ሰማእታት ኤርትራ ብግብሪ ይዘከሩ!
20 ሰነ፡ ሽምዓ ወሊዕና ነቶም ስለ ናጽነት ኤርትራ ህይወቶም ዝበጀዉ ዓሰርተታት ኣሽሓት ሰማእታት ኤርትራ እንዝክረሉ ክቡር ዕለት እዩ። ሰማእታትና ዋላ ትሕቲ መሬት እንተተቐበርናዮም፡ ኣብ እምባ ሓበን ክነብሩ ዝግብኦም ጻድቃናት እዮም።