ምብራዕ ኲናት ባድመ ንእለቱ ተmምጢዑ ከይበኾዐ ዝተሰንከተ ሌጣ ቅጫ ኣይነበረን፡፡ ከምቲ ብተደጋጋሚ ናይ ስልበጣ ቃል ገበነኛ ኢሳይያስን መንደዃድክቱ መሪሕነትን ዝበሃል ብናይ ደገ ሐይልታት ዝተሰገደደ ዝተሰነዐ ናይ ዶብ ኲናት ውን ኣይኮነን፡፡
ምብራዕ ኲናት ባድመ ንእለቱ ተmምጢዑ ከይበኾዐ ዝተሰንከተ ሌጣ ቅጫ ኣይነበረን፡፡ ከምቲ ብተደጋጋሚ ናይ ስልበጣ ቃል ገበነኛ ኢሳይያስን መንደዃድክቱ መሪሕነትን ዝበሃል ብናይ ደገ ሐይልታት ዝተሰገደደ ዝተሰነዐ ናይ ዶብ ኲናት ውን ኣይኮነን፡፡
ስርዓት ህግደፍ ዓትዒቱ ካብ ዝሕዘና፡ ብጭቆናን ብራዕዲን ካብ ዝሳቕየናን፣ ዓመታት ኣቕጺሩ’ዩ። እቲ ብትሪ ምልከ ጭቆናኡ ዝልለ ስርዓት ናይ ሰሜን ኮረያ ኢዩ ተባሂሉ ብናይዚ እዋንዚ ተኸታተልቲ ታሪኽ ይንገር፡ ግንከ ጉጅለ ኢሰያስን መዛምርቱን ነዚ ብጭቆንኡ ዝተለለየ ስርዓት ሰሜን ኮረያ፣ ብዓመጽ ተወዳዲሩ ብልጫ ወሲዱ ክትብል ትደፍር።
መርሓባ ! እንቋዕ ደሓን መጻእኩም !!
ካብ ፈለምኡ ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት ብግብርን ብስራሕን ንምርግጋጽ ዘንቀደት፡ ነጻ መርበብ ሓበሬታኹም ኣሰና ዳት ኮም፡ ገጻታ ኣስፊሓ ዓምድታታ ኣርቢሓ ብሓድሽ መልክዕን ቅርጽን ሓበሬታዊ ኣገልግሎታ ብዝለዓለ ክትቅጽል ተዋዲዳ ምህላዋ ተበስረኩም።
ኣብርሃም ተስፋገርግስ ወልደገብሪኤል ዝብሃል ኣብ ዓዲ-ኣብዑር (ዞባ ደቡብ)
ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብቲ ንጉስ ሃይለ ስላሴ ናይ ሎሚ ኣስታት 50 ዓመት ይገብር ኣብ ዘስርሕዎ ሳባ ስታድዮም ኮይኑ ተሓበኑ ዓድኹም ማዕቢላ ኢሉና። መልስና ግና ከመይ ኢልና ኢና እሞ ክንሕጎስ ነቲ
20 ሰነ፡ ሽምዓ ወሊዕና ነቶም ስለ ናጽነት ኤርትራ ህይወቶም ዝበጀዉ ዓሰርተታት ኣሽሓት ሰማእታት ኤርትራ እንዝክረሉ ክቡር ዕለት እዩ። ሰማእታትና ዋላ ትሕቲ መሬት እንተተቐበርናዮም፡ ኣብ እምባ ሓበን ክነብሩ ዝግብኦም ጻድቃናት እዮም።
ኣብ ሃገርና ኤርትራ፡ ሎሚ ቕነ ኣብ ከባቢ ዓሰብ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝተፈለጦም፡ ከምኡ ‘ውን እቶም እሳተ-ጎመራ ብዝተፋኦ ሓሙሽኽቲ ሰማይ ጣቓ ተጎልቢቡ ዝረኣዩ፡ ካብቶም ብራድዮን ቴለቭዥንን
ስርዓት ህግደፍ፡ ካብ ሳዋ ‘ኮብሊልኩም’ ብዝብል ምኽንያት ኣብዚ ሰሙን’ዚ ካብ ኣስመራ ዝለቐሞም ካብ 21 ክሳብ 25 ዝዕድሚኦም 25 ዕሸላት መንእሰያት ከም ገላዩ በብጽምዲ ብሰንሰለት ኣሲሩ ብመኪና ናብ ማሕዩር ናብ ከረን ገጹ ከግዕዞም ከሎ፡ እታ ዝጓዓዙላ ዝነበሩ ናይ ጽዕነት መኪና
”ነጻ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኣብ ኦስሎን ከባቢኣን” ብዕለት 11.06.2011 በዓል ናጽነት፣ ዝኽሪ ስውኣትን ዝኽሪቶም ብሓደጋ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሃሊቖም ግቡእ ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ዘይረኸቡ ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ኦስሎ ብድምቀት ኣሕሊፉ።
ልኡኻት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃኮደለ) ምስ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰደህኤI) ሰሉስ ሰነ 14, 2011 ኣብ ከተማ ለንደን ዓባይ ብሪጣንያ ድሕሪ ምርኻቦም ሕጂ ነናብ ቦትኦም ብሰላም ተመሊሶም ኣለዉ።
ኣብ ዞባ ዓንሰባ ፡ ንኡስ ዞባ ዒላበርዕድ ቶሮንኳ ካብ ዝተባህለት ዓዲ ሓንቲ ጓልኣንስተይቲ እትርከቦም 10 ሓረስቶት ብውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ከምዝተኣስሩ ምንጭታት ሓቢሮም።
ሎሚ ሰንበት 12 ሰነ 2011 ኣጋ ምሸት ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ማእከላይ ዓቐን ማለት 5.7 ሬክተር ስኬል ዝመጠኑ ተኸታታሊ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ BNO NEWS ሓቢሩ።
ኣባላት ኣህጉራዊ ምሕዝነት ኤርትራውያን (EGS)፡ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራን (EYGM)፡ ኣሰና ፋውንደሽንን፡ ምስ ኣባላት ጉዳያት ወጻኢ ምምሕዳር መንግስቲ ኣመሪካን: ምስ ዝተፋላለዩ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካን (ኮንግረስ) ተራኺቦም ተዘራሪቦም።
ትማሊ ዕለት 04. 06. 2011 ዓመታዊ ንግደት ማርያም ደዓሪት ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ብድምቐት ከቢሩ ውዒሉ:: ጽምብል ንግደት ማርያም ደዓሪት ብግዕዛዊ ሊጡርግያ ብዝተኻየደ ስርዓተ ቅዳሴን፣ ዝተፈላልየ ጥዕመ ዜማ ብዘለዎም መንፈሳውያን መዝሙራትን ሸብሸብቦታትን ብዝተሰነየን ኣገባኣብ ከባቢ ሰዓት ሓደ ድሕሪ ቀትሪ ተጀሚሩ::
ASMARA, ERITREA (BNO NEWS) — A series of moderate earthquakes struck the Eritrea – Ethiopia border region on Sunday evening, seismologists said, but it was not immediately known if there was damage or if there were casualties.
I just read a poem at alenalki.com- perhaps one of the most colorful websites cyber has ever seen ,thanks to adobe’s Photoshop. Thank God, the poem is short and is dedicated to the Lion of Nakfa.
After six months of under-table tripartite diplomatic wrangling among Eritrea, UK and Australia over the arrest of the four British citizens (one of them with a dual UK and Australian citizenship) by the former, the Eritrean government has held a TV trial this week, with footage, snipers, night goggles and GPS confiscated from the detainees casted as exhibits of evidence.
The last 20 years of independence have been the darkest period in the history of the Eritrean people. The economy not only stagnated but sharply declining from time to time. It is not unusual to see people dying because of hunger and malnutrition.
The Draft Constitution was duly submitted to the relevant bodies by the chairman of the committee as a legitimate document. It is important to note that the Draft Constitution is a collective work, and the property of the Eritrean Commission for Democratic Change.
By Aaron Maasho
ADDIS ABABA (Reuters) – Ethiopia’s government has signed a deal to buy more than 200 tanks at a cost of $100 million from Ukraine’s state-owned military hardware export firm Ukrspetsexport,
Four Britons held in Eritrea on spying and terrorism charges since December have been released, the Foreign Office (FCO) has said.
A new political youth movement – Eritrean Youth for Democratic Change organises a successful martyrs’ commemoration event in Tel Aviv, Israel, on Friday, 18th June.
መበገሲ ናይዚ ጽሑፍዚ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመታት፡ ናይ ሊቅነት (ዶክተረይት) መዓርግ ንምርካብ ዘካየድክዎ መጽናዕታዊ ምርምር፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ድማ ብመልክዕ መጽሓፍ ተሓቲሙ ክወጽእ ትጽቢት ዝተገብረሉ ስርሐይ ኢዩ። እንተኾነ ግን ኣዝዩ ሓጺር ጽሟቕ ናይዚ ዝጠቐስክዎ ስራሕ ኢዩ። ብቕልል ዝበለ ኣገባብ ከቕርቦ ፈቲነ ስለ ዘለኹ ብዙሕ ሰብ ብዕምቆት ክግንዘቦ ተስፋ እገብር።
After six months of under-table tripartite diplomatic wrangling among Eritrea, UK and Australia over the request of the four British citizens (one of them with a dual UK and Australian citizenship), the Eritrean government has held a TV trial this week, with footage, snipers, night
After six months of under-table tripartite diplomatic wrangling among Eritrea, UK and Australia over the request of the four British citizens (one of them with a dual UK and Australian citizenship), the Eritrean government has held a TV trial this
ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽርን ምኽትል ፕረዚደንት ሱዳንን መራሒ ደቡብ ሱዳንን ሻልቫ ኬርን ነቲ ኣብ መንጎ ሰሜንን ደቡብን ሱዳን ሰፊኑ ዘሎ ምትፍናን ንምጕዳል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክራኸቡ ምዃኖም ደይሊ ቪዥን ዝተባህለት ጋዜጣ ሱዳን ገሊጻ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ይኵረይን ልዕሊ 200 T-72 ዝዓይነተን ታንክታት ክትገዝእ ከምዝተወዓዓለት ሓደ ናይ ይኵረይን ብዓል ስልጣን ከምዝገለጸ ሮይተርስ ሓቢሩ።
ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት እንተላይ ቀንዲ ቤትጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ቦምብታት ከጻውዱ ውዲት ንዝኣለሙ 14 ልኡኻት ካብ 9 ዓመት ክሳብ ንሕልፈት ዝዝርጋሕ ፍርዲ ማእሰርቲ ክምዝበየነሎም ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ AFP ሓቢሩ።
ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 35 ስደተኛታት ምብራቕ ኣፍሪቃ ካብ ማልታ ናብ ኣብ ኣመሪካ ብምኻድ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍሊ ሃገራት ከምዝተጣየሱ ማልታ ታይምስ ኣብ ዝዘርግሖ ዜና ሓቢሩ።
ኣባላት ኣህጉራዊ ምሕዝነት ኤርትራውያን (EGS)፡ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራን (EYGM)፡ ኣሰና ፋውንደሽንን፡ ምስ ኣባላት ጉዳያት ወጻኢ ምምሕዳር መንግስቲ ኣመሪካን: ምስ ዝተፋላለዩ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካን (ኮንግረስ) ተራኺቦም ተዘራሪቦም።
እቲ ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ንሃገርና ኤርትራ ብኹሉ እንትናኣ ኣዕንዩ፡ መልክዓን ሕብራን ደዊኑ፡ ኣሰር ህላዊኣ ከተለልዮ ናብ ዘይከኣል ደረጃ ብምውራድ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብኸቢድ መስዋእቲ ንዘዋህለሎ ሓበን ዝሰበረ ውርደተኛ ስርዓት ህግደፍ ከይሓፈረ፡ ነዘን 20 ዓመታት ባርነት ናይ ሓበንን ክብረትን ዓመታት ጠሚቑ፡
ስርዓት ህግደፍ ሓደ ኮለኔል ዝመዓርጉ ላዕለዋይ ኣዛዚ ጸጥታ ናይ ሓደ ከባቢ ዝርከቦም 17 ሰባት ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም።
ኣህጉራዊ ምሕዝነት ኤርትራውያን (Eritrean Global Solidarity) ብ28 ግንቦት 2011 ንሰብኣዊ መሰላትን ቅልውላው ስደተኛታትን ዝድህስስ ሓያለ ምሁራትን ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዝነጥፉ ወከልቲ ኣህጉራውያን ማሕበራትን ዝተሳተፉዎ ካልኣይ ሰፊሕ ሲምፖስዩም ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣካይዱ።
ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ዋሽንግተን ዲሲን ሳንፍራንሲስኮን ከምኡ ውን ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ብራስለስ፡ ንመበል 20 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ምኽንያት እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ኣርዑት መግዛኣቲ ጽዒኑዎ ዘሎ ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ብኢደ ወነኑ ተቖጻጺሩዎ ዘሎ ፖለቲካዊ ስልጣን ለቂቑ ከወርድ ዝጠልብ ብኣወዳድባኡን ተሳተፍነቱን ዝተፈልየ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፍታት ተኻይዱ።
ዓባይ ብሪጣንያ፡ ስርዓት ህግደፍ ነቶም ብሓይሊ ባሕሪ ናይቲ ስርዓት ዝተታሕዙ ኣርባዕተ ሸፋቱ ባሕሪ ናይ ምክልካል ዕማም ዝነበሮም ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዘለዉ ዜጋታታ ደሃዮም ክትፈልጥ ብዘይፍቃዱ ኣብ ልዕሊ ዲፕሎማሰኛታቱ ናይ ምንቅስቓስ ቀይድታት ከምዝገበረት ሮይተርስ ሓቢሩ።
መበል 20 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ “ሳቦያ ንዳግማይ ሞሕራር ህዝብና ካብ ባርነታዊ መግዛእቲ ህ.ግ.ደ.ፍ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብዓቢ ድምቀት ኣብ ዉሸጢ መዲና አዲስ አበባ ተኸቢሩ፡፡
እዚ ኣብ ኣዳራሽ ቤት መግቢ ኦሜጋ ስቶክሆልም ብጽላል ሲቪካዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ሓይልታትን ዉልቀ ዜጋታትን ኣብ ሽወደን ተዳልዩ ዝተኻየደ ባዓል መዓልቲ ነጻነት፡ ንኽልተ ቀንዲ ህልዉ ኩነታት ኣተኩሩ እዩ ተባዒሉ፡-
ኣብ ሓርነታዊ ቓልሲ ሃገራዊ ግቡኦም ብምፍጻም ናጽነት ኣብ ምርግጋጽ ልዑል ኣበርክቶ ዝገበሩ ነባራት ኤርትራውያን ተጋደልቲ፡ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ተጋዳላይን ህዝብን ኤርትራ ግዝኣተ ሕግን ፍትሕን ዝሰፈና ዲሞክራስያዊት ሃገር ንምህናጽ ዝነበሮም መብጽዓ ብምጥላም ብዓመጽን ክቱር ስስዐ ስልጣንን ዝልለ ወልቀምልካዊ ስርዓት ክምዝተኸለ ገሊጾም።
ዝኽበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር፡ ብቐዳምነት ኤርትራዊ ሰላምታና