https://www.youtube.com/watch?v=tozvb5PomlA&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=tozvb5PomlA&feature=youtu.be
ሓዘንናን ጓሂናን ባዕልና ንደብሶ ዓለምለኻዊ ማዓልቲ ደቀንስትዮ ሸሞንተ መጋቢት (International Women's Day (March 8) ካብ 1900ታት ኢንዱስትራዊ ለውጢ ነጥቢ መቐይሮ ንቁጠባዊ፣ ባህላዊ፣ ፕለቲካዊ ተባሂሉ ዝፍለጥ እዩ ኔሩ። በቲ ሓደ ወገን ድማ ምግላል ደቀንስትዮ ካብ ኩሉ ጽላታት ዝዓብለሉ እዋን ብምንባሩ ፡ ኣብ 1908 ኣብ ኒውርክ ደቀንስትዮ ሰለማዊ
ስውኣት ተቀቢሮም ዶ! ሰማያት ዘለዋ መሬት: ሕንብርቲ ዘይብሉ ሽውሃት ወኒና ካብቲ ካዕበት ዝተሓፍሶ ግራት:ቡቅሊ ኣዳቂላ ከይትወስድ:ኣቃይሓ ብሙሩጽ ጥራሕ ኢየ ዝዕንገል ክትብለኒ
ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ዝበጽሓቶ ቅልዕቲ ደብዳበኻ ካብ ዝቕበላ እንሆ ሰለስተ ወርሕን ፈረቓን ኮይኑኒ።ካብ ዝኸፍታ ጀሚረ ደጋጊመ እየ ዘንብባ፣ ሓይሊን ህይወትን ትህበኒ፣ ተታባብዓኒ፣ ናብ ልበይ ትመልሰኒ።ትማሊ ሃይለ ወልደትሳኤ ናብ ደምበ ስዉኣት ከይዱ ከም ዝተጸምበረኩም ምስ ሰማዕኩ፡ ዝተሰማዓኒስንባደ እዚ ክብሎ ዘይክእል እዩ ነይሩ። ኣቦ ትስምብድ ዲኻ፣ ኣይተበለኒ፣ ቀጺልካ ብዘንበብካ ክርድኣካእዩ። ምስ ብጾትካ ኰንኩም ብሓጎስ ከምዝተቐበልኩሞ ሰሚዔ። ምስቲ ንሱ ካብ 2001 ጀሚሩ ዘሕለፎዳርጋ ገሃነም እሳት ዒራዒሮ ክዋዳደር ከሎ፣ ኣነ ዘለኽዎ እግሪ-ኣባ-ሻውል ድኣ ኮይኑ እምበር፣ በዓል 4 ኮኸብ ኣልበርጎ ክበሃል ይከኣል። ንድሕሪት ተመሉሰ ክሓስቦ ከለኹ፡ ቃልሲ ንኤርትራ ብጊዜና ብ 1950 ኢና ጀሚርናዮ። ድሓር ደቅናዝኾኑ በዓል ሃይለ ብሱሳታት ተሰሊፎም። ሳላሕዲን ወደይ ምስ መዘናታትካ ከኣ ብሰባዓታትኣራቢሕኩሞ። ካባኹም ቀጺሎም ከኣ ናእሽቱ ብሰማንያታት ተሓዊሶሞ። ኣብዛ ናተይ ህይወት፣ እንሆ ብኣርብዓ ዓመት ህዝቢ ኤርትራ ብጅግንነት ተቓሊሱ ብ1991 ኤርትራ ሓራኣውጺኡዋ። ኮይኑ ግን ተስፋናን ትምኒትናን ነዊሕ ኣይሰጎመን። ናይ ሃገር ሓራ ምውጻእ ብናይ ዜጋነጻነት፣ ብናይ ሕጊ ልዑላዊነት እንተ ዘይተሰንዩ ሓርነት ሙሉእ ብሙሉእ ክኸውን ኣይክእልን’ዩ። ህዝቢኤርትራ ድሕሪ ነጻነት፡ ኣብ ዝሓለፉ 26 ዓመታት ዝወረዶ እዚ ዘይብሃል ግፍዒ ኣብ ውሽጢ ዳርጋ ሓደዘመን ህይወተይ ክወርድ ርእየዮ ኣይፈልጥን። ሰብ ተገፊዑ፡ ህዝቢ ጠፊኡ፡ ቅልውላው በዚሑ። ብዙሕስቓይ ርእየ፣ ግን ከም ዕረፍቲ ሃይለ-ድሩዕ ጌሩ ዘሰንበደኒ የለን። ትፈልጥ ትኸውን፣ ሃይለ ብ 1964 ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ ሓዲሽ ኣበባ ኣቛሪጹ ምስ ሓደ ብጻዩ ኮይኖም ንክቃለሱ ተሰሊፎም። እቲ ብጻዩ ኸመን ከምዝነበረ ክነግረካ ኮፍ በል፣ ብስንባደ ከይትወድቕ። እምበርኣርከስ እቲ ናይ ሽዑ ብጻዩ፡ እዚ ሕጂብቐንዱ ሃገርና ዓትዒቱ ሂዝዋ ዘሎ፡ ንሃይለን ን 32 ብጾቱን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዳጒንዎም ዘሎ እዩ።ሓደ ሰብ እንታይ ዓይነት ጭካነ ልቢ ምስ ዝሓድሮ እዩ ንቐንዲ ዓርኩ፡ ን27 ዓመት ምስኡ ንዝተቓለሰብጻዩ 17 ዓመታት ኣብ መዓሙቕ ማእሰርቲ ዝዳጉን? እዚ ጨካን ገዛኢ'ዚ፡ ብስጋ እንተተፈለናዮ፡ መንፈስና ዝርሓቐን መስጣና ዘይወርዶ ጌሩ ወሲድዎ። ዋላእኳ ብዓይነይ ንኽርእዮ ዘለኒ ዕድል ባዶ እንተኾነ፡ ኣይበለን’ዶ እዚ ኣቦይ ክትብል ኢኻ ሳላሕዲን ወደይ፣እቲ ዘይድሃል፡ ዘይጃጁ መንፈስ ኤርትራዊ ነዚ ስርዓት እዚ ከምዝብንቁሮ ኣይጠራጠርን እየ። ውዒሉሓዲሩ ኤርትራውያን ትንፋሶም ክመልሱ፡ ቃሎም ከውጽኡ፡ እምቢ ክብሉ እዮም። ሃገሮም ክመልሱእዮም። ብሓባር ዝነብሩላ ገነት ክሃንጹ እዮም። እንታይ ርእዩ እዩ እዚ ኣቦይ ከምዚ ዝበለ እምነትዝሓደሮ ትብል ትኸው። ምኽንያተይ እንሃሎ። “ነዛ ቤት ትምህርትና መንግስቲ ክወርሳ እንተዳኣ ኾይኑኣነ ብሂወተይ እንከለኹ ከምዘይክእልን ሂወተይ ክኸፍለላ ድልዉ” ምዃነይ ቃል ኣትየ። ከምኣ ምስ በልኩከምዝእሰር ፈሊጠ ነይረ። ኮይኑ ግን ናተይ ምእሳር ኤርትራውያን ውሒጦሞ ከምዘይሓልፉ ፈሊጠዮነይረ። ኣዴታት፡ ተመሃሮ ኣል-ዲያዕ ኮነ ርሑቕ ዝቕመጡ ዝተሰደዱ ኤርትራውያን ከምዝለዕዓሉኣይተጠራጠርኩን። ከምታ ዝበልኩዋ ጌረ፡ ከምታ ዝሓሰብኩዋ እውን ኩይኑ። ህዝቢ ተዛሪቡ፡ ኣስላማዩክርስትያኑ፡ ተላዒሉ ብሓባር ኮይኑ፡ሒዙ ስእለይን ስእሊ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዝተደጎኑ። ሽዑ ዝሰማዕኩዎልቢ ዝመልስ ዘረባ፡ ኩሉ ጊዜ ኣብእዝነይ ይሰራሰር፡ ብኤርትራውነተይ የኹርዓኒ። እዚ ምልዕዓል እዚ ነዚብዛዕብኡ እንተዘይኮይኑ፡ ብዛዕባ ካልእ ዜጋ ክዝረብ ክስማዕ ስለዘየኽእሎ ሃገርና ሰሪሩዋ ዘሎ መላኺ፡ልክዕ ኲናት ኣብ ልቡ ዝወግኦ ኮይኑ ከም ዝስምዖ ኣይጠራጠርን እየ። ካብቲ ኣዝዩ ዘኹርዓኒ ከኣ ህዝቢኣኽርያ እዩ። መላኺ ከይፈርሀ ተላዒሉ። መላኺ ብወረ ከምዝሰማዕካዮ ካብ 360 ዝበዝሕ ቤት ማእሰርቲክሰርሕ ዘይሓፈረ፡ እንሆ ጽዒርና ደው ዘበልናዮ ቤት ትምህርቲ፡ ሃጊሩ ማእሰርቲ ኣረኣእያኡንኣመሃርራኡን ክገብሮ ወሲኑ። ህዝበይ ስቕ ኢሉ ኣይሃበን፡ ስርዓት እምቢ ዝብል ድምጺ ናይ ዜጋታትሰሚዐ ተሓጒሰ። ሕጂ ኸኣ ኣብ ቀተባ ጊዜ ዳግመ-ልደት ሃገር (ዳግመ-ልደት ኤርትራ) ዝብል ጽሑፍበጺሑኒ፡ ኣንቢበ። ኤርትራውያን ኩነታት ሃገር ከመይ ከም ዘስቆርቆሮም ተገንዚበ፡ ደስ ኢሉኒ። ሓደሓደ ነጥብታት ብግጥሚ ዝተሰዀዐ ካብ ዘንበብክዎ ክጠቕሰልካ፥ ክንስጉም ኣበራታቲዕካ መንገዲ ኣሪኢኻ ሓቢርካ ደጊም ምርባሽ የለ ኣብ ደቕኻ ኣብ ኣሕዋትካ ከተግብርዎ እዮም ባዕልኻ ዝወጠንካ ሽቶኦም ክወቕዑ እዮም ምስጋና ይብጻሕካ መገድና ጸሪግካ ሽፋን ዓይንና ስለ ዘብራህካ ዳግመ-ቃልሲ ጠጠው ዘብሎ የለን ተዓዊትካ ዝዘራእካዮ ኣብ ሓጺር ጊዜ ክዕንብብ ደስ ይበልካ ዘበራበርካዮ መንፈስ ክድቅስ? ኣይፋል! እነሆልካ ዝሓለፈ ሕዳር ኣብ ዝጸሓፍካለይ ቅልዕቲ ደድዳበ፡ ዝተረፈ ጉዳይ ከማልእ፡ ኣብ ዘለኽዎ ቁሩብ ክጸንሕተማሕጺንካኒ ኔርካ። እዛ ኣብ ላዕሊ ዘላ ግጥሚ ኣስተውዒልካ ኣንብባ እሞ፡ ኣብ ዓለም ጸኒሔ ብዙሕዝውስኾ ነገር ዘለኒ ኣይመስለንን። ክፍጽሞ ዝነበሪኒ ኩሉ ፈጺመ እይ። ሕጂ ሃይለ ድሩዕ ካብኣርከበኩም'ሲ ንዓይ'ውን ምሳኻትኩም ኮፍ ዝብለላ ቦታ ኣዳልወለይ ድኣ ዝወደይ። መጻኹ ናብዛ ሰላምንቅሳነትን ዘይውድኣ ቦታ። ናተይ ምኻድ፡ ነዚ ኣጉል ስርዓት ዝድርዖ ስለዘስእኖ፡ ዓንጾዓንጾ ሕርቕርቖቱኣብ ካልኦት ከምዘፋኩሶ ይርድኣኒ እዩ። ኮይኑ ግን ሎሚ ዝጀመረ ባርዕ ለውጢ ደው ከብሎ ስለዘይክእል፡ ሓደ ዓመት እኳ ብህይወቱ ዝጸንሕ ኣይመስለንን። ኣብዚ ነዊሕ ህይወተይ ብዙሕ ርእየ።ገዛእቲ ኮኑ ነጋውስ መጺኦም ከይዶም ከምኡ'ውን ንሕብረተሰብ ደው ኢልና በሃልቲ ኣይጸንሑን። ሕጂኸ'ኣ ከምቶም ዝኸዱ፡ ክኸዱ እዮም ሳክትስቲ፡ ብሳክት መራሕቲ። ኰይኑ ኽኣ ኩሉ ኤርትራዊ ተመስገንክብል ኣዩ። ሽዑ ጠሃ ሓወይን ከምኡ ዝኣመሰሉን ህይወቶም ንነጻነት ሃገሮም ህይወትኩም ዘወፈኹምኩኡኹም ኣብዘለኹሞ ኮንኩም፡ እንቛዕ ሓጎሰና እናበኩም ነቶም ኣብ ምድሪ ዝተረፉ፡ ኪዱ ሰጉሙ፡ዓለምኩም ኣርክቡ ስዓሙ፡ ንምዕባለ ድኸሙ ኢልኩምም ከተባብዕዎም ኢኹም፡ መንፈስ ኤርትራውያንቆሲሉ እምበር፡ ኣይመተን። ንዘለዓለም ከብርህ እዩ። ኢንሻላህ ኣቦኻ ሙሳ References: http://awate.com/dear-son-selaheddin/ https://www.youtube.com/watch?v=IEy5BUXLY3U https://www.youtube.com/watch?v=sCdqf-mJSZM Subscribe ASSENNA YouTube to get Radio Assenna shows on time:
ማሕለኻ ዘይብሉ ጸባ ድፉእ! ሕጊ ዘይብሉ ህዝቢ ጥፉእ!’ ካልኣይ ክፋል “ክወግሕ’ዩ ቀደድ ክብል ለይቲ!” (ኣዝማሪኖ.ኮም) ዳስ ክንትክል ኢና ክነንጽፍ ሰቲ ክንቅበል ኢና ካብ ስደት ተመለስቲ ክንጎዪ ኢና ናብ ስራሕ ትምህርቲ ኣብ ደምበ ሳዋ ክነልምዕ ኢና ኣሕምልቲ ጽሩይ ማይ ክንሰቲ ኢና ዘይብሉ ዓለቕቲ ቀዳማይ ክፋል፣ ክሳብ ብስርዓት ፈደረሽን ዝነበረ
Where I come from, young girls are told how to sit, how to smile and how to behave. That meant the many things my brothers could do, I could not because “that was not a girl’s thing” Like when my family bought bicycles for all
ህዝቢ ኤርትራ፡ ብዘይ ህግደፍን ቅድሚኡ ዝነበሩ ገዛእቲ ስርዓታትን፡ ነብሱ ክኢሉ ዝመሓደረሉን ዝዳነየሉን ሕግታትን ወግዒታትን ነይሩዎ’ዩ። እቶም ብለባማትን ሰብ ጸጋ ዕድመን ብጥንቃቀ ዝተዳለዉ መማሓደሪ ሕግታትን ደንብታትን፡ ህዝቢ ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ማሕበራውን ዕለታዊ መነባብሮኡን ዘገልገሉን ንዝበዝሕ ክፋል ሕብረተሰብ ዘርብሕን’ዩ ነይሩ። ይኹን እምበር “ዘራጊ እንከሎ ጽሩይ ማይ
“መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ” ሕዱር ውልቃዊ ቅርሕንቲ’ዶ - ስዉር ቅሙጥ ፖሊሲ ታደሰ ኪዳነ (በርሚንግሃም) 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ክፋላት ናይ ጽሑፈይ፡ መድረኽ ናብ ተወለድቲ ፍሉይ ከባቢ ዘነጻጸረ ፈላላይን ኣነዋርን ዘመተ ከካይዱ ምጽንሖም፡ ብውሑዱ ሸሞንተ (8) ጭብጥታት ብምቕራብ፡ ምስ ናይ ገዛእ ርእሰይ ርእይቶ ኣሰንየ ከቕርበልኩም ጸኒሐ። ኣብዚ ዝሓለፈ
Life is a journey from point to point, although no one can guarantee the destination. We try something expecting to achieve something else within a specified time frame. Whether we accomplish the vision or not, we are conditioned to evaluate the journey in view of
https://www.youtube.com/watch?v=oYRBJUWhCW0&feature=youtu.be
ግርማ ዝዓሰሎ ባህላዊ ክዳን ዙርያን ካባን ለቢሳ ፈለማ ኣብቲ ካሜራታት ዓበይቲ ማዕከናት ዜና ዓለም ዘተኩርሉ ቀይሕ ምንጻፍ ሽልማት ኦስካር ዝተራእየት፡ ቀጺላ ኣብቲ ናብ ሎሚ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ሎሳንጀለስ ዝተኻየደ መበል 90 ጽምብል ሽልማት ኦስካር ንተሸለምቲ ሓጺር ፊልምታት ዘላለየት ኤርትራዊ መበቆል ዘለዋ ኣመሪካዊት ቲፈኒ ሓድሽ፡ ብምቕሉልን
https://www.youtube.com/watch?v=SUg_TEH7q4w
https://www.youtube.com/watch?v=gREyjtiDqjE&feature=youtu.be
ዕለት: 02/03/2018 ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 11 መጋቢት 2018 ካብ ሰዓት ሓደ ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ቁሩብ ኣዋርሕ ዝገበርናዮ ሥራሓትን፡ ንዝመጽእ ሒዝናዮም ዘለና መደባትን፡ ከምኡ`ውን ህልው ኩንተታት ሕዝብናን ፖሊቲካ ሃገናን ክንድህስስ
Al Jazeera speaks to Eritreans in Israel who are facing a tough decision: deportation or imprisonment. In January 2018, Israel approved a plan that asked asylum seekers to choose between indefinite detention in an Israeli prison or deportation to a third country in Africa. Rwanda and Uganda are reported to be the countries accepting
https://www.youtube.com/watch?v=yV5ofFuD4Y0
https://www.youtube.com/watch?v=KmjrQP1RYCE
https://www.youtube.com/watch?v=eyOCN9Iqwcw&feature=youtu.be
ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ከተማ ለንደን፡ ካምደን ኣብ ዝብሃል ከባቢ ን 4 መጋቢት 2018 ብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ህዝባዊ ኣኼባ ፡ ኤርትራውያን ነበርቲ ለንደንን ደገፍቶምን ጥርዓን ድሕሪ ምቕራቦም ተሰሪዙ። ከምዚ እትርእዩዎ እቲ ህዝቢ ንምጽዋዕ ስርዓት ህግደፍ ዝዘርግሖ ፖስተር ከምዘመልክቶ እቲ ኣብዚ ዝመጽእ ቀዳመ-ሰንበት ክካየድ
https://www.youtube.com/watch?v=IEy5BUXLY3U&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=HtVMihM57bI&feature=youtu.be
The stands shake as fans break into song. Hundreds jump up and down, setting a much faster tempo than the play on the field. This soccer stadium is in the heart of political opposition territory in Ethiopia. On a recent Sunday, thousands of supporters are sitting
ካብ ምጉሓቱ ብዓል መትከል ናይ ህዝብኻ ሓበን ናይ ብጾካ ዓንዲ ማእከል ታሪካ ስለ ዝጸሓፍካ ብደምካ ኣብ ልብና ይጥጥዕ ኣሎ ታሪካ ኣንታ ሃይለ ድሩዕ! ኣቦ ቃልሲ ዘይውዳእ ስንቂ’ዩ ታሪካ ንስጋ ንነብሲ ኣርኪብካዮም ዶ! ነቶም ብደሞም ታሪኾን ዝጸሓፉ ከማኻ ንበዓል ዑቕበ፡ ሸሪፎ፡ በራኺ፡ ጀርማኖ ናቲ … ንብዓል ጆስዋ፡ ስዩም ጽሓየ … ንሓቂ ተማጎቲ ሓቂ ክነግሩ ዝተጨውዩ
ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ “ ነጻ ኮይኖም ዝተወልዱ ደቂ ሰብ፡ ማዓስ`ዮም ባራዩ`ኹም ኮይኖም ?!“Omer Bin khetab (634 – 644 ዓ.ም) ሎሚ ነልዕሎ ዛዕባ ተማሓደርትኻ እንታይ ሃይማኖቶም እንታይ ትውልዶም …….. ብዘየገድስ፤ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ኣብ ቅድሚ ሕጊ ክህልዎም ዝግባእ ማዕርነት ዝምልከት ክኸውን`ዩ ፡- ሰይድና ዑመር ኣብ ከተማ
https://www.youtube.com/watch?v=5c6MHNDbODs
BY BRIDGET BOAKYE, at 09:15 am, February 28, 2018, FEATURES She is only 28 and is already the Vice President at Bain Capital, one of the world’s leading private multi-asset alternative investment firms with approximately $95 billion in assets under management. Meet Saron Tesfalul. She specializes in consumer retail, working on
Israel stayed true to its promise of arresting and expelling African migrants last week after it detained seven Eritreans who refused to be deported to Rwanda. Two refugee rights groups, the Hotline for Refugees and Migrants and Aid Organization for Refugees and Asylums seekers in Israel
https://www.youtube.com/watch?v=Emu-by9Otqk&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=csCn6u-t4t4&feature=youtu.be
About 15,000 protesters turned out Saturday on the streets of Tel Aviv to voice their opposition to the deportation of African asylum-seekers, many of them from Sudan and Eritrea. The demonstration in south Tel Aviv was in the heart of the area where many Africans live
https://www.youtube.com/watch?v=x64wtLpjM4w&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=4APcgIb1Guc&t=323s
ክርስትናን ፈተናን መከይቲ ስለ ዝኾኑ፡ ንቤተ-ክርስቲያን ተዋህዶ ጋሻ ነገር ከመዘይ ኮነ ካብ መጽሓፍ ቅዱስን ታሪኽ ቤተ-ክርስቲያንን ብቐሊሉ ክንማሃሮ ንኽእል ኢና። እቲ መሥራቲ ናይ ክርስትና ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ብፈተና ናይዛ ዓለም ንኸይንሳናባድ ኣጸቢቁ መሃረና እምበር፡ ክንስዕቦ ኢሉስ ኣይጠበረናን። "ኣብ ዓለም ከለኹም ብዙሕ ጸበባ ኣለኩም፡ ኣጀኹም ኣነ
ሎሚውን ከምቲ ልሙድ ቅዱስ ሕልንኦምን ልግሶምን $2.600.00 (ክልተ ሽሕን ሹዱሽተ ሚእቲን ዶላር ኣመሪካ) ኣዋጺኦም ናብ መደበር ውጉኣት ሓርነት ኤርትራ ከሰላ ብቐጥታ ተስዲዱስ ድሮ ኣብ ኢዶም በጺሑ ምህላዉ ክንሕብር ደስ ይብላና። ከም ውጽኢቱ እቲ ገንዘብ ኣብ ኢድ ተጠቐምቲ ከምዝበጽሐ ዘረጋግጽ ናብ ገበርቲ ሰናይ መረጋገጺ ሰነድ ቅብሊት
ደሓን ኩን ጽኑዕ ! ብጻይ ብርሃነ መንነት ሰብ መርገጽ`ዩ ፤ንመርገጽ ዝኽፈል ዋጋ ኸኣ ኣሎ ። እቲ ዝዓበየ መርገጽ ከኣ ንናይ ሓባር ረብሓ ትወስዶ መርገጽ`ዩ፤ መኻይዱ ኸኣ ዓበይቲ ዝኸፍልዎ ዋጋ ኣሎ ። ጸብጺብካ ዘይውዳእ ዋጋ። ሓደ ካብኦም ነርካ። ዓቢ ሰብ ። ካብቲ ኣጸቢቁ ዘዕብየካ ኸኣ ንኤርትራዊ ጂኦ ፖለትካ
https://www.youtube.com/watch?v=A5BGmiShH8c&feature=youtu.be