትን ጸላኢ እናኣፍሸልና ኣብ ዕማም ህዝብን ሃገርን ምድሓን ተዋፊርና ኣለና ንብል ኣካላት ደንበ ተቓውሞ ግን ልዕሊ ሸርሕታት ህግደፍ በሪኽና
2016 World Press Freedom Index: leaders paranoid about journalists Most of the movement in the World Press Freedom Index unveiled today by Reporters Without Borders is indicative of a climate of fear and tension combined with increasing control over newsrooms by governments and private-sector interests. Find out more: Focus on the
HUNDREDS of refugees are feared drowned after their boats capsized in the Mediterranean. Around 40 survivors, migrants mainly from East Africa, told the BBC last night up to 500 people had died. According to earlier media reports, hundreds of people died after their four boats capsized near
https://www.youtube.com/watch?v=lI4OvPCc6cE&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/ናይ-ሓዘን-መግለጺ-ጽላል-ስዊዝ..pdf"]
04/11/2016 ናይ ሓዘን መግለጺ ፋሽሽታዊ ምልካዊ ስርዓት ኢሰያስ: ካብ መኪና ዘዘሊሎም ከምልጡ ፈቲኖም ንዝበሎም ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎትን ካልኦት ሰላማውያን ሰባትን: ብጨካን ኣገባብ ኣብ ቅድሚ ህዝብን ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራን ዝፈጸሞ ዘስካሕክሕ ገበን ዘስደምም ፍጻሜ ኢዩ:: ስለዝኾነ ከኣ ንሕና “ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ሰሜን-ኣሜሪካ” ነዚ ኣረሜናዊ ተግባር ብትሪ
Sea Platforms Jeremy Binnie, London - IHS Jane's Defence Weekly The United Arab Emirates (UAE) appears to be constructing a new port next to Assab International Airport in Eritrea, which could become its first permanent military base in a foreign country. Satellite imagery shows rapid progress has been
https://www.youtube.com/watch?v=l1pZpT-15rQ&feature=youtu.be
ብ 30 መጋቢት 2016፣ ኣብ መንጎ ሃይኮታን ሳዋን ታማራት ኣብ ዝብሃል ከባቢ ኣብ ዝርከብ ሓድሽ መዓስከር ተማሂሉ ዝፍለጥ ቤትማእሰርቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንሕክምና ናብ ስዋ ብኣርባዕተ ሓለዋ ተሰንዮም ዝኸዱ ዝነበሩ 13 እሱራት፣ ምስ ዋርድያታቶም ተሰማሚዖም፣ ብሓባር ተተሓሒዞም ናብ ሱዳን ከምዘምለጡ ምንጭታት ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ብሳላ ‘ቲ
https://www.youtube.com/watch?v=aV9HteGB-uQ&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=KK2Vri-9lKA&feature=youtu.be
ኣብ ትሕቲ ኮለኔል ዮናስ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ስለያ ከተማ ተሰነይ ኮይኑ ዝሰሕ ከምኡ ‘ውን ናብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ጸጥታዊ ስራሕ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዘሰላስል ዝነበረ የማነ ዑቕባሚካኤል ዝብሃል ሰላዪ፣ ኣብ ምብራቕ ከተማ ተሰነይ ደቡባዊ ወገን መዓርፎ ነፈርቲ ኣብ ግዜ ደርግ ዝነበረ ምስ ሳልሳይ ርእሱ ኣብ ሓደ