ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን ዘሎ ህዝብና፡ እንኳዕ ንብሩራዊ ኢዮቤል፡ መዓልቲ ናጽነት ኣብጽሓካ ይብል። እዚ ትርጉም ናይ’ቲ “ ናጽነት” ዝብል ቃል ወይ ሓሳብ ነቲ፡ ጀጋኑ ዜጋታትና ዝተሰውእሉን ዘረጋገጽዎን፡ ናይ መሬት ልኡላውነት ድኣ እምበር፡ ነቲ ህዝባና ዘልሕልፍዎ ዘሎ ንምግላጹ ዘጸግም ኣዚዩ ከቢድ
ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን ዘሎ ህዝብና፡ እንኳዕ ንብሩራዊ ኢዮቤል፡ መዓልቲ ናጽነት ኣብጽሓካ ይብል። እዚ ትርጉም ናይ’ቲ “ ናጽነት” ዝብል ቃል ወይ ሓሳብ ነቲ፡ ጀጋኑ ዜጋታትና ዝተሰውእሉን ዘረጋገጽዎን፡ ናይ መሬት ልኡላውነት ድኣ እምበር፡ ነቲ ህዝባና ዘልሕልፍዎ ዘሎ ንምግላጹ ዘጸግም ኣዚዩ ከቢድ
ናይ ህግደፍ እንተጸላእና ዝገደዱ ክሓድቲ ኣጥሪና Tesfamariam Wel. 23/05/2016 Norway ንህዝቡ ዝተሰውአ ምእንተ ሃገሩ ክላገጽሉ እፍሊ ዕሱባት ወኻሩ ብሕቡእ ምስጢር ዝቃለሱ ዝነበሩ ደርጒሖሞ ተንኮል ምስ ተማህሩ ኤሪትራውያን ድዮምከ መበቆሎም? ናህናዶ ትብልዎም ካበዮም መጺኦም ስውኣት ዘላግጹ እንተእን ድኣ ኮይኖም ንምታይ ድኣ ክሳብ ትማሊ ተቓዊሞም እስከ ንፈትሽ መን ከምዘሎ ድሕሪኦም ምእንታና ዝወደቑ ጀጋኑ ክትክሕዱ ናትኩም ድርቅና ሰብ ተገሪሙ ሰንቢዱ ክንደይ ጌርኩምከ ደቀይ
ውዮ ድኣ ብሰንኪ ንቁጽ ይነድድ ርሑስ ኮይኑ’ምበር፡ እታ ካብ ግዜ ጥንሲ፡ ሕርሲ፡ ዕንጋለ ጸባ ጡብ፡ ረርያን ሓዚላን ዘዕበየትን ኣብ መርዓን ደርዓን ዘብጽሐት ኤርትራዊት ኣደ፡ ንርዝነት ኣበርክቶኣ ዝገልጽ እኹል ቃላት ኣይርከቦን’ዩ። ሞያ ኤርትራዊት ኣደ ግን ኣብ ምሕብሓብን ምምሃርን ስድራቤታን ደቃን ጥራይ ዝሕጸር ኣይኮነን። ኣብ ታሪኽ ሕብረተሰብና’ውን
ኣብ ሽየንን ከባቢኡን ዝነብሩ ደለይቲ ፍትሒ ንበዓል ናጽነት ክብ ዝበለ ምድላዋት ብምግባር ኣብዒሎሞ። ኣብቲ ዝነበረ ስነስርዓት፡ ኣቦ መንበር ምንቅስቓስ ስምረት ንድሕነት ሃገር ጨንፈር ሽየን ሓው ኣድሓኖም በራኺ ነቲ ኣኼባ ‘እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም’ ብምባል ድሕሪ ምኽፋቱ፡ እቲ ከቢድ መስዋእቲ ዝተኸፍሎ ቃልሲ ኣብ 1991 ናጽነት መሬት ኤርትራ’ኳ
https://www.youtube.com/watch?v=r53DgC3uRN0&feature=youtu.be
Ezana Sehay 05/20/2016 Amid the pernicious situation in the country; Eritreans inside and elsewhere in the world, nevertheless, are gearing to flood the streets in a mix of celebration and protest, to commemorate the 25th anniversary of the country’s independence. The anniversary which is both exhilarating and
https://www.youtube.com/watch?v=Ol1-Fy4iZqc
We the Global initiative facilitators have read your article titled “Why reinvent the wheel? A response to the Urgent Call to All Eritreans Worldwide”posted at Assenna.com on May 18,2016 and hereby provide our feedback in respect of transparency with sincere intention of narrowing our differences
ኣገዳሲ ሓበሬታ ዝኽሪ መበል 25 እዮብያላዊ ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዓመታት ጥልመትን መርገጽትን እናዘከርና! -------------------------------------------------------------------- በቲ ካልእ መዳይ ከኣ ቃልሲ፡ ሰረቱ ወጽዓ ዘበገሶ ኮይኑ ሞራልን ፍናንን ድማ ሕላገቱ እዩ፡ ክንዲ ዝኾነ ብስፖርታዊ ንጥፈታት ተሰንዩ፡ ብህቡባት መንእሰያት ስነጥበባውያን ደለይቲ ፍትሒ ወኒ ቃልስና ፍናን ክሰንቕ መርሓባ ንብለኩም። ዕለት 28 ግንቦት - ኣብ ስቶክሆልም ኤግቢ
ንርብዒ ዘመን ዝጸልመተ፡ ትንሳኤ ሓርነትን ፍትሕን ዝነገሳ ኤርትራ ህያው ምግባር ሓላፍነት ህሉው ወለዶ`ዩ!!! ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) ግንቦት 20፡ 2016 ``ሓርነት ንዝለዓለ ፖለቲካዊ ዕላማ መጋበርያ ኣይኮነን፣ እቲ ዝለዓለ ፖለቲካዊ ዕላማ`ዩ።`` (ሎርድ ኣክቶን) *** ብዘይ ሓርነትን ፍትሕን ትርጉም ዘለዎ ህይወት ኪህሉ፣ ብዘይ ዘተ ዓሚቝ ምርዳእ ኪምዕብል፣ ሓድነት ኪድልድል፣ ነባሪ ራህዋን
https://www.youtube.com/watch?v=N4Yd93RSZCA&feature=youtu.be
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን፡ ኣቐዲመ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ንኹሎም ፈተውቱን፡ ዮሃና ንኽብሪ 25 ዓመት ዝኽረ ዓመት ናጽነት እንዳበልኩ፡ ነቲ ንናጽነቱ ክውን ንምግባርን ክብሪ ልዑላውነቱን ሓርነቱን ንምሕላውን፡ ጸሚእና ከይበልናዮ ማይ፡ ጠሚና ከይበልናዮ እኽሊ ብምቕራብ ዘስተየናን ዝዓንገለናን ህዝቢ ኤርትራ፡ መዘና ዘይርከቦ መስዋእቲ ከፊልካ ኢኻ እሞ፡ ሓበንን
ክቡራት ኣንበብቲ እዚ ተረኺቡ ዘሎ ናጽነት (ንሽሙ ናጽነት) ኣነውን ከም ህዝበይ የኽብሮን ይኾርዓሉን ኢየ። ምኽንያቱ ቀያሕትን ጸለምትን ጀጋኑ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ስለ ዝኸፈልናሉ። እንተ ኾነ ግን ንድሕሪት ምልስ ኢልና እንተ ዘኪርናዮ “ነዚ ድዩ ነይሩ እቲ ዓላማ? ንሓንቲ ባንወደራን መላኺ ስርዓትን ንምቛም ዲዩ ነይሩ? “ባዕዳዊ ገዛኢ ይውጻኣልና’ምበር
https://www.youtube.com/watch?v=IclOo-2DT0Q&feature=youtu.be
መንግስቲ ሱዳን ኣብ መንገዲ ሊብያ ዝሓዞም 150 ኤርትራውያን ኣብ ዝሓለፈ ራብዕቲ ናብ ኤርትራ ከምዝመለሶም ምንጭታት ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ኣስታት 500 ዝኾኑ ካልኦት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ካርቱም ኣል ዓረቢ ኣብ ዝብሃል ቦታ ዝርከብ መደበር ፖሊስ ሱዳን ተታሒዞም ንኤርትራ ክመልሱዎም ተዳልዮም ከምዘልዉ ውን ኣገንዚቦም። ካብቶም 500 እቶም 300 ቅድሚ
ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዕለት 15 ግንቦት 2016 ነቲ ብህግደፍ ኣብ ከተማ ቨትዝላር (Wetzlar) ካብ ከተማ ጊሰን (Giessen) ንምዕራብ ኣስታት 16 ኪሎሜተር ርሒቓ እትርከብ ከተማ ዝተጸወዐ ናይ ክሕደትን ጥልመትን ጽምብል ካብ 250 ብዘይውሕዱ ኤርትራውያንን ፈተውትን ብመደረን ግጥሚን ዝተሰነየ ዕዉት ናይ ተቓውሞ ሰላማ ዊ ሰልፊ ተኻይዱ:: እብቲ ዝተኻየደ
https://www.youtube.com/watch?v=onH4Z7Xnyfg&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=ImWXJyodKRE&feature=youtu.be
ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፣ ተመዲቡ ዘሎ ምቍራጽ ፈነወ ኣሰና ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ቅቡል ከምዘይኮነ ብዝተፈላለየ መንገዲ እትልእኩልና ዘለኹም ስንባደን ቁጥዐን ዝተሓወሶ ተደጋጋሚ ምሕጽንታ ይበጽሓና ኣሎ። ንሕና ከም ኣሰና ‘ውን ተገዲድና ደኣምበር፣ ብሕልፊ ኣብዚ ዝያዳ ጽዓትን ቃልስን ዝሓትት ፍሉይ ሃገራዊ መድረኽ፣ ነቲ ድምጺ ዕቡሳት ዝኾነ
ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፣ ተመዲቡ ዘሎ ምቍራጽ ፈነወ ኣሰና ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ቅቡል ከምዘይኮነ ብዝተፈላለየ መንገዲ እትልእኩልና ዘለኹም ስንባደን ቁጥዐን ዝተሓወሶ ተደጋጋሚ ምሕጽንታ ይበጽሓና ኣሎ። ንሕና ከም ኣሰና ‘ውን ተገዲድና ደኣምበር፣ ብሕልፊ ኣብዚ ዝያዳ ጽዓትን ቃልስን ዝሓትት ፍሉይ ሃገራዊ መድረኽ፣ ነቲ ድምጺ ዕቡሳት ዝኾነ
እቲ ብምክንያት 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዝተካየደ ሰሚናር ቀንዲ ዕላምኡ ነቲ ስርዓት ህግደፍ ብናይ ሐሶት ዳንኬራ ተዓጠቅ ትሸብሸብ ዝብለሉ ዘሎ ናይ ናጽነት ጽንብል ኤርትራ ኣብ ውሽጢ 25 ናይ ናጽነት ዓመታት ከምቲ ስርዓት ህግደፍ ዝብሎ ኣብ ጎደና ምዕባለ’ዶ ወይስ ከምቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኣብ መንገዲ ጥፍኣት
Why reinvent the wheel? A response to the Urgent Call to All Eritreans Worldwide Recently, we had an opportunity to read a press release posted on Assenna by a taskforce that has been set up to facilitate the formation of a global leadership. Under the title, “Urgent
ብግዱሳት ኣዕሩኽን መማህርትን እሱራት ጋዜጠኛታት ኤርትራ ዝተዳለወ ፣ ንምዝካሮምን ስራሓቶም ንምልላይን ብእኡ ኣቢሉ ከኣ ንሞያኦም ንምጽንባል ዝዕላማኡ ስይምፖዝዮም ንምስታፍ ብኽብሪ ትዕደሙ፣፣ ንኣስታት 15 ዓመታትን ትሕቲኡን ብዘይ ፍርዲ ሃለዋቶም ኣብ ዘይፍለጠሉ መዓሙቕ ኣብያተ-ማእሰርቲ ንዝሳቐዩን ዝበልዩን ዘለው ጋዜጠኛታት ኣሕዋትና ንምዝካርን ነቶም ልዕሊ ዝኾነ ብትጽቢትን ብተስፋ ምቁራጽን ቅብጸትን ንዝሳቐዩ
[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/ኤርትራ-25-ዓመት-ድሕሪ-ናጽነት-1.pdf"]
(በርሀ (ጄምስ) መሓረና ሙሉእ ሂወቱ ብሻዕብያ ዝተዓሸወን መስርሒ ዝኾነን ዘፍቅሮ ሓወይን ዓርከይን ስኢነ) በርሀ ኣብቲ ሃብታም መሬት ጫዓሎ ካብ ርኹባት ቤተሰብ ዝተወልደ፣ መባእታዊ ትምህርቱ ካብ ቀዳማይ ክፍሊ ክሳዕ ራብዓይ ክፍሊ ኣብ ኳዓቲት ተማህረ፡፡ ንዝተወሰነ እዋን ኸኣ ትምህርቱ ኣብ ዓዲ ቀይሕ ምስቀጸለ ትምህርቱ ብምቁራጽ ናብ ኣስመራ ብምኻድ
ካብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣምሊጦም ሱዳን ካብ ዝኣትዉ ኣስታት ክልተ ወርሒ ዝገበሩ 4 መንእሰያት ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ኣብ ካርቱም ብሓባር ኣብ ዝተኻየሩዎ ገዛ ኣብ ካንሸሎ ደቂሶም ክለዉ፣ ብ 26 ሚያዝያ፣ ሰዓት ክልተ ናይ ወጋሕታ ድሕሪ ዝወረዶም ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ፣ ሓደ ካብኦም ኢዮብ ተስማማርያም ዝተባህለ መንእሰይ በቲ ኣብቲ
https://www.youtube.com/watch?v=Th-7cfJwG-I&feature=youtu.be
እቲ ስጊንጥርን ዘይንቡር ክሰርሕ ድሕር ዘይብልን ስርዓት ህግደፍ፡ “ርብዒ ዘመን ኣብ መኸተን ልምዓትን ብዝብል ቴማ፡ መበል 25 ዓመት ብሩራዊ ኢዮበልዩ ንምጽምባል ዝለዓለ ምድላዋት የካይድ ከምዘሎ ካብ ኣሰናዳኢት ናይቲ በዓል ዝወጸ ዝርዝር ሓበሬታ የረድእ። ኣብቲ ካብ 16 ክሳብ 24 ግንቦት ብወተሃደራዊ ሰልፊ፡ ባህላዊ መደባት ስእላዊ ምርኢትን
https://www.youtube.com/watch?v=1-8bHwfGX5s&feature=youtu.be
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ን25 ዓመታት እዚ ዘይበሃል በድላትን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ወሪዱዎ ኣብ ዝሳቐየሉ ዘሎ ህሞት፡ ህግደፍን መሓውራቶም ዝኾና ማሕበራትን ኣብ ኦስሎ፡ ሃገረ-ኖርወይ፡ ብሩራዊ ኢዮቤል ናጽነት ኤርትራ ብዝብል ኣርእስቲ ዳንኬራን ሳዕስዒትን ንምግባርን ብስዉር ንነዊሕ ጊዜ ተዳልዮም ሸበድበድ ክብሉ ቀንዮም። ከተማ ኦስሎ፡ ከም ካልኦት ከተማታት
THE EUROPEAN Union (EU) is brokering a secret deal with a suspected war criminal in a desperate bid to stop more migrants from Africa arriving on European shores. By SELINA SYKES European diplomats, led by Germany, have reportedly been discussing plans to work with dictatorships around the
ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ኣቢሉ፡ ከምዚ ሎሚ ዘሎ ኣቃውማ ሃገራት፡ ምዕባለ ስነ-ፍልጠት፡ ኣገባብ ምምሕዳርን መንግስትን ኣብ ዘይነበረሉ፡ ኣነ ዝተባህለ ጸይቀ ዕሉል ናይ ሓንቲ ብዝሒ ተቀማጦ ዝነበርዋ ዓዲ መራሒ ነበረ። ከምቲ ኩሎም ግኑናት ውልቀ መለኽቲ መራሕቲ ንዝገዝእዎ ህዝቢ ብኸመይ ከምዝቆጻጸርዎ ዝኣልምዎ ተንኮል፡ ሃጸይ ኣነ፡ ነቲ ዝገዝኦ ህዝቢ
https://www.youtube.com/watch?v=Fg2-xj5P9es
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ሊድስን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ሊድስ ንዕለት 21 ግንበት 2016 ካብ ሰዓት 1:30 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 5:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብዚ ኣኼባዚ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሕዝብናን ሃገርናን ክንዝቲን፥ ጸገማትና ክንፈትሓሉ ዘኽእል እማመ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ
https://www.youtube.com/watch?v=2soEjUWY6H4&feature=youtu.be
ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብቲ ብናጻ ምንቅስቓስ ወተሃደራት ኢትዮጵያ ኣብ 1990 ኣንጻር ደርግ እተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ዝምስረት መሰጋገሪ መንግስቲ ክሳተፍ ብክታሙ ኣረጋጊጹ ምንባሩ ተገሊጹ:: ነዚ ዝገለጸ ብወጻኢ ነቲ ምንቅስቓስ ዝመርሕ ዝነበረ ሻለቃ ዳዊት ወልደጊዮርጊስ ምስ ረድዮ ኢሳት ብ8 ግንቦት ኣብ ዘካየዶ ቃለመጠይቕ ኢዩ:: ሻለቃ ዳዊት ምስ ኢሳያስ
ወየ!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!! 25 ዓመት ባርነት ኤርትራ!!!!!!!!! ኣንታ!! እዚ ቓንዛ ክሳብ ምዕስ ኢና ባርነት ከብቅዕ ንበል ይኣኽለና ለባማት ካብ ተርኽቡ ዝነግሩ ሽግርና ደልይቲ ፍትሒ ጠርንፉ ምኸሩና። ዓለም ለኻዊ ተበግሶ ካብ ጀመሩ ንኽድንፍዕ ህዝባዊ ቓልሲ ኣትርሩ ኢደይ ኢድካ ንበል ኩላትኩም ሕበሩ ዝሓይሽ ዝበልካሞ እናዘርኩም ንገሩ። ዘተ እዩ ፈውሲ ዝኸውን ንሃገርና እስከ ካብዚ መርድእ ዓዲ ኣድሑንና ጠፊኡ መንእሰይ መልቀስ ናይ ሃገርና። ወየ!!!!!ወየ!!!!ወየ!!!!! ኤርትራ
ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ተጋዳላይ ነልሶን ማንደላ ኣብ ሓደ ናይ ጠበቃ ቤት ጽሕፈት ንዝተማህርዎ ናይ ምጥባቅ ሞያ ልምምድ እናገበሩ ሓደ መሳርሕቶም ሓንቲ ሰኮንዶ-ማኖ (ዝተለብሰት) ባድላ ከም ህያብ ሃቦም። ወያ ባደላ መብረ ሰለ ዝሳኣነት ንክትኣርግ ግዜ ኣይወሰደላን፤ማንደላ ኸኣ እናለገቡ ብልቅብቃብ ጨርቂ እቲ ዝሃቦም ዋናኣ ከለልያ ዘይክእል ካልእ ባድላ