Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዮሃና፡ ብምኽንያት መዓልቲ ኣዴታት (Mothers Day)

ንተቓለስቲ ኣዴታት፡ ጅምዓ ዑመር፡ ሰማይነሽ ካሕሳይ፡ መርየም በሽር፡  ካብ ሽወደን፡ ኣስገደት የውሃንስ፡ ህይወት ዮውሃንስ ኣብ ሆላንድ፡ ኣዜብ ሃብተማርያም ኣመሪካ፡ ከምኡ ‘ውን ንኹልኽን ንናጽነት ኣብ ክንዲ ውላድክን ርኢኽን ምእንቲ ሃገር ዝተወፈኽን ኣዴታት፡ ብምኽንያት መዓልቲ ኣዴታት (Mothers

ንተቓለስቲ ኣዴታት፡ ጅምዓ ዑመር፡ ሰማይነሽ ካሕሳይ፡ መርየም በሽር፡  ካብ ሽወደን፡ ኣስገደት የውሃንስ፡ ህይወት ዮውሃንስ ኣብ ሆላንድ፡ ኣዜብ ሃብተማርያም ኣመሪካ፡ ከምኡ ‘ውን ንኹልኽን ንናጽነት ኣብ ክንዲ ውላድክን ርኢኽን ምእንቲ ሃገር ዝተወፈኽን ኣዴታት፡ ብምኽንያት መዓልቲ ኣዴታት (Mothers Day) ዮሃና እብለክን።

ኣኽባሪትክን ሩት ኣሕመዲን

ካብ ጀዳ

ስዑዲ ዓረብ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT