Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • meretse November 30, 2017

    ግደፍ ሰብ፡ እንስሳ’ዃ ንሰማይ ኣንቓዕሪሩ ብዝገብሮ ናይ እስትንፋስ ፈተነ፡ ንኩነታት ኣየር ናይ ምልካዕ ዓቅሚ ኣሎዎ።
    ሰብ እሞ ከኣ ይተዓጻጸፎ። ግን ፡ እዚ ብኮፍካ ዝመጽእ ህያብ ኣይኮነን። ውዕሎ ጽባሕ ክትግምት ዝሓለፈካዮን ዘለካዮን ኩነታት ምርድእ የድሊ። ዕዮ ገዝኡ ቀሊል ዝመስል ግን ከኣ ዘይኮነ። ኣስተብህሎ ናይ ሓደ ዓመት ወይ ክልተ ዓመት ብሑቕ ኢዩ። ካብኡ ንላዕሊ ግዜ የድሊ። ዝኮነ ኮይኑ፡ ብድቑስና ውሑዳት ብዝወሰድዎ ጻዕሪ መፃኢና እዚ ከይመሰለ ኣይተርፍን ክብሉ እንከሎዉ ጽን የድልየና። መሃሪ ጽሑፍ – መምህር ኣማኒኤል
    ኣብ ገለ እዋን ወስ ካብ ዘበልዅዎ ናይ ግጥሚ ጽሑፍ
    ……
    ከም ኣግማል ሰሓራ እንዳ ተማራሓ
    ሓራምዝ ኣብቅልቶም ንሞዕራብ ኣምርሓ
    ኣብ ሕማቕ ግዜ ማንም ዝልቕሓ
    ኣቀሚጦም ከዱ ሓንቲ መርዛም ኣቕሓ
    ወዲቓ ኣይትስበር ሞይታ ኣይትቕበር
    ለባም እንተ ሓዛ ትወልደሉ ነገር
    ሓየት እንተ ኣጥፍኣ ብዓሻ ትፍFጠር
    “ብምለሓስ እትውነን” ኮነ’ላ ትናጠር
    ዕድመ እንተ ሂብዋ ገለ እንተገዚኣ
    ክጻልእ እዩ ፍጡር ኣብ ኽንዲ ክንደኣ

  • jommy December 2, 2017

    thanks Emanuel to ALL ERITREANS HOW LONG ARE YOU GOING TO LIVE BY FEAR AND INTIMIDATION ,IT IS HIGH TIME TO RAISE AND THROW THIS REGIME ONCE AND FOR EVER ,.ERITREA IS BEING DESTROYED TO A POINT OF NO RETURN .ALL OF US HAVE TO REALIZE THIS .AND STAND FOR OUR FREEDOM.

POST A COMMENT