Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ክንዮ እዚ ጸልማት ብርሃን ኣሎ

ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን ዘሎ ህዝብና፡ እንኳዕ ንብሩራዊ ኢዮቤል፡ መዓልቲ ናጽነት ኣብጽሓካ ይብል። እዚ ትርጉም ናይ’ቲ “ ናጽነት” ዝብል ቃል ወይ ሓሳብ ነቲ፡ ጀጋኑ ዜጋታትና ዝተሰውእሉን ዘረጋገጽዎን፡ ናይ መሬት ልኡላውነት

ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን ዘሎ ህዝብና፡ እንኳዕ ንብሩራዊ ኢዮቤል፡ መዓልቲ ናጽነት ኣብጽሓካ ይብል። እዚ ትርጉም ናይ’ቲ “ ናጽነት” ዝብል ቃል ወይ ሓሳብ ነቲ፡ ጀጋኑ ዜጋታትና ዝተሰውእሉን ዘረጋገጽዎን፡ ናይ መሬት ልኡላውነት ድኣ እምበር፡ ነቲ ህዝባና ዘልሕልፍዎ ዘሎ ንምግላጹ ዘጸግም ኣዚዩ ከቢድ ማሕበረ-ቑጠባዊን ፓለቲካዊን ኣደራዕ ዝገልጽ ከም ዘይኮነ ርዱእ እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • k.tewolde May 24, 2016

    Inspirational! It is yours ,you own it, the youth has been always the back bone of a revolution,history is calling, rise for the occasion.

  • death in vain May 24, 2016

    Dearest EYSC-NA s,

    Thanks for wishing us 25th jubilee of the independence and then contradict yourself that the 25 years have been unspeakable, freedom fighters bring freedom bandits bring pain and suffering ,the bandits only oppose when their wages/salary is on line so we do not see them as bringing us anything of value, actually theu have taken our freedom (that we always had) our spirit ,our compassion & our decency.

POST A COMMENT