Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኢትዮጵያ ቡምባ ከጻውዱ ውዲት ንዝገበሩ 14 ልኡኻት ንማእሰርቲ ትፈርድ።

Ethiopian Courtላዕለዋይ ቤትፍርዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት እንተላይ ቀንዲ ቤትጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ቦምብታት ከጻውዱ ውዲት ንዝኣለሙ 14 ልኡኻት ካብ 9 ዓመት ክሳብ ንሕልፈት ዝዝርጋሕ ፍርዲ ማእሰርቲ ክምዝበየነሎም ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ AFP ሓቢሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT