Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እቲ ርክብ ምስ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኳ ተመዲቡ እንተነበረ፡ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ፍቓደኛ ከምዘይኮነ ድሕሪ ምግላጹ፡ ኣብ ክንድኡ ክልተ ወኪላት ማለት፡ ኣምባሳደር ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኣመሪካ ዝነበረ ሰመረ ርእሶምን ኣፈኛ ናይቲ ስርዓት የማነ ገብረመስቀል (ቻርልን) ምስቲ ናይ ኣመሪካ ልኡኽ ተራኺቦም ተዘራሪቦም።   ኣብቲ ዝርርብ ብመንግስቲ ኣመሪካ ዝቐረባ እማመ ዲፕሎማስያዊ

READ MORE

ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ኩለንተናዊ ለውጢ ከምጽእ ዝኽእልን ህላወ ሃገር ዘውሕስን መንእሰይ፡ ምሁር ኣካል፡ በዓል ሃብትን ሰራዊትን ሕመረት ክፋል ሕብረተሰብ፡ ርእሱ ከምዘድንን፡ ናብ ስደት ከምዝበታተን፡ ክብሪ ከምዝስእን፡ ሓቢሩ ከምዘይመክር፡ ኣበርቲዑ ሰሪሑሉን ገና ይቅጽሎ ኣሎን። ህግደፍ፡ ተበላጽን ነውራምን ዕላማታቱ ኣብ ግብሪ ንምትርጓምን ኣብ

READ MORE

ስርዓተ ኢሳይያስ፡ ንኤርትራን ህዝባን ረሚሱ፡ ሃብታን ቁጠባኣን ኣልሚሱ፡ ናብ ዝኸፍአ ደልሃመት፡ ናብ ዝኸፍአ ዕንወት እናደፍአ፡ ሸለው ብዝበለ ገደል ንዕርብርብ ከጽድፋ ይሰርሕ ኣሎ። እቲ ጽኑዕ ህዝባ ግን፡ ንኹሉ’ቲ ብምልኪ ዝወርዶ ሕሰምን ኣደራዕን ተጻዊሩ፡ ክብሩን መንነቱን ንምድሓን ትልኽ እናበለ ይረባረብ ኣሎ። ሎሚ ኣብ ኤርትራ ክልተ ሓይልታት ኣብ

READ MORE

December 10, 2019 ክቡርን ፍቁርን ሐወይ ብርሃነ፡ ብርሃነ ሐወይ ከመይ ትኸውን ኣሎኻ? ድሃይ ከይገብርኩ ድንጉይ ኢለካ። እሱር መስተማሰሊ’ዩ፡ ረሲዓትኒ ትብል ትህሉ። ኣባይካ ይረሳዕ ከመይ ጌይረ ክርሰዓካ።  ኣብ ሓሳበይ ወትሮ ምሳይ ኣሎኻ፡ ከምኡ’ውን ኩሎም እሱራት፡ ኩለን እሱራት። ብርሃነ ሐወይ ከምቲ ኩሉ ጊዜ ኣብ መልእኽትታተይ ዝብለካ፡ ሽሕኳ ነዚ ኣጽናቲ ዝኾነ

READ MORE

https://www.youtube.com/watch?v=fBOX0c37wLE&feature=youtu.be&fbclid=IwAR2ogFMYPiVF8qdYLV9WwuHbuz9g7_BeQZZV-CU74Gy2OLDkASiO4nH5qBs   UPDATE: ዛጊት ንጉዳይ ቤትፍርዲ ኣሰና ዝተወፈየ ገንዘብ ጠቕላላ ድምር፡ £11,881 ፓውንድ ስተርሊን በጺሑ ኣሎ። ኣወዓዕላኡን ቀጻሊ ስጉምታትን ብዝምልከት ነዚ ክሊፕ `ዚ ተኸታተሉዎ። https://www.gofundme.com/f/assenna-foundation-legal-action-… https://www.youtube.com/watch?v=fBOX0c37wLE&feature=youtu.be

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ብመራኸቢ ብዙሓን ዝተዘርግሐ፡ ኣብ እስራኤል ኣብ ቀጽሪ ቤተክርስትያን ብሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ሓደ ኤርትራዊ ብኻራ ዝተፈጸመ ናይ ቅትለት ፈተነ ሓዘኑን ቁጥዐኡን ብምግላጽ ብትሪ ይኹንን። ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካን ሓሳብን ፍልልይ ክህሉ ባህርያዊ እኳ

READ MORE

መልእኽቲ  ኩነና [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2019/12/All-Eritrean-Political-Organizations-Condemn-the-Act-of-Terrorism-By-PFDJ-Supporters-on-Amanuel-Eyasu-Assena.pdf"] መልእኽቲ  ኩነና እቲ ብዕለት 26/11/2019 ኣብ ዓባይ ብርጣንያ ብደገፍቲ ህግደፍ ኢና በሃልቲ፡ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ዝተኻየደ ናይ ጽይቅነት ተግባራት፡ ካብ ብርድኢት ዘይኮነስ፣ ብስምዒትን ረብሓን ብዝሰርሑ ሰባት ክፍጸም ትጽበዮ እኳ አንተኾነ፡ ኣማኑኤልን ከም ናይ ኣማኑኤል ራኢን ዕላማን ዘለና ተቓለስትን፡ ኣይኮነን ዶ ናይ ማይ

READ MORE